Author: amanuel

1 301 302 303 304 305 536 3030 / 5355
ሓይልታት ትግራይ፣ መጥቃዕታቶም ናብ ክልላት ዓፈርን ኣምሓራን የስፋሕፍሕ ከምዘሎ ተገሊጹ

ሓይልታት ትግራይ፣ መጥቃዕታቶም ናብ ክልላት ዓፈርን ኣምሓራን የስፋሕፍሕ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 22 July 2021 ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ክልል ዓፈር ዓስኪሩ ኣብ ልዕሊ ዝርከብ ሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያን ፍሉይ ሓይሊ ክልላትን ዝጀመርዎ መጥቃዕቲ ይቕጽል ከምዘሎ ማዕከናት ዜና ዓለም ገሊጸን። እ [...]
ኣመሪካ፣ ‘ንኣልሸባብ ዒላማ ዝገበረ’ዩ’ ዝተባህለ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ኣካይዳ

ኣመሪካ፣ ‘ንኣልሸባብ ዒላማ ዝገበረ’ዩ’ ዝተባህለ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ኣካይዳ

Radio Erena: 22 July 2021 ፕረዚደንት ኣመሪካ፣ ጆ ባይደን፣ ኣብ ሶማል፣ ናይ ነፈርሪ ደብዳብ ክካየድ ምእዛዙ፣ ኒውዮርክ ታይምስ ኣፍሊጡ። እቲ ብ20 ሓምለ፣ ብሰብ ኣልቦ በረርቲ ዝተፈጸመ ደብዳብ፣ ኣብ ሰሜናዊ [...]
ኤርትራ፣ ጽዑቕ ኣኼባታት ሰራዊት ይካየድ ኣሎ

ኤርትራ፣ ጽዑቕ ኣኼባታት ሰራዊት ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: 21 July 2021 ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ዝርከባ ኣሃዱታት ሰራዊት፣ ጽዑቕ ኣኼባታት ኣብ ምክያድ ከምዘለዋ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም። ኣብ 12 ሓምለ፣ ኣብ ተሰነይ ኣብ ዝተኻየደ፣ ኣኼባ [...]
መራሕቲ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ከሰሓሕቦም ኣብ ዝጸንሐ ጉዳያት ዘትዮም

መራሕቲ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ከሰሓሕቦም ኣብ ዝጸንሐ ጉዳያት ዘትዮም

Radio Erena: 21 July 2021 መራሕቲ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ከሰሓሕቦም ኣብ ዝጸንሐ ጉዳያት ፍርያት ነዳዲ፣ ንግድን ወፍርን ብዝምልክተ ከምዝዘተዩ ማዕከናት ዜና ወሽመጥ ሓቢረን። ወራሲ ዓራት ኣቡ ዳቢ፣ [...]
ጃፓን፣ ኦሎምፒክ ቅድሚ ምጅማሩ፣ ኣብታ ሃገር ክተርፍ ዝወሰነ ኡጋንዳዊ ኣትለት ብፖሊስ ተታሒዙ

ጃፓን፣ ኦሎምፒክ ቅድሚ ምጅማሩ፣ ኣብታ ሃገር ክተርፍ ዝወሰነ ኡጋንዳዊ ኣትለት ብፖሊስ ተታሒዙ

Radio Erena: 21 July 2021 ኣብ ጃፓን፣ ከተማ ቶክዮ ኣብ ዝካየድ ኦሎምፒክ 2020 ንምስታፍ፣ ናብታ ሃገር ካብ ዝተጓዕዙ ኡጋንዳውያን ኣትለታት ሓደ፣ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ ድሕሪ ምስዋሩ፣ ትማሊ 20 ሓምለ ብፖ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ 2020 ዝወዳደሩ ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ዝተመርጽሉ ኣገባብ ዘይፍትሓዊ ምዃኑ ተገሊጹ

ኤርትራ፣ ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ 2020 ዝወዳደሩ ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ዝተመርጽሉ ኣገባብ ዘይፍትሓዊ ምዃኑ ተገሊጹ

Radio Erena: 20 July 2021 ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ 2020 ዝወዳደሩ ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ንምምርጽ ዝተኸተለ መስርሕ ፍታሓዊ ከምዘይኮነ ተገሊጹ። ኣብ ናይ ደቂተባዕትዮ፣ መርሃዊ ቅዱስን ኣማኑኤል ገብረእግዚ [...]
ቀይሕ መስቀል፣ ኣብ ትግራይ ናብ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ምሩዃት ኵናት ክበጽሕ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ

ቀይሕ መስቀል፣ ኣብ ትግራይ ናብ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ምሩዃት ኵናት ክበጽሕ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 20 July 2021 ኣህጉራዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል፣ ኣብ ትግራይ ናብ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ምሩዃት ኵናት ክበጽሕ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ እቲ ኣብ ትግራይ፣ ተታሒዞም ናብ ዝርከ [...]
OPEC፣ ናብ ዕዳጋ ዓለም ዝፈሪ ነዳዲ ክወስኽ ተሰማሚዑ

OPEC፣ ናብ ዕዳጋ ዓለም ዝፈሪ ነዳዲ ክወስኽ ተሰማሚዑ

Radio Erena: 20 July 2021 እዚ ካብ ወርሒ ነሓሰ ጀሚሩ ኣብ ግብሪ ዝውዕል ወሰኽ፣ ነቲ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ተሰናኺሉ ዝጸንሐ ፍርያት ነዳዲ፣ መዓልታዊ ናብ ኣስታት 2 ሚልዮን በርሚል ከሰጋግሮ'ዩ። ወ [...]
ብውሕዱ ሰለስተ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 26 ኣትለታት ዝሓቖፈት ጋንታ ስደተኛታት ኦለምፒክ ናብ ጃፓን ኣምሪሓ

ብውሕዱ ሰለስተ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 26 ኣትለታት ዝሓቖፈት ጋንታ ስደተኛታት ኦለምፒክ ናብ ጃፓን ኣምሪሓ

Radio Erena: 19 July 2021 ብውሕዱ ሰለስተ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 26 ኣትለታት ዝሓቖፈት ጋንታ ስደተኛታት፣ ኣብ ኦለምፒክ ቶክዮ 2020 ንምስታፍ ናብ ጃፓን ኣምሪሓ። እዛ 16 ኣሰልጠንትን 10 ዝተፈላለዩ ሞ [...]
ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ፣ ልዕሊ 24 ሰባት ከምዝተቀትሉ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣረጋጊጹ

ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ፣ ልዕሊ 24 ሰባት ከምዝተቀትሉ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣረጋጊጹ

Radio Erena: 19 July 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብዝቕጽል ዘሎ ግጭት ልዕሊ 24 ሰባት ከምዝተቐትሉ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት እታ ሃገር ኣረጋጊጹ። ድሕሪ'ቲ ኣብ ዞባታት መ [...]
1 301 302 303 304 305 536 3030 / 5355