Author: amanuel

1 290 291 292 293 294 565 2920 / 5650
ኲናት ትግራይ፡ ኢትዮጵያውያን ኣብ ወጻኢ ሃገራት ብዕምቆት ከፋፊሉ

ኲናት ትግራይ፡ ኢትዮጵያውያን ኣብ ወጻኢ ሃገራት ብዕምቆት ከፋፊሉ

Radio Erena: 22 December 2021 ኲናት ትግራይ ካብ ዝጅምር ልዕሊ ሓደ ዓመት ኣቑጺሩሉ ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ ዲያስፖራ ማለት ወጻኢ ሃገራት ኣብ ልዕሊ ዝቕመጡ ኢትዮጵያውያን ዓምዩቕ ምክፍፋል ፈጢሩ ከምዘሎ ዝተፈላለያ [...]
ደቀንስትዮ ዝጽቀጣለን ሃገራት፡ ዝደኸያን ዘይተረጋጋኣን ምኹዋነን ተገሊጹ

ደቀንስትዮ ዝጽቀጣለን ሃገራት፡ ዝደኸያን ዘይተረጋጋኣን ምኹዋነን ተገሊጹ

Radio Erena: 22 December 2021 ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ጸቕጢ ምስ ዝግበር፡ ጓል ኣንስተይቲ ጥራይ ዘይኮነ ወዲ ተባዕታይ’ውን ይጉዳእ እዩ፡ ኣብ ልዕሊኡ ድማ ሕብረተሰብ ድኻ ይኸውን ሃገር ድማ ዘይተረጋግአት ትኸ [...]
ሱዳን፡ ብሰንበት ኣብ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ 123 ሰባት ቆሲሎም፤ ሓደ ሰብ ከኣ ሞይቱ

ሱዳን፡ ብሰንበት ኣብ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ 123 ሰባት ቆሲሎም፤ ሓደ ሰብ ከኣ ሞይቱ

Radio Erena: 21 December 2021 ህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን ብሰፊሑ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ብሰንበት 19 ታሕሳስ ኣብ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ ሓደ ሰብ ክቕተል እንከሎ፣ ብዉሑዱ 123 ሰባት ከኣ ከምዝቖሰሉ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል፣ ሸውዓተ ኣባላት ‘ሽማግለ ዕርቂ’ ካብ መዝነቶም ኣልዩ

ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል፣ ሸውዓተ ኣባላት ‘ሽማግለ ዕርቂ’ ካብ መዝነቶም ኣልዩ

Radio Erena: 21 December 2021 ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል መሓመድ ሑሴን ሮብለ፣ ሸውዓተ ኣባላት ‘ሽማግለ ዕርቂ’ ካብ መዝነቶም ከምዝኣለየ ካብ ከተማ ሞቓድሾ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። ማዕከናት ዜና ሶማል ኣብ ዝህቦኦ ዘ [...]
Upper and Lower Hands in a Boundless Civil War

Upper and Lower Hands in a Boundless Civil War

By Fathi Osman In a set of counteroffensives, the Ethiopian federal army is gaining the upper hand in the war against the Tigrayan forces. Desp [...]
ኢትዮጵያ፡ ሓይልታት ትግራይ ካብ ሓያሎ ተቖጻጺሮሞ ዝጸንሑ ከባቢታት ይስሕቡ

ኢትዮጵያ፡ ሓይልታት ትግራይ ካብ ሓያሎ ተቖጻጺሮሞ ዝጸንሑ ከባቢታት ይስሕቡ

Radio Erena: 20 December 2021 ሓይልታት ትግራይ፣ ካብ ትግራይ ወጻኢ ተቖጻጺሮሞ ዝጸንሑ ከባቢታት ይስሕቡ ከምዘለዉ ሮይተርስ ካብ ከተማ ናይሮቢ ኣብ ዘመሓላለፎ ዜና ኣመልኪቱ። ላዕለዋይ ኣዛዚ ህወሓት ዶክተር ደብረጽዮ [...]
ኣፍሪቃ፣ ብኮቪድ 19 ናይ ዝተለኽፉ ሰባት ልዕሊ 9.14 ሚልዮን በጺሑ

ኣፍሪቃ፣ ብኮቪድ 19 ናይ ዝተለኽፉ ሰባት ልዕሊ 9.14 ሚልዮን በጺሑ

Radio Erena: 20 December 2021 ኣብ ኣፍሪቃ ብኮቪድ 19 ናይ ዝተለኽፈ ቁጽሪ ህዝቢ ናብ 9 ሚልዮን ክብ ከምዝበለ ተገሊጹ። AFRICA CDC, ማለት ማእከል ምቁጽጻር ተላባዒ ሕማማት ኣፍሪቃ ብቀዳም 19 ታሕ [...]
ሱዳን፣ ንዕልዋ መንግስቲ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ብሓድሽ ማዕበል ጀሚሩ

ሱዳን፣ ንዕልዋ መንግስቲ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ብሓድሽ ማዕበል ጀሚሩ

Radio Erena: 20 December 2021 ንናይ ወርሒ ጥቅምቲ ዕልዋ መንግስቲ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊታት ሱዳን፣ ብሰፊሑ ይቕጽል ከምዘሎ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ኣብቲ ብቀዳም ጀሚሩ ሰንበት 20 ታሕሳስ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ልዕሊ 7,500 ዜጋታት ወጻኢ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ የእትያ

ስዑዲ ዓረብ፣ ልዕሊ 7,500 ዜጋታት ወጻኢ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ የእትያ

Radio Erena: 20 December 2021 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ምስ ጉዳይ ናይ ስራሕ ፍቓድን ቪዛን ብዝተኣሳሰር ልዕሊ 7,500 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተወ ኣፍሊጡ። ካብቶም ዶብ ጥሒሶም ናብ ስዑዲ ዓረብ ክኣ [...]
ናብ ኤርትራ ንታዕሊም ዝተላእኩ ሶማላውያን ደሃይ ንምፍላጥ ዝቖመት ኮሚቴ፣ ዛጊት ዝኾነ ስራሕ ከምዘየሳለጠት ተገሊጹ

ናብ ኤርትራ ንታዕሊም ዝተላእኩ ሶማላውያን ደሃይ ንምፍላጥ ዝቖመት ኮሚቴ፣ ዛጊት ዝኾነ ስራሕ ከምዘየሳለጠት ተገሊጹ

Radio Erena: 19 December 2021 ናብ ኤርትራ ንታዕሊም ዝተላእኩ ሶማላውያን መንእሰያት ደሃይ ንምፍላጥ ዝቖመት ኮሚቴ ካብ እትቐውም 9 ወርሒ ኣሕሊፋ፣ ዛጊት ዝኾነ ስራሕ ከምዘየሳለጠት ተገሊጹ። ወለዲ እቶም መንእሰያት [...]
1 290 291 292 293 294 565 2920 / 5650