Author: amanuel

1 380 381 382 383 384 564 3820 / 5638
የመን፣ ኣብ ወደብ ሖደይዳ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ኵናት ልዕሊ 150 ሰባት ተቐቲሎም

የመን፣ ኣብ ወደብ ሖደይዳ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ኵናት ልዕሊ 150 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 20 January 2021 ኣብ የመን፣ ወደብ ሖደይዳ፣ ኣብ መንጎ ብሕቡራት ኢማራትን ስዑዲ ዓረብን ዝድገፉ ዕጡቓትን ነታ ወደብ ተቖጻጺሩ ዘሎ ሑቲን ኣብ ዝተኻየደ ኵናት ብውሕዱ 150 ሰባት ተቐቲሎም። እ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይልን ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ተሃድሶን፣ ካልእ ኣማራጺ ክትጥቀም ከምእትኽእል ኣፍሊጣ

ሱዳን፣ ኣብ ጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይልን ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ተሃድሶን፣ ካልእ ኣማራጺ ክትጥቀም ከምእትኽእል ኣፍሊጣ

Radio Erena: 20 January 2021 ሱዳን፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ምስ ግብጺን ኢትዮጵያን ክካየድ ዝጸንሐ ዘተ ኣጠቓቕማ ናይልን ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋን ተሃድሶን፣ ካልእ ኣማራጺ ክትጥቀም ከምእትኽእል ኣፍሊጣ። እታ [...]

عين راصدة: الطريق إلى الهاوية

فتحي عثمان يتصاعد التوتر في الحدود بين السودان واثيوبيا وسط اتهامات متطايرة بين الجانبين تنذر بحرب شاملة بينهما. وزير الدفاع السوداني في آخر تصريح [...]
መንግስቲ ሶማል፣ ናብ ኵናት ትግራይ ሰራዊት ከምዘይልኣኸ ገሊጹ

መንግስቲ ሶማል፣ ናብ ኵናት ትግራይ ሰራዊት ከምዘይልኣኸ ገሊጹ

Radio Erena: 19 January 2021 ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ኣብ ዝኸፈቶ ኵናት ንምድጋፍ፣ ኣብ ኤርትራ ክስልጥን ዝጸንሐ ኣስታት 3 ሽሕ ሰራዊት ከምዝልኣኸ፣ ኣብ ማ [...]
ካብ ኢትዮጵያ ዝመጽኡ ዘለዉ እሱራት  ኣብ ደሴት ዳህላክ ይእሰሩ ምህላዎም ተሓቢሩ

ካብ ኢትዮጵያ ዝመጽኡ ዘለዉ እሱራት ኣብ ደሴት ዳህላክ ይእሰሩ ምህላዎም ተሓቢሩ

Radio Erena: 19 January 2021 ካብ ኢትዮጵያ ዝመጽኡ 10ታት እሱራት፣ ኣብ ደሴት ዳህላክ ይእሰሩ ምህላዎም ምንጭታት ራድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቶም መንነቶም ብዝርዝር ዘይተፈልጠ እሱራት፣ ኣብ ዳህላክ፣ ኣቐዲሙ [...]
ኤርትራ ሱታፌኣ ከየረጋገጸትሉ ዝጸንሐት ዙር ርዋንዳ ናብ ካልእ እዋን ተሰጋጊሩ

ኤርትራ ሱታፌኣ ከየረጋገጸትሉ ዝጸንሐት ዙር ርዋንዳ ናብ ካልእ እዋን ተሰጋጊሩ

Radio Erena: 19 January 2021 ካብ 21 ክሳብ 28 የካቲት 2021፣ ክካየድ መደብ ተሰሪዕሉ ዝጸንሐ፡ መበል 13 ዙር ቅድድም ብሽክለታ ርዋንዳ፡ ናብ ካልእ እዋን ተሰጋጊሩ። ወደብቲ ናይ'ዚ ውድድር: ነዚ ብማ [...]
ሱዳን፣ ብተወርዋሪ እዚ ዝመሓደር ኣብያተ ማእሰርቲ ክዕጾ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ሱዳን፣ ብተወርዋሪ እዚ ዝመሓደር ኣብያተ ማእሰርቲ ክዕጾ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

Radio Erena: 19 January 2021 ኣብ ሱዳን፣ ከተማ ካርቱም፣ ኣንጻር'ቲ ብተወርዋሪ እዚ ዝፍለጥ ፍሉይ ሓይሊ፣ ዝመሓደር ኣብያተ ማእሰርቲ ክዕጾ ዝውጽዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ። እቲ ብ17 ጥሪ፣ ኣብ ካርቱም ኣብ [...]
ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ክሳብ 40 ዓመታት ኣብ ስልጣን ከጽንሖ ዝኽእል ምርጫ ከምዝተዓወተ ገሊጹ

ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ክሳብ 40 ዓመታት ኣብ ስልጣን ከጽንሖ ዝኽእል ምርጫ ከምዝተዓወተ ገሊጹ

Radio Erena: 18 January 2021 ኣብ ኡጋንዳ፣ ብ14 ጥሪ ኣብ ዝተኻየደ ሃገራዊ ምርጫ፣ ን35 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ዩዌሪ ሙሴቬኒ ከምዝተዓወተ ተገሊጹ። እቲ ፕረዚደንት፣ 59% ናይ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ዞባ ዳርፉር ኣብ ዝተጎሃሃረ ግጭት 84 ሰባት ተቐቲሎም

ሱዳን፣ ኣብ ዞባ ዳርፉር ኣብ ዝተጎሃሃረ ግጭት 84 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 18 January 2021 ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ዳርፉር፣ ኣብ መንጎ ኣዕራብን ጸለምቲ ደቀባትን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 84 ሰባት ከምዝተቐትሉ ኣገልግሎት ዜና ሱዳን ሓቢሩ። እቲ ብቀዳም 16 ጥሪ፣ ኣብ ም [...]
1 380 381 382 383 384 564 3820 / 5638