Author: amanuel

ምምሕዳር ባይደን፣ ንሑቲ ካብ መዝገብ ሽበራ ክስርዞ ምዃኑ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 08 February 2021
ምምሕዳር ባይደን፣ ንሑቲ ናይ የመን፣ ካብ መዝገብ ሽበራ ክስርዞ ምዃኑ ኣፍሊጡ።
ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ብዛዕባ'ዚ ኣመሪካ እትወስዶ ተበግሶ ናብ ባይቶ [...]

ሶማል፣ ሎሚ ክካየድ ዝነበሮ ምርጫ ኣባላት ባይቶን ፕረዚደንትን ብሰንኪ ዘይምርድዳእ መንግስትን ርእሰ ምምሕዳራትን ተሰናኺሉ
Radio Erena: 08 February 2021
ኣብ ሶማል፣ ሎሚ ሰኑይ 8 ለካቲት ክካየድ ዝነበሮ ምርጫ ኣባላት ባይቶን ፕረዚደንትን፣ ኣብ መንጎ ፈደራላዊ መንግስትን ርእሰ ምምሕዳራትን ብዝተፈጥረ ዘይምርድዳእ ከምዝተሰናኸለ ተሓ [...]

ግብጺ፣ ኤርትራ ቀዪዳቶም ዘላ ገፈፍቲ ዓሳ ዜጋታታ ብቕጽበት ክፍትሑ ጸዊዓ
Radio Erena: 07 February 2021
ግብጺ፣ ሃለዋት’ቶም ኤርትራ ቀዪዳቶም ዘላ ገፈፍቲ ዓሳ ዜጋታታ ከምዘሻቐላን ብቕጽበት ክፍትሑን ጸዊዓ።
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ሳምሕ ሹክሪ ምስ ኤርትራዊ መዘንኡ ኣቶ ዑስማ [...]

ኢትዮጵያ ኣብ ዲጋ ህዳሴ ማይ ከተዕቁር እንተጀሚራ፣ ሱዳን ከም ቀጥታዊ ምትንዃል ኣብ ሃገራዊ ድሕነት ከምእትርእዮ ገሊጻ
Radio Erena: 07 February 2021
ኢትዮጵያ ኣብ ዲጋ ህዳሴ ማይ ከተዕቁር እንተጀሚራ፣ ሱዳን ከም ቀጥታዊ ምትንዃል ኣብ ሃገራዊ ድሕነት ከምእትርእዮ ገሊጻ።
ሚኒስተር ሃብቲ ማይ ሱዳን ያሲር ዓባስ ብቀዳም 6 ለካቲት ኣብ [...]

ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን ተፈጢሩ ዘሎ ወጥሪ ንምዝታይ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ ሎሚ ናብ ካርቱም ክኣቱ’ዩ
Radio Erena: 07 February 2021
ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን ተፈጢሩ ዘሎ ወጥሪ ንምዝታይ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ ሎሚ ሰንበት 7 ለካቲት ናብ ካርቱም ክኣቱ’ዩ።
እቲ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ፊንላንድ ፐካ ሃቪስቶ ዝተ [...]

ኤርትራ ሰራዊታ ካብ ትግራይ ብዝቐልጠፈ ክትስሕብ ኣመሪካ ጸዊዓ
Radio Erena: 05 February 2021
ምምሕዳር ባይደን፣ መንግስቲ ኤርትራ፣ ሰራዊቱ ካብ ትግራይ ብዝቐልጠፈ ክስሕብ ጸዊዑ።
ምምሕዳር ባይደን፣ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ከምዝፈጸመ [...]

“መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ንምውጻእ ዓቕሚ የብሉን።” ግዝያዊ ኣመሓዳሪ ክልል ትግራይ
Radio Erena: 04 February 2021
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ንምውጻእ ዓቕሚ የብሉን ክብል ግዝያዊ ኣመሓዳሪ ክልል ትግርይ፣ ዶ/ር ሙሉ ነጋ ገሊጹ።
ንሱ ነዚ ዝገለጸ፣ ዝሓለፈ ቅንያት፣ [...]

اليونيسيف يكافح سوء تغذية الأطفال في ارتريا
اذاعة ارينا الدولية : الاخبار الخميس 4 فبراير 2021
في تقريره السنوي حول أوضاع الأمومة والطفولة في ارتريا ذكر برنامج الأمم المتحدة للأمومة والطفولة [...]

ሎሚ ክቐውም ዝነበሮ ሓድሽ መንግስቲ ሱዳን ተናዊሑ
Radio Erena: 04 February 2021
ንሎሚ ሓሙስ 04 ለካቲት ክቐውም ዝነበሮ ሓድሽ መንግስቲ ሱዳን፣ ክሳብ ዝመጽእ ሰሙን ከምዝተናውሐ፣ መግለጺ መሻርኽቲ መሰጋገሪ ባይቶ ሱዳን ኣፍሊጡ።
መሻርኽቲ መሰጋገሪ ባይቶ [...]