Author: amanuel

1 400 401 402 403 404 537 4020 / 5366
ሶማሊላንድ፣ ወደብ በርበራ ናይ ምስፋሕ መደብ ተዛዚሙ

ሶማሊላንድ፣ ወደብ በርበራ ናይ ምስፋሕ መደብ ተዛዚሙ

Radio Erena: 20 August 2020 ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ዝርከብ ወደብ በርበራ፣ ብናይ ዱባይ ኩባንያ DP World ክካየደሉ ዝጸንሐ ናይ ምጽጋንን ምስፋሕን መደባት ተዛዚሙ። እቲ ወደብ ናይ ኣስታት 250 [...]
“ሱዳን ምስ እስራኤል ዝምድና ክትምስርት’ያ” ዝበለ ኣፈኛ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ካብ ስልጣኑ ተሰጕጉ

“ሱዳን ምስ እስራኤል ዝምድና ክትምስርት’ያ” ዝበለ ኣፈኛ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ካብ ስልጣኑ ተሰጕጉ

Radio Erena: 19 August 2020 "ሱዳን ኣብዚ ቀረባ ግዜ ምስ እስራኤል ዝምድና ክትምስርት'ያ" ዝበለ ኣፈኛ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እ ሃገር፣ ኣምባሳደር ሓይደር ባዳዊ ሳድቅ ካብ መዝነቱ ከምዝተሰጎገ ተሓቢሩ። [...]
Graduation into a vicious circle

Graduation into a vicious circle

Radio Erena: 19 August 2020 Mr. Yemane G. Meskel, the Eritrean Minister of Information and the official spokesperson of the Eritrean government [...]
ንኣስታት 5 ኣዋርሕ ኣብ ኢትዮጵያ ተዓጊቶም ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ንምምላስ ልዕሊ 6 ሽሕ ብር ክኸፍሉ ይግደዱ

ንኣስታት 5 ኣዋርሕ ኣብ ኢትዮጵያ ተዓጊቶም ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ንምምላስ ልዕሊ 6 ሽሕ ብር ክኸፍሉ ይግደዱ

Radio Erena: 19 August 2020 ኣብ ኢትዮጵያ ንኣስታት 5 ኣዋርሕ ተዓጊቶም ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ኤርትራ ንምምላስ ልዕሊ 6 ሽሕ ብር ይኸፍሉ ምህላዎም ተሓቢሩ። ካብን ናብ ኤርትራን ኢት [...]
ኣመሪካን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን

ኣመሪካን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን

Radio Erena: 19 August 2020 ኣመሪካን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ኣብ ክሊ ማያት ዓረብ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከምዘካየዳ ማእከላይ እዚ ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ ኣፍሊጡ። እቲ ክሳብ 17 ነሓሰ፣ ንኣርባዕተ መዓ [...]
ፕረዚደንት ማሊ፣ ብሰራዊት እታ ሃገር ድሕሪ ምእሳሩ ካብ ስልጣኑ ከምዝወረደ ኣፍሊጡ

ፕረዚደንት ማሊ፣ ብሰራዊት እታ ሃገር ድሕሪ ምእሳሩ ካብ ስልጣኑ ከምዝወረደ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 19 August 2020 ፕረዚደንት ማሊ ኢብራሂም ቡባከር ከይታ፣ ብሰሉስ 18 ነሓሰ ብሰራዊት እታ ሃገር ድሕሪ ምእሳሩ፣ ካብ ስልጣኑ ከምዝወረደ ኣፍሊጡ። እቲ ፕረዚደንት ብቴሌቪዥን እታ ሃገር ኣብ ዘመሓ [...]
ርጉእ መንግስቲ ክትምስርት ኣብ ዘይክኣለት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልተ ዓመታት ሓሙሽተ ሚኒስተራት ምክልኻል ተቐይሮም

ርጉእ መንግስቲ ክትምስርት ኣብ ዘይክኣለት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልተ ዓመታት ሓሙሽተ ሚኒስተራት ምክልኻል ተቐይሮም

Radio Erena: 18 August 2020 ርጉእ መንግስቲ ክትምስርት ኣብ ዘይክኣለት ኢትዮጵያ፣ ዝሓለፈ ዓመት ሚኒስተር ምክልኻል ዝተሸመ ኣቶ ለማ መገርሳ ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ። ፕረዚደንት ክልል ኦሮሞ ነበር፣ ኣቶ ለማ መ [...]
ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ንዓመታት ዘዋህለልኦ ልዕሊ 580 ቢልዮን ዶላር ዕዳ ክኸፍላ ከምዘይክእላ ተገሊጹ

ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ንዓመታት ዘዋህለልኦ ልዕሊ 580 ቢልዮን ዶላር ዕዳ ክኸፍላ ከምዘይክእላ ተገሊጹ

Radio Erena: 18 August 2020 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ከጋጥመን ካብ ዝኽእል ቁጠባዊ ቅልውላው ንምድሓን ባንክ ዓለምን ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብን፣ ዘለወን ውህሉል ዕዳ ክድስክል ዝብል እማመ ኣብ ዘተ [...]
ሶማል፣ ሚኒስተር ትምህርቲ ካብ ዝተኻየደሉ ፈተነ ቅትለት ንስክላ ድሒኑ፣ 16 ሰባት ተቐቲሎም

ሶማል፣ ሚኒስተር ትምህርቲ ካብ ዝተኻየደሉ ፈተነ ቅትለት ንስክላ ድሒኑ፣ 16 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 18 August 2020 ሚኒስተር ትምህርቲ ሶማል፣ ዓብዱላሂ ጎዳሕ ባረ ካብ ዝተኻየደሉ ፈተነ ቅትለት ንስክላ ከምዝደሓነ መግለጺ ፈደራላዊ መንግስቲ’ታ ኣፍሊጡ። ኣቲ ሚኒስተር፣ ብሰንበት 16 ነሓሰ፣ ብቓ [...]
ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ንመላእ ኣፍሪቃ ዝሓቖፈ ሽልማት ስፖርት – ኣኖካ ተዋሂቡ

ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ንመላእ ኣፍሪቃ ዝሓቖፈ ሽልማት ስፖርት – ኣኖካ ተዋሂቡ

Radio Erena: 18 August 2020 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፡ ብማሕበር ሃገራውያን ኮሚቴ ኦሊምፒክ ኣፍሪቃ፡ ማለት ኣኖካ፡ ዝለዓለ ናይ ክብሪ ሽልማት ተዋሂቡ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ነዚ ሽ [...]
1 400 401 402 403 404 537 4020 / 5366