Author: amanuel
ሓሙሽተ ኤርትራውያን፣ ንብሉጽ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ኣህጉር ኣፍሪቃ ተረቝሖም
Radio Erena: 29 November 2021
ንብሉጽ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ኣህጉር ኣፍሪቃ' ካብ ዝተረቑሑ 15 ተቐዳደምቲ፣ እቶም ሓሙሽተ ኤርትራውያን ምዃኖም ተፈሊጡ።
ብኣቦመንበርነት 5 ግዜ ተሸላሚ ብጫ ማልያ ቱር ዲ ፍ [...]
ጃፓን፣ ድሕነት ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ዝርከቡ ዜጋታታ ንምውሓስ፣ ፍሉይ ኣሃዱ ሰራዊት ናብ ጂቡቲ ልኢኻ
Radio Erena: 29 November 2021
ጃፓን፣ ኣብ ኢትዮጵያ ከጋጥም ካብ ዝኽእል ሓደገኛ ኩነታት፣ ድሕነት ዜጋታታ ንምውሓስ፣ ፍሉይ ኣሃዱ ሰራዊት ናብ ጂቡቲ ከምዝልኣኸት ኣፍሊጣ።
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ጃፓን፣ ኢ [...]
ኢትዮጵያ፣ ከንቲባ ናይታ ደበና ኵናት ኣንጸላልዩዋ ዘሎ ከተማ ደብረብርሃን ምስ ህወሓት ርክብ ኣለካ ብዝብል ጥርጣር ከምዝተኣስረ ተሓቢሩ
Radio Erena: 29 November 2021
ኵናት ትግራይ ናብ ከባቢ ሰሜን ሸዋ ኣስፋሕፊሕሉ፣ ናብ ከባቢ ከተማ ደብረብርሃን ተጸግዒሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንከንቲባ እታ ከተማ፣ ኣቶ ደስታ ኣንዳርጌ ምስ ህወ [...]
ሱዳን፣ ሰራዊት ኢትዮጵያ ብዝኸፈቶ መጥቃዕቲ ሽዱሽተ ወትሃደራት ከምዝተቐትሉዋ ገሊጻ
Radio Erena: 28 November 2021
ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ብቀዳም 27 ሕዳር፣ ኣብ ከባቢ ዶብ ብዝኸፈቶ ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ ሽዱሽተ ወትሃደራት ሱዳን ከምዝተቐትሉ መንግስቲ ሱዳን ገሊጹ።
'ኣብ ከባቢ ኣልፋሽጋ፣ ምህ [...]

ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዘጽነሖም ኣርባዕተ ሰበስልጣን፣ ናይ መግቢ ምሕሳም ኣድማ ኣብ ዝኣወጁሉ ጽባሕ፣ ናጻ ፈንዩዎም
Radio Erena: 28 November 2021
ኣብ ስልጣን ዝርከብ ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዘጽነሖም ኣርባዕተ ሰበስልጣን፣ ናይ መግቢ ምሕሳም ኣድማ ኣብ ዝኣወጁሉ ጽባሕ፣ ናጻ ፈንዩዎም።
እቶም ኣባላት ካቢኔ፣ ኣመሓደ [...]

ኣብ ኢትዮጵያ ተጸባዪ ረዲኤት ኮይኑ ናይ ዘሎ ቁጽሪ ህዝቢ ናብ 9.4 ሚልዮን ክብ ኢሉ
Radio Erena: 28 November 2021
ኣብ ኢትዮጵያ ተጸባዪ ረዲኤት ኮይኑ ናይ ዘሎ ቁጽሪ ህዝቢ ናብ 9.4 ሚልዮን ክብ ከምዝበለ ፕሮግራም መግቢ ዓለም ኣፍሊጡ።
ፕሮግራም መግቢ ዓለም ጀኔቫ ካብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈቱ ብዓርቢ 2 [...]
ማእከላይ እዚ ኢትዮጵያ፣ ነቲ ብምዕራባውያን ዲፕሎማሰኛታትን ኢትዮጵያውያንን ንመሰጋገሪ መንግስቲ ብዝምልከት ዝገበሩዎ ኣኼባ ግቡእ ምላሽ ክህበሉ ምዃኑ ገሊጹ
Radio Erena: 28 November 2021
ኣብ ኢትዮጵያ ቆይሙ ዘሎ ማእከላይ እዚ ወይ ኮማንድ ፖስት፣ ነቲ ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ብምዕራባውያን ዲፕሎማሰኛታትን ኢትዮጵያውያንን ንመሰጋገሪ መንግስቲ ብዝምልከት ዝገበሩዎ ኣኼባ ግቡእ ም [...]
ጂቡቲ፣ ዓቕሚ ሓይሊ ባሕራ ንምዕባይ ኣርባዕተ መራኽብ ኵናት ሸሚታ
Radio Erena: 25 November 2021
ሓይሊ ባሕሪ ጂቡቲ፣ ዓቕሙ ንምዕባይ፣ ኣርባዕተ ዘመናውያን መራኽብ ኵናት ከምዝዓጠቐ ተገሊጹ።
እተን መራኽብ ብ22 ሕዳር ናብ ወደብ ጂቡቲ ኣብ ዝኣተዋሉ፣ ፕረዚደንት እስማዒል [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ‘ምስ ህወሓት ርክብ ኣለዎም ብዝብል ጥርጣረ ንዝተታሕዙ ሰባት ፈንዩ’ ብዝብል ክሲ ንኣዛዚ ፖሊስ ደብረብርሃን ኣሲሩ
Radio Erena: 25 November 2021
ኵናት ትግራይ ናብ ከባቢ ደብረብርሃን ከምዝተጸግዐ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኣዛዚ ፖሊስ እታ ከተማ፣ ኮማንደር ታየ ሃብተጊዮርጊስ ምስ ህወሓት ርክብ ኣለዎ ብ [...]
‘ፈረንሳ፣ ገማግም ባሕራ መቓብር ብጀላቡ ናይ ዝሰግሩ ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ክትከውን ኣይንሓድጋን ኢና።’ ፕረዚደንት ማክሮን
Radio Erena: 25 November 2021
ገማግም ባሕሪ ፈረንሳ፣ ካብ ጎማ ብዝተሰርሓ ጀላቡ ተጠቒሞም ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ፈቲኖም ናይ ዝጥሕሉ ሰባት መቓብር ክኸውን ኣይንፈቅድን ኢና ክብል ፕረዚደንት ኢማኑኤል ማክሮን [...]