Author: amanuel

1 378 379 380 381 382 564 3800 / 5639
ከባቢታት ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳን ዓዲ ግራትን ዝርከብ ህዝቢ ዘይወግዓዊ ንግዲ ከካይድ ቀንዩ

ከባቢታት ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳን ዓዲ ግራትን ዝርከብ ህዝቢ ዘይወግዓዊ ንግዲ ከካይድ ቀንዩ

Radio Erena: 27 January 2021 ኣብ መንጎ ከባቢታት ሰንዓፈ ዛላምበሳን ዓዲ ግራትን ዝርከብ ህዝቢታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ብዘይወግዓዊ መንገዲ ንግዲ ከካይድ ከምዝቐነየ ምንጭታት ኤረና ካብቲ ከባቢ ሓቢሮም። [...]

عين راصدة: فورتو ودروس السنة الثامنة

فتحي عثمان في الحادي عشر من يناير الجاري مرت الذكرى الثامنة لعملية فورتو البطولية والتي لو قدر لها النجاح لغيرت من معالم بلادنا المكبلة بقيود الدكتات [...]
Forto: A Lesson for Change

Forto: A Lesson for Change

Radio Erena: 26 January 2021 The morning of 21 January 2013 was unusual in Asmara. Asmarinos woke up that day with no radio or TV transmission [...]
ብሚኒስተር ስለያ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ እስራኤል ናብ ሱዳን ይበጽሕ

ብሚኒስተር ስለያ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ እስራኤል ናብ ሱዳን ይበጽሕ

Radio Erena: 26 January 2021 ብሚኒስተር ስለያ፣ ኤሊ ኮሀን ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ እስራኤል ኣብ ሱዳን ምብጻሕ ኣካይዱ። ሚኒስተር ኮሀን፣ ብ25 ጥሪ ናብ ካርቱም ድሕሪ ምእታዉ፣ ምስ ኣቦ መንበር [...]
ወኪል ሕቡራት ሃገራት፣ ኤርትራውያን ተዓቝቦምሉ ናብ ዘለዉ መዓስከራት ማይ ዓይኒን ዓዲ ሓሩሽን ምብጻሕ ኣካይዱ

ወኪል ሕቡራት ሃገራት፣ ኤርትራውያን ተዓቝቦምሉ ናብ ዘለዉ መዓስከራት ማይ ዓይኒን ዓዲ ሓሩሽን ምብጻሕ ኣካይዱ

Radio Erena: 26 January 2021 ወኪል ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት (UNHCR) ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ማይ ዓይኒን ዓዲ ሓሩሽን ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ብኣን-ኤለን ኤንኮንትር [...]
ኣብ ዶብ ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ደብዳብ ሞርታራት ምቕጻሉ ተሓቢሩ

ኣብ ዶብ ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ደብዳብ ሞርታራት ምቕጻሉ ተሓቢሩ

Radio Erena: 26 January 2021 ኣብ ዶብ ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ጸጸኒሑ ደብዳብ ይቕጽል ከምዘሎ ተሓቢሩ። ሱዳን ትሪቡን ንወትሃደራውያን ምንጭታት ሱዳን ብምጥቃስ ብዘቕረቦ ዜና መሰረት፣ ሓይልታት ኢትዮጵያ፣ ብ24 [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዞባ መተከል፣ ብዘይሕጋዊ መስርሕ ንኣስታት 2 ዓመታት ተኣሲሮም ዝጸንሑ ልዕሊ 600 ሰባት ተፈቲሖም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዞባ መተከል፣ ብዘይሕጋዊ መስርሕ ንኣስታት 2 ዓመታት ተኣሲሮም ዝጸንሑ ልዕሊ 600 ሰባት ተፈቲሖም

Radio Erena: 26 January 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ፣ ዞባ መተከል፣ ቅድሚ ክልተ ዓመታት ዝኣሰሮም ልዕሊ 600 ኢትዮጵያውያን፣ ከምዝፈትሐ ዘ ሪፖርተር ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሩ። ንሳ [...]
“መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንጥሜት፣ ህዝቢ ትግራይ ንምንብርካኽ ከም መሳርሒ ይጥቀመሉ ኣሎ።” ዘ ኢኮኖሚስት

“መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንጥሜት፣ ህዝቢ ትግራይ ንምንብርካኽ ከም መሳርሒ ይጥቀመሉ ኣሎ።” ዘ ኢኮኖሚስት

Radio Erena: 25 January 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ንጥሜት ከም መሳርሒ ይጥቀመሉ ከምዘሎ ዘ ኢኮኖሚስት ወቒሳ። እቲ ሓንቲ ካብ ዓበይቲ መጽሔታት ዓለምና ዝኾነት ዘ ኢኮነሚስት፣ ብ23 ጥሪ [...]
ኣልሸባብ፣ ኣብ ሶማል ኣብ ዝርከብ መዓስከራት ኢትዮጵያን ጂቡቲን ከምዘጥቀዐ ተገሊጹ

ኣልሸባብ፣ ኣብ ሶማል ኣብ ዝርከብ መዓስከራት ኢትዮጵያን ጂቡቲን ከምዘጥቀዐ ተገሊጹ

Radio Erena: 25 January 2021 ምስ ምስሓብ ሰራዊት ኣመሪካ ካብ ሶማል፣ ምንቅስቓሳቱ የሐይል ከምዘሎ ዝግለጽ ዘሎ ኣልሸባብ፣ ኣብ መዓስከራት ኢትዮጵያን ጂቡቲን መጥቃዕቲ ከምዘካየደ ተገሊጹ። ኣብቲ ዝሓለፈ ሰሙ [...]
1 378 379 380 381 382 564 3800 / 5639