Author: amanuel

1 385 386 387 388 389 564 3870 / 5638
ግብጺ፣ ንሱዳን ምሉእ ደገፍ ከምዘለዋ ፕረዚደንት ኣል ሲሲ ገሊጹ

ግብጺ፣ ንሱዳን ምሉእ ደገፍ ከምዘለዋ ፕረዚደንት ኣል ሲሲ ገሊጹ

Radio Erena: 05 January 2021 ግብጺ፣ ንሱዳን ኣብ ኩሉ መዳያት ዘለዋ ደገፍ ከተረጋግጽ ከምእትደሊ፣ ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ገሊጹ። እቲ ፕረዚደንት፣ ነዚ ዝገለጸ፣ ብምኽንያት መበል 65 ዓመት ናጽነ [...]
The Brewing Hardships in the New Year

The Brewing Hardships in the New Year

Radio Erena: 04 January 2020 The health authorities in Eritrea have extended the nine-month-old lockdown starting from December 22. To combat t [...]
العمدة المؤقت لمدينة مقلي يقر بمشاركة قوات ارترية في الحرب الأخيرة

العمدة المؤقت لمدينة مقلي يقر بمشاركة قوات ارترية في الحرب الأخيرة

الاخبار الاثنين 4 يناير 2021 نقل موقع صحيفة أديس ستاندرد الاثيوبية واسعة الانتشار صباح اليوم عن عمدة مدينة مقلي المؤقت السيد اتخالتي هيلاسيلاسي ت [...]
ኣልሸባብ፣ ኣብ ሶማል ኣብ ምህናጽ ጽርግያ ተዋፊሩ ኣብ ልዕሊ ዝነበረ ኩባንያ ቱርኪ መጥቃዕቲ ኣካይዱ

ኣልሸባብ፣ ኣብ ሶማል ኣብ ምህናጽ ጽርግያ ተዋፊሩ ኣብ ልዕሊ ዝነበረ ኩባንያ ቱርኪ መጥቃዕቲ ኣካይዱ

Radio Erena: 04 January 2021 ኣልሸባብ፣ ኣብ ሶማል ኣብ ምህናጽ ጽርግያ ተዋፊሩ ኣብ ልዕሊ ዝነበረ ኩባንያ ቱርኪ፣ መጥቃዕቲ ከምዘካየደ ተሓቢሩ። በቲ ብ2 ጥሪ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ክልተ ቱርካውያን ዝርከብዎ [...]
ኢትዮጵያ፣ ካብ ወጻኢ ዝተለቅሓቶ ኣስታት 29 ቢልዮን ዶላር ውህሉል ዕዳ ከምዘለዋ ኣፍሊጣ

ኢትዮጵያ፣ ካብ ወጻኢ ዝተለቅሓቶ ኣስታት 29 ቢልዮን ዶላር ውህሉል ዕዳ ከምዘለዋ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 04 January 2021 ኢትዮጵያ፣ በብግዜኡ ካብ ዝተፈላለያ ፊናንስያውያን ትካላትን ሃገራትን ክትልቅሖ ዝጸንሐት፣ ኣስታት 29 ቢልዮን ዶላር ውህሉል ዕዳ ከምዘለዋ ሚኒስትሪ ገንዘብ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍ [...]
ኣስመራ፣ ንህዝባዊ መጓዓዝያ ተኪኤን ዝጸንሓ ካሮሳ ምኽልካለን ዝተወጽዑ ሕሙማን ተሓዚሎም ናብ ሕክምና ይመላለሱ ምህላዎም ተገሊጹ

ኣስመራ፣ ንህዝባዊ መጓዓዝያ ተኪኤን ዝጸንሓ ካሮሳ ምኽልካለን ዝተወጽዑ ሕሙማን ተሓዚሎም ናብ ሕክምና ይመላለሱ ምህላዎም ተገሊጹ

Radio Erena: 04 January 2021 ኣብ ኣስመራ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ብዝብል፣ ንልዕሊ 9 ኣዋርሕ ህዝባዊ መጓዓዝያን ታክሲን ደው ድሕሪ ምባለን፣ ከም መተካእታ ኣገልግሎት ክህባ ዝጸንሓ ካሮሳ፣ ዓረብያ ፈረስ [...]
ኣፍሪቃዊ ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ብወግዒ ተኣዊጁ

ኣፍሪቃዊ ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ብወግዒ ተኣዊጁ

Radio Erena: 03 January 2021 ብምኽኒያት ኮቪድ 19 ተደናጉዩ ዝጸንሐ ኣፍሪቃዊ ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ብወግዒ ተኣዊጁ። እዚ ንኤርትራ ጥራይ ዘይጸምበረ ኩለን ሃገራት ኣፍሪቃ ዝሓቖፈ ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ፣ ድሕሪ ምምስራት [...]
ኢትዮጵያ፤ ‘ኣብ እዋን ናዕቢ ብሰራዊት መንግስቲ ዝተቀትሉ ይበዝሑ’ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ

ኢትዮጵያ፤ ‘ኣብ እዋን ናዕቢ ብሰራዊት መንግስቲ ዝተቀትሉ ይበዝሑ’ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ

Radio Erena: 03 January 2021 ድሕሪ ሞት ድምጻዊ ሃጫሉ ሁንደሳን ብዝሰዓበ ናዕብን ናይ ዝወረደ ዕንወት ከጻርይ ዝጸንሐ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ፣ ጸብጻቡ ብወግዒ ኣቕሪቡ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ ኣብ [...]
መንግስቲ ግብጺ ካብ መራሕቲ ኢትዮጵያ መብርሂ ይሓትት

መንግስቲ ግብጺ ካብ መራሕቲ ኢትዮጵያ መብርሂ ይሓትት

Radio Erena: 03 January 2021 ግብጺ፣ ንጉዳይ ምምላእ ዲጋ ተሃድሶ፣ ውሽጣዊ ጸገማታ ንምሽፋን ትጥቀመሉ ኣላ ብምባል መንግስቲ ኢትዮጵያ ንዝሃቦ ቃል፣ ነጺጋቶ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ግብጺ ዝነበረ ዲና ሙፍቲ፣ መንግ [...]
1 385 386 387 388 389 564 3870 / 5638