Author: amanuel
ግብጽን ሱዳንን ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ የካዪዳ
Radio Erena: 23 May 2021
ኣባላት ሰራዊት ግብጺ፣ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ንምክያድ ናብ ሱዳን ኣትዮም።
ወሃብ ቃል ሰራዊት ሱዳን ብዓርቢ 21 ግንቦት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ እቲ ሓይሊ ኣየርን ኣጋር ሰራዊትን ዘጠቓለለ [...]
ናይ ሎሚ ዓርቢ 21 ግንቦት 2021 ፈነወና
Radio Erena: 21 May 2021
Radio Erena · ዓርቢ 21 ግንቦት 2021
[...]
ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ኣመሪካ ናብ ጂቡቲን ሶማልን በጺሒ
Radio Erena: 21 May 2021
ብኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ እዚ ኣፍሪቃ፣ ጀነራል ስቴፈን ታውንሰንድ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ እዚ ኣመሪካ ናብ ጂቡቲን ሶማልን በጺሑ።
ጀነራል ታውንሰንድ፣ ብ18ግንቦት ናብዘን ሃገራት [...]
የመን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ እትርከብ ወደብ ሖደይዳ ኣብ ዝተጎሃሃሀር ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 21 May 2021
ኣብ የመን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ እትርከብ ስትራቴጃዊት ወደብ ሖደይዳ፣ ኣብ ዝተወልዐ ሓድሽ ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም።
እቲ ኣብ 19 ግንቦት ዝተወልዐ ግጭት፣ ሓይልታት ሑቲ፣ ኣብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ክልል ደቡብ፣ መንነቶም ዘይተፈልጡ ዕጡቓት ትሽዓተ ኣባላት ጸጥታ ቀንጺሎም
Radio Erena: 21 May 2021
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ደቡብ፣ ዞባ ቤንች ኣብ ዝርከብ፣ ሸካ ዝተባሃለ ከባቢ፣ መንነቶም ዘይተፈልጡ ዕጡቃዕቲ ብውሕዱ ትሽዓተ ኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ከምዝተቐትሉ ተሓቢሩ።
ዶቼቨለ ብዘቕ [...]
ግንባር ሓርነት ኦሮሞ፣ ኣባላት ሓደ ናይ ዕደና ኩባንያ ምዃኖም ዝገለጾም ሰለስተ ቻይናውያን ጅሆ ሒዙ ከምዘሎ ገሊጹ
Radio Erena: 20 May 2021
ግንባር ሓርነት ኦሮሞ፣ ኣብ ምዕራብ ወለጋ፣ ኣብ ዕደና ናይ ዝተዋፈረ ኩባንያ ሰራሕተኛታት'ዮም ዝበሎም ሰለስተ ቻይናውያን ከምዝሓዘ፣ ንዝዘርግሖ መግለጺ ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ሓቢረን። [...]
ካብን ናብን ሶማል፣ ናይ መጓዓዝያ ነፈርቲ ደው ዘበለት ኬንያ፣ ናብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ፍሉይ በረራታት ተካይድ ኣላ
Radio Erena: 20 May 2021
ካብን ናብን ሶማል ዝካየድ ናይ መጓዓዝያ ነፈርቲ ደው ክብል ዝወሰነ መንግስቲ ኬንያ፣ ናብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ግና ፍሉይ በረራታት የካይድ ምህላዉ ተሓቢሩ።
ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን ጥራይ [...]
ስጳኛ፣ እናሓንበሱ ዝሰገሩ ኣስታት 8 ሽሕ ስደተኛታት ናብ ሞሮኮ ትመልስ
Radio Erena: 20 May 2021
መንግስቲ ስጳኛ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ፣ ናብታ ምስ ሞሮኮ ለጊባ እትርከብ ስዌታ፣ ዝተባህለት ክፋላ ዝሰገሩ ኣስታት 8 ሽሕ ስደተኛታት ብሓይሊ ናብ ሞሮኮ ይመልሶም ኣሎ።
እዞም፣ እናሓንበሱን ብን [...]
المحكمة العليا في اوغندا تحكم على قاتلي رجل أعمال ارتري بالسجن خمسين عاما
اذاعة ارينا الدولية: الاخبار 19 مايو 2021
قالت وسائل اعلام اوغندية بأن قاضي المحكمة العليا في كمبالا السيد انجيل فلافيو سيروغا اصدر في السابع عش [...]
ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ፣ ስግኣት ሃገራዊ ድሕነት ምዃኑ መራሕቲ ሱዳንን ግብጽን ብሓባር ገሊጾም
Radio Erena: 19 May 2021
ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ፣ ንሱዳንን ግብጽን ስግኣት ሃገራዊ ድሕነት ምዃኑ መራሕቲ ክልትኤን ሃገራት ብሓባር ገሊጾም።
ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲን ኣቦ መንበር ሉኣላዊ [...]