Author: amanuel
ፈረንሳ ንኢትዮጵያ ክትህቦ ዝመደበት ወተሃደራዊ ሓገዝ ደው ኣቢላ
Radio Erena: 15 August 2021
ፈረንሳ ንኢትዮጵያ ክትህቦ ዝመደበት ወተሃደራዊ ሓገዝ ደው ከምዘበለቶ ተገሊጹ።
ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ፣ ስሞም ክጥቀሱ ካብ ዘይደለዩ ዲፕሎማስያዊያን ምንጭታቱ ብዝረኸቦ ሓበሬታ መሰረት፣ እቲ [...]
ሱዳን፣ ካብ ቱርኪ ዝተራቐቐ ወተሃደራዊ ተክኖሎጂ ዝውንን ኣጽዋር ክትገዝእ ከምእትደልይ ገሊጻ
Radio Erena: 15 August 2021
ሱዳን፣ ካብ ቱርኪ ዝተራቐቐ ወተሃደራዊ ተክኖሎጂ ዝውንን ኣጽዋር ክትገዝእ ከምእትደልይ ተገሊጹ።
ዓብደል ፋታሕ ኣልቡርሃን ናይ ክልተ መዓልቲ ናይ ቱርኪ ዑደቱ ዛዚሙ ንሃገሩ ኣብ ዝተመልሰሉ [...]
‘ወትሃደራት ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምኡ ድማ ምሊሻታት ኣምሓራ፣ ኣብ ትግራይ ጃምላዊ ዓመጽ ደቂንስትዮ ፈጺሞም’ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል
Radio Erena: 13 August 2021
ወትሃደራት ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምኡ ድማ ሚሊሻታት ኣምሓራ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሸሞንተ ኣዋርሕ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ትግራይ ኣትዮምሉ ኣብ ዝነበሩ እዋን፣ ጃምላዊ ዓመጽ ደቂንስትዮ ከምዝፈ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን እናዓረገ ንዝመጽእ ዘሎ ወጥሪ፣ ንምህድኡ ተበግሶ ክትወስድ ምሕጽንታ ቀሪቡ
Radio Erena: 13 August 2021
ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ካብ ግዜ ናብ ግዜና እናዓረገ ዝመጽእ ዘሎ ወጥሪ ንምህድኡን፣ ክልቲኤን ሃገራት ናብ መኣዲ ዘተ ክቐርባ፣ ስዑዲ ዓረብ ከም መንጎኛ ክትዋሳእ ጻዕርታት ይ [...]
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ብዛዕባ ህሉው ኢትዮጵያ ንምዝታይ ናብታ ሃገር ከምርሕ’ዩ
Radio Erena: 13 August 2021
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፌልትማን፣ ብዝዕባ ህሉው ኩነታት ኢትዮጵያ ንምዝታይ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምርሕ'ዩ።
እቲ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ኣመሪካ፣ ናብ ኢትዮጵያ ዘም [...]
ዩኒሰፍ፣ ኣብ ኤርትራ ብዋሕዲ መኣዛዊ መግብታት፣ ዝተጠቕዑ ልዕሊ 17 ሽሕ ቆልዑ ከምዝኣለየ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 12 August 2021
ኣብ ኤርትራ፣ ኣብዘን ዝሓለፋ ሽዱሽተ ኣዋርሕ፣ ብዋሕዲ መኣዛዊ መግብታት ዝተጠቕዑ፣ 17,728 ቆልዑ ከምዝኣለየ ኣህጉራዊ ማዕከን ቆልዑ ዩኒሴፍ ኣብ ዘውጽኦ ወቕታዊ ጸብጻብ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ዜጋታት ኢትዮጵያ ምግፋፍ ደው ከተብል ኢትዮጵያ ሓቲታ
Radio Erena: 12 August 2021
ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ምግፋፍ ደው ከብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ምሕታቱ ጸብጻብ ዘ ሪፖርተር ገሊጹ።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ሌንጮ ባቲ ምስ ሚኒስ [...]
ሱዳን፣ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተኻየደ ዶባዊ ኵናት 84 ወትሃደራት ከምዝተቐትሉዋ ገሊጻ
Radio Erena: 11 August 2021
ሱዳን፣ ካብ ወርሒ ሕዳር 2020 ኣትሒዙ፣ ኣብ ዝተወልዐ ዶባዊ ግጭት ምስ ኢትዮጵያ፣ 84 ወትሃደራት ከምዝተቐትሉዋ ኣፍሊጣ።
ማዕከናት ዜና እታ ሃገር፣ ንኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓድሽ መንግስቲ ክሳብ ዝቐውም፣ ሰበ ስልጣን እታ ሃገር ምስ ወጻኢ ሃገራት ውዕላትን ስምምዓትን ከይክትሙ ኣጊዱ
Radio Erena: 10 August 2021
ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ፋርማጆ፣ ምርጫ ተኻይዱ፣ ሓድሽ መንግስቲ ክሳብ ዝቐውም፣ ሚኒስተራትን ካልኦት ስበ ስልጣንን እታ ሃገር ምስ ናይ ወጻኢ ሃገራት፣- ኣብ ንግዲ፣ ጸጥታ ይኹን [...]
ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ትግራይ ናብ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራ ክበጽሕ ከምዝኸኣለ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 10 August 2021
ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት-UNHCR፣ ኣብ ትግራይ ናብ ዝርከብ መዓስከራት ስደተኛታት ኤርትራ፣ ክበጽሕ ከምዝኸኣለ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣህጉራዊ ትካል፣ ካብ 13 ሓምለ [...]