Author: amanuel
ኣስመራ፣ ብሰንኪ ንሰሙናት ዝቕጽል ዘሎ ምቁራጽ ኤሌክትሪክ፣ ፋርማሲታት ኣብ መዝሓሊ ዝኸዘንኦ መድሃኒታት ክጉሕፋ ኣገዲዱ
Radio Erena: 04 December 2021
ኣብ ኣስመራ፣ ንሰሙናት ዝቕጽል ዘሎ ምቑራጽ ሓይሊ ኤሌክትሪክ፣ ኣብ ዕለታዊ መነባብሮ ህዝቢ፣ ማሕበራዊ ንጥፈታትን ከም ጥዕና ዝኣመሰለ ትካላትን ከቢድ ጸቕጢ ፈጢሩ ይርከብ።
ሓ [...]
ሰራዊት ኡጋንዳ፣ ዕጡቓት ንምህዳን ዶብ ሰጊሩ ናብ ኮንጎ ከምዝኣተወ ተገሊጹ
Radio Erena: 03 November 2021
ኡጋንዳ፣ ኣብ ዞባ ኪቩ ዝንቀሳቐሱ ዕጡቓት ንምህዳን ምስ ደሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ ብሓባር ዝስለፍ ሰራዊት ከምዝልኣኸት መደበር ቴሌቪዥን ፈረንሳ ኣቃሊሓ።
ሰራዊት ኡጋንዳ፣ [...]
ፕረዚደንት ሶማልን ኣሚር ቀጠርን ኣብ ህሉው ኩነታት ሶማልን ናይ ምትሕግጋዝ መደባትን ዘትዮም
Radio Erena: 03 November 2021
ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ፋርማጆ፣ ናብ ቀጠር ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ።
እቲ ፕረዚደንት፣ ምስ በዓልቲ ቤቱን ክልተ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዝርከቦም፣ ክልተ ሚኒስተ [...]
‘ትዊተር ጸግዒ ሓይልታት ትግራይ ሒዙ።’ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ውግዓዊ ጥርዓን ኣቕሪቡ
Radio Erena: 03 November 2021
ሓደ ካብቶም ናይ ዓለምና ዝዓበየ ማሕበራዊ ሜድያታታት ዝኾነ ትዊተር፣ ጸግዒ ሓይልታት ትግራይ ሒዙ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ወቒሱ።
እቲ ትካል፣ ኣብ ልዕሊ 'ቶም ንሓይልታት ት [...]
ጂቡቲ ምስ ቀጠር ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ዝምድንኣ ናብ ንቡር መሊሳ
Radio Erena:02 December 2021
ጂቡቲ ምስ ቀጠር ኣዛሕቲላቶ ዝጸንሐት ዝምድና ናብ ንቡር ከምዝመለሰት ተገሊጹ።
እታ ሃገር ነቲ ካብ 2017 ኣቲሒዛ ኣደስኪላቶ ዝጸንሐት ዝምድና ምስ ቀጠር ናብ ንቡር ከምዝመለሰ [...]
ኣዲስ ኣበባ፣ ድሕሪ ምእዋጅ ናይ ህጹጽ እዋን፣ ወራር መሬት ገኒኑ ምህላዉ ቤት ጽሕፈት ጸጥታ እታ ከተማ ገሊጹ
Radio Erena: 01 December 2021
ኣብ ኵናት ትግራይ ተሸሚሙ ዝርከብ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናይ ህጹጽ እዋን ድሕሪ ምእዋጁ፣ ወራር መሬት የስፋሕፍሕ ከምዘሎ፣ ንሓላፊ ጸጥታ እታ ከተማ፣ ቀንዓ ያደታ ብምጥቃስ ጋዜጣ ዘ [...]
ኣመሪካ፣ ሓደ ሽሕ ተወሰኽቲ ወትሃደራት ናብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ክትልእኽ’ያ
Radio Erena: 01 December 2021
ኣመሪካ፣ ኣስታት ሓደ ሽሕ ተወሰኽቲ ወትሃደራት ናብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ክትልእኽ ምዃና መርበብ ሓበሬታ ሚሊታሪ ኣፍሊጡ።
800 ካብ ቨርጂንያ 200 ድማ ካብ ኬንታኪ ዝተኣኻኻቡ [...]
ህዝቢ ኣል ፋሺጋ፣ ካብ ኢትዮጵያ ንዘጋጥም ተጻብኦታት ኣብ ጎኒ ሰራዊት ሱዳን ክስለፍ ጀነራል ኣልቡርሃን ጸዊዑ
Radio Erena: 01 December 2021
ሰራዊት ሱዳን፣ ሰፊሕ ናይ ሕርሻ ዞባ ኣል ፋሺጋ ንምቁጽጻር ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ወፍሪ፣ ህዝቢ እቲ ከባቢ ኣብ ጎኑ ክስለፍ፣ መራሒ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ጸዊዑ።
[...]
ሓለዋ ዶባት ኤውሮጳ፣ ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ንዝሰግሩ ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ንምዕጋት፣ ሓንቲ ነፋሪትን ድሮን ከዋፍር’ዩ
Radio Erena: 30 November 2021
ሓለዋ ዶባት ኤውሮጳ፣ ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ንዝረአ ዘሎ ዋሕዚ ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ንምዕጋት፣ ካብ ሓደ ታሕሳስ ኣትሒዙ ነፋሪት ከዋፍር ምዃኑ ኣፍሊጡ።
እታ ነፋሪት [...]
ኣዲስ ኣበባ፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ጉዳዮም ዘሳልጥሉ ኣብያተ ጽሕፈት UNHRCን ARRAን ምዕጻው ተወሳኺ ሻቕሎት ይፈጥር
Radio Erena: 30 November 2021
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ጉዳዮም ዘሳልጥሉ ኣብያተ ጽሕፈት ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት (UNHRC)ን ጉዳይ ስደተኛታትን ካብ ስደት ተመለ [...]