Author: amanuel
ሩስያ፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ ምስ ሃገራት ቀይሕ ባሕርን ቀርኒ ኣፍሪቃን ዝጀመረቶ ርክብ፣ ምስ ኢትዮጵያ ዘትያ
Radio Erena: 21 June 2021
ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን ኣቶ ደመቀ መኮነን ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሩስያ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ።
እቲ ሚኒስተር ምስ ሩስያዊ [...]
ባይቶ ጸጥታ፣ ብዛዕባ’ቲ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ብህጹጽ ክዝቲ፣ ሱዳን ሓቲታ
Radio Erena: 24 June 2021
ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ንሱዳን፣ ግብጽን ኢትዮጵያን ዘሰሓሕብ ዘሎ ኣጠቓቕማ ናይል ብዝምልከት ክዝቲ መንግስቲ ሱዳን ሓቲቱ።
እቲ መንግስቲ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ብሰሉ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ምስ ቀጠር ተበቲኹ ዝጸንሐ ዝምድና ናብ ንቡር ንምምላስ ሓድሽ ኣምባሳደር መዚዛ
Radio Erena: 24 June 2021
ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ 2017 ኣትሒዙ ተቛሪጹ ዝጸንሐ ዝምድናኣ ምስ ቀጠር፣ ናብ ንቡር ንምምላስ ሓድሽ ኣምባሳደር መዚዛ።
ኣምባሳደር ስዑዲ ዓረብ ኮይኑ ዝተመዘዘ፣ ሉኡል መንሱር ቢን ካሊድ ኣ [...]
ارتريا ضمن ستة دول لم تبدأ تطعيم سكانها ضد فيروس كورونا
اذاعة إرينا الدولية: الاخبار 23 يونيو 2021
أشار تقرير طبي دولي إلى أن ارتريا ضمن ست دول لم تبدأ حتى الآن في تطعيم سكانها ضد فيروس كورونا والدول ا [...]
ኣብ ትግራይ፣ ነፈርቲ ውግእ ኢትዮጵያ ብዘካየድኦ ደብዳብ ሓያሎ ሰለማውያን ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ
Radio Erena: 23 June 2021
ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ትግራይ፣ ኵናት ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ነፈርቲ ውግእ ኢትዮጵያ ብዘካየድኦ ደብዳብ፣ ሓያሎ ሰለማውያን ሰባት ከምዝተቐትሉ ኣሶሸትድ ፕረስ ገሊጹ።
ብፍላይ ቶጎጓ [...]
ካብ 215 ሃገራት፣ ኤርትራ እትርከበን ሽዱሽተ ሃገራት ጥራይ ክታበት ጸረ ኮቪድ ከምዘይጀመራ ተገሊጹ
Radio Erena: 23 June 2021
ኤርትራ እትርከበን ሽዱሽተ ሃገራት፣ ክሳብ እዋን'ዚ ክታበት ጸረ ኮቪድ ከምዘይጀመራ ተገሊጹ።
ኣብ ዝበዝሓ፣ ብመዳይ ሕክምና ዝማዕበላ ሃገራት፣ ብማእከላይ ገምጋም፣ ኣስታት ፍርቂ ካብ [...]
ኤርትራ፣ መምርሒታት ምግታእ ኮረና ቫይረስ ዘይሓለዋ ዝተባህላ ሓያሎ ትካላት ዳግማይ ይዕጸዋ
Radio Erena: 22 June 2021
ኣብ ኤርትራ፣ መምርሒታት ምግታእ ኮረና ቫይረስ ኣይሓለዋን ዝተባህላ ሓያሎ ትካላት ዳግማይ ይዕጸዋ ከምዘለዋ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም።
እተን ተዓጽየን ዘለዋ ትካላት መብዛሕተን፣- ኣብ [...]
ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ዓሚ ዘይተኻየደ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ፣ ኣብዚ ሰሙን ክካየድ’ዩ
Radio Erena: 22 June 2021
ኤርትራውያን ጎባልል ተቀዳደምቲ ብሽክለታ፣ ብባንዴራ ኤርትራ ዝወቐበት ማልያ ለቢስካ ኣብ ኣህጉራዊ ውድድራት ንምስታፍ ኣብ ዝዓለመ፣ ኣብዚ ሰሙን'ዚ ኣብ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ክጽመዱ [...]
ሩስያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ምስ ዝርከባ ሃገራት ዘተ ትቕጽል
Radio Erena: 22 June 2021
ኣብ ሱዳን ክትሃንጾ ዝመደበት መደበር ሓይሊ ባሕሪ መሰናኽል ዘጋጠማ ሩስያ፣ ካልእ ኣማራጺታት ንምንዳይ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ምስ ዝርከባ ሃገራት ትዘራረብ ኣላ።
ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ምስ [...]
“ኣብዛ ዓለም፣ ልዕሊ 82 ሚልዮን ህዝቢ ኣባይቱ ሓዲጉ ተሰዲዱ።” UNHCR
Radio Erena: 21 June 2021
ኣብ 2020፣ ብሰንኪ ኵናት፣ ምግፋዕን ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላትን፣ ቤት ንበርቱ ራሕሪሑ ናይ ዝተሰደ ህዝቢ ብዝሒ 82.4 ሚልዮን ከምዝበጽሐ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት- [...]