Author: amanuel

1 282 283 284 285 286 566 2840 / 5651
ፈረንሳ፣ ኣስታት ብርክት ዝበላ ነፈርቲ ውግእ ዝተሳተፍኦ፣ ጽዑቕ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣብ ጂቡቲ ኣካይዳ

ፈረንሳ፣ ኣስታት ብርክት ዝበላ ነፈርቲ ውግእ ዝተሳተፍኦ፣ ጽዑቕ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣብ ጂቡቲ ኣካይዳ

Radio Erena:18 January 2022 ፈረንሳ፣ ዝተፈላለየ ነፈርሪ ውግእ ዝተሳተፍኦ፣ ጽዑቕ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣብ ጂቡቲ ከምዘካየደት ገሊጻ። እቲ ራፋል፣ ሚራዥ፣ ከምኡ ድማ A330 ፈኒክስ ዝዓይነተን ነፈርቲ ዝተሳተ [...]
ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃን ተሓጋጋዚት ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢን፣ ናብ ኣዲስ ኣበባን ካርቱምን ክበጽሑ’ዮም

ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃን ተሓጋጋዚት ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢን፣ ናብ ኣዲስ ኣበባን ካርቱምን ክበጽሑ’ዮም

Radio Erena: 17 January 2022 ንትሽዓተ ኣዋርሕ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝነበረ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፌልትማን ብምትካእ ዝተመዘዘ፣ ኣምባሳደር ዳቪድ ሳተርፊልድ፣ ፈላሚ ዕደቱ ናብቲ ዞባ ከካይድ'ዩ። [...]
‘ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ልዕሊ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ናይ ድሮን መጥቃዕቲ ኣካይዱ’

‘ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ልዕሊ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ናይ ድሮን መጥቃዕቲ ኣካይዱ’

Radio Erena: 17 January 2022 ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ዞባ ኣቡዳቢ፣ ናይ ድሮን መጥቃዕቲ ክኸውን ከምዝኽእል ዝተጠርጠረ ምፍንጃር ከምዘጋጠመ ማዕከናት ዜና ገሊጸን። እቲ ምፍንጃር፣ ነዳዲ ኣብ ዘመላልሳ ሰ [...]
ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ፣ ጽዑቕ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ የካይዳ

ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ፣ ጽዑቕ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ የካይዳ

Radio Erena: 17 January 2022 ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ፣ ኣብ ጽዑቕ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምዳት ተጸሚደን ይርከባ። ኣቐዲማ ምስ ግብጺን ዮርዳኖስን በብንጽል፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከተካይ [...]
ኢትዮጵያ፣ ካብ ንግዳዊ ውዕል ኣጎዋ ብምስራዛ፣ 64% ቆርበትን ፍርያት ቆርበትን ንሰደድ ክልኣኽ ከምዘይክኣለ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ካብ ንግዳዊ ውዕል ኣጎዋ ብምስራዛ፣ 64% ቆርበትን ፍርያት ቆርበትን ንሰደድ ክልኣኽ ከምዘይክኣለ ተገሊጹ

Radio Erena: 17 January 2022 ምስ ኵናት ትግራይ ተተሓሒዙ፣ ኣመሪካ ንኢትዮጵያ፣ ካብ ቀረጽ ናጻ ዝኾነ ሰደድ ዘተባብዕ ንግዳዊ ስምምዕ ኣጋዋ ክትስርዛ ምውሳና፣ 64% ቆርበትን ፍርያት ቆርበትን እታ ሃገር፣ ክልኣ [...]
ኣፈኛ መንግስቲ ሶማል፣ ብዝተኻየደሉ ርእሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ቆሲሉ

ኣፈኛ መንግስቲ ሶማል፣ ብዝተኻየደሉ ርእሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ቆሲሉ

Radio Erena: 16 January 2022 ኣፈኛ መንግስቲ ሶማል፣ መሓመድ ኢብራሂም ሙዓሊሙ፣ ሎሚ ሰንበት 16 ጥሪ ብዝተኻየደሉ ርእሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ከምዝቖጸለ ማዕከናት ዜና መንግስቲ ኣፍሊጠን። ድሕሪ'ቲ መጥቃዕቲ፣ [...]
ፕረዚደንት ዚምባብዌ፣ ንዓመታዊ ዕረፍቲ ፣ስልጣኑ ንምክትሉ ኣረኪቡ

ፕረዚደንት ዚምባብዌ፣ ንዓመታዊ ዕረፍቲ ፣ስልጣኑ ንምክትሉ ኣረኪቡ

Radio Erena: 16 January 2022 ፕረዚደንት ዚምባብዌ፣ ኤመርሰን ምናንጋዋ፣ ንሰለስተ ቅነ ዝጸንሐ ዓመታዊ ዕረፍቲ ክወስድ ድሕሪ ምውሳኑ፣ ስልጣኑ ንምክትሉ ኣረኪቡ። እቲ ፕረዚደንት ክሳብ 5 ለካቲት፣ ኣብ ዕረፍ [...]
ሶማል፣ ሃገራዊት ራድዮ፣ ብቋንቋ ጣልያን ፈነወ ምጅማራ ቁጠዐ ኣለዓዒሉ

ሶማል፣ ሃገራዊት ራድዮ፣ ብቋንቋ ጣልያን ፈነወ ምጅማራ ቁጠዐ ኣለዓዒሉ

Radio Erena: 16 January 2022 ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ብሃገራዊት ራድዮ፣ ብቋንቋ ጣልያን ዝመሓላለፍ መደባት ክፍኑ ብምጅማሩ፣ ኣብታ ሃገር ቁጠዐ ከምዝፈጠረ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቲ መንግስቲ [...]
ቁጠባ ኤርትራ፣ ወዲቕዎ ካብ ዘሎ ደረጃ ናይ ኣብዚ ዓመት ናይ 4.8% ዕብየት ከርኢ ከምዝኽእል ተገሊጹ

ቁጠባ ኤርትራ፣ ወዲቕዎ ካብ ዘሎ ደረጃ ናይ ኣብዚ ዓመት ናይ 4.8% ዕብየት ከርኢ ከምዝኽእል ተገሊጹ

Radio Erena: 16 January 2022 ቁጥባ ኤርትራ፣ ወዲቕዎ ካብ ዘሎ ደረጃ፣ ኣብዚ ዓመተ 2022 ናይ 4.8% ዕብየት ከርኢ ከምዝኽእል ንጸብጻብ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ወይ IMFብምውካስ፣ ኢንቨስትመንት ሞኒተር ዝተ [...]
ኣብ ሶርያ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ፈጺሙ ኣብ ጀርመን ዑቕባ ዝሓተተ ኮለነል፣ ንሕልፈት ክእሰር ተፈሪዱ

ኣብ ሶርያ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ፈጺሙ ኣብ ጀርመን ዑቕባ ዝሓተተ ኮለነል፣ ንሕልፈት ክእሰር ተፈሪዱ

Radio Erena: 13 January 2022 ኣብ ኵናት ሶርያ፣ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ፈጺሙ ተባሂሊ ዝተኸሰሰ፣ ኮለነል ኣንዋር ራስላን ዝተባህለ ሓታቲ ዑቕባ፣ ኣብ ጀርመን ንሕልፈት ክእሰርት ተፈሪዱ። እቲ ወዲ 58 ዓ [...]
1 282 283 284 285 286 566 2840 / 5651