Author: amanuel

ፖርት ሱዳን፣ ዋጋ ባኒ ክረጋጋእ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ
Radio Erena: 12 February 2021
ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ እትርከበ ወደባዊት ከተማ ፖርት ሱዳን፣ ዋጋታት መሰረታዊ ሃለኽቲ ነገራት ክረጋጋጽእ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ።
እቲ ኣብዚ ሳልስ [...]

ጂቡቲን ፈረንሳን፣ ዝጸንሐን ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ንምሕያል ይዝትያ
Radio Erena: 12 February 2021
ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ ኣብ ፈረንሳ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ።
እቲ ፕረዚደንት፣ ብ10 ለካቲት ናብ ከተማ ፓሪስ ድሕሪ ምእታው፣ ምስ ፕረዚደንት ኢ [...]

ኡጋንዳ፣ ድሕሪ ምርጫ ኣማኢት ተቓወምቲ ፕረዚደንት ሙሴቬኒ ከምዝተኣስሩ ተገሊጹ
Radio Erena: 12 February 2021
ኡጋንዳ፣ ድሕሪ'ቲ ዝሓለፈ ወርሒ ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ፣ ኣማኢት ተቓወምቲ ፕረዚደንት ሙሴቬኒ ከምዝተኣስሩ ተቃወምቲ ውድባትን ሰልፍታትን እታ ሃገር ከሲሰን።
ብፍላይ ኣባ [...]

السلطات في اثيوبيا تغلق معسكري شملبا وحصاص للاجئين الارتريين
اذاعة ارينا الدولية: الاخبار الخميس 11 فبراير 2012
في تصريح للصحفيين في اديس ابابا في التاسع من الشهر الجاري قال مفوض مفوضية اللاجئين الاثيوبية ا [...]

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ዝጸንሑ ልዕሊ 100 ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ሰጕጓ
Radio Erena: 11 February 2021
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ዝጸንሑ ኣስታት 100 ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ ከምዝሰጎጎት ተሓቢሩ።
እቶም ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት፣ ብመርከብ ባጽዕ ዝኣተዉ ኤርትራውያን፣ መብዛሕቶ [...]

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ሰብኣዊ ሓገዛት ዝነጥፉ 25 ናይ ወጻኢ ሰራሕተኛታት ክኣትዉ ፈቒዱ
Radio Erena: 11 February 2021
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ፣ ኣብ ምቕራብ ሰብኣዊ ሓገዛት ዝነጥፉ፣ 25 ናይ ወጻኢ ሰራሕተኛታት ክኣትዉ ከምዝፈቐደ፣ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ።
ኣፈኛ ሕቡራት ሃገራት፣ ስቴፋ [...]

ባይቶ ጸጥታ፣ ሕጋዊ ፕረዚደንት ኣብ ዘይብላ ሶማል፣ ብዝቐልጠፈ ምርጫ ክካየድ ተማሕጺኑ
Radio Erena: 11 February 2021
ሶማል፣ ተፈጢሩ ንዘሎ ናይ ስልጣን ሃጓፍ ንምምላእ፣ ብዝቐልጠፈ ምርጫ ክካየድ ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ተማሕጺኑ።
እቲ ቤት ምኽሪ፣ ኣብ ዘቕረቦ ምሕጽንታ፣ ምርጫ ንምክያድ፣ [...]

Ethiopia Shuts Down Two Eritrean Refugee Camps
Radio Erena: 10 February 2021
In a press conference in Addis Ababa, on Feb.9, Mr. Tesfahoney Gobzay, the director of the Ethiopian Agency for R [...]

መቐለ፣ ኣንጻር መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተኻየደ ህዝባዊ ተቓውሞ ሓደ መንእሰይ ተቐቲሉ
Radio Erena: 09 February 2021
ኣብ ትግራይ፣ ከተማ መቐለ፣ ሎሚ 9 ለካቲት ኣንጻር መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝቀንዐ ተቓውሞ ተኻይዱ።
ኣብቲ ዝበዝሑ መንእሰያት፣ ጎደናታት ብምዕጋትን ጎማታት መኪና ብምቅጻልን ዘካየ [...]