Author: amanuel
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ታሪኽ እታ ሃገር ዝበዝሐ ባጀት (ኣስታት 2.5 ቢልዮን ዶላር) ንምክልኻል ሰሊዑ
Radio Erena: 01 February 2022
ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ብመንግስቲ ንዝተሰልዐ፣ ኣብ ታሪኽ እታ ሃገር ዝበዝሐ ምዃኑ ዝተነግረሉ፣ ናይ 122 ቢልዮን ብር ወይ ኣስታት 2.5 ቢልዮን ዶላር ባጀት ኣጽዲቑ [...]
UCI ሎሚ ኣብ ዘውጽኦ ደረጃታት፡ ኤርትራ ብሃገር ቢንያም ግርማይ ድማ ብውልቂ ቀዳማይ ቦታ ሒዞም
Radio Erena: 01 February 2022
ማሕበር ቅድድም ብሽክለታ ዓለም፡ ማለት ዩ.ሲ.ኣይ. ሎሚ ባሕቲ ለካቲት ኣብ ዘውጽኦ ደረጃታት፡ ኤርትራን ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ በልጅዩማዊት ዎርልድ ቱር ቲም INTERMARCHÉ WAN [...]
ኣስመራ፣ ብሞባይል ስእልታት ዘልዕሉ ዝነበሩ መንእሰያት ተኣሲሮም
Radio Erena: 31 January 2022
ኣብ ኣስመራ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ብሞባይል ኣሳእል ክወስዱ ዝተራእዩ ሓያሎ መንእሰያት ከምዝተኣስሩ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም።
እቶም ኣብ ከባቢ ኣኽርያ፣ ቤተ ክርስ [...]
ፕረዚደንት እስራኤል፣ ፈላሚ ታሪኻዊ ዑደት ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣካይዱ
Radio Erena: 31 January 2022
ፕረዚደንት እስራኤል፣ ኣይዛክ ሄርዞግ፣ ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ፈላሚን ታሪኻዊን ዑደት ኣካይዱ።
ፕረዚደንት ዝመርሖ ላዕለዋይ ኣካል መንግስቲ እስራኤል ብሰንበት 30 ጥሪ ናብ [...]
ኣብ ኤርትራ ደብዳብ ነፈርቲ ኣካይዱ፣ ክልተ እዋን ንዝተማረኸ ኮለነል በዛብህ ጴጥሮስ፣ 45 ሚልዮን ብር ዝወድአ ሓወልቲ ተሃኒጽሉ
Radio Erena: 30 January 2022
ኣብ እዋን ቃልሲ ንናጽነት ኤርትራ፣ ድሒሩ ድማ ኣብ 1998 ኣብ ዝተወልዐ ኵናት ኤርትራን ኢትዮጵያን-1998፣ ደብዳብ ነፈርቲ ንምክያድ ናብ ኤርትራ ወፊሩ፣ ክልተ እዋን ንዝተማረኸ [...]
ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝተራሕረሐት ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ኣብቲ ዞባ ከቢድ ስግኣት ፈጢራ
Radio Erena: 30 January 2022
ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝተራሕረሐት ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ኣብቲ ዞባ ከቢድ ስግኣት ፈጢራ ከምዘላ ተገሊጹ።
ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ፣ ንኣህጉራዊ ትካል ሓምላይ ሰላም ብጥቃስ ኣብ ዘውጸኦ ሓ [...]
ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ናይ 90 ቢልዮን ብር ተወሳኺ ባጀት ንሰራዊት ሰሊዑ: ልዕሊ 40 ሚእታዊት ኣብ ሰሜናዊ ክፋል’ታ ሃገር ዝነብር ህዝቢ ብሕጽረት መግቢ ተጠቒዑ
Radio Erena: 30 January 2022
ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ናይ 90 ቢልዮን ብር ተወሳኺ ባጀት ንሰራዊት ሰሊዑ ኣብ ዝበሃለሉ ዘሎ እዋን፣ ልዕሊ 40 ሚእታዊት ኣብ ሰሜናዊ ክፋል’ታ ሃገር ዝነብር ህዝቢ ብሕጽረት [...]
ሶማል፣ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ብእትገብረላ ሓገዝ ተሰንያ፣ ሓይሊ ኣየራ ዳግም ከተባራብሮ ምዃና ገሊጻ
Radio Erena: 30 January 2022
ሶማል፣ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ብእትገብረላ ሓገዝ ተሰንያ፣ ሓይሊ ኣየራ ዳግም ከተባራብሮ ምዃና ገሊጻ።
ሶማላዊ ኣባል ሓይሊ ኣየር ብርጌደር ጀነራል ዓሊ መሓመድ ማሕሙድ፣ ንኤርፎር [...]
ኤርትራ፣ ‘ረቋሒታት ሕክምና’ ከተማልእ ብዘይምኽኣላ ካብ ዙር ርዋንዳ 2022 ተኣጊዳ
Radio Erena: 28 January 2022
ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ: ኣብ'ቲ ካብ 20 ክሳብ 27 ለካቲት 2022 ዝሰላሰል መበል 14 ዙር ርዋንዳ ከም ዘይትሳተፍ ተፈሊጡ::
ብመሰረት ሎሚ ዓርቢ 28 ጥሪ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትሕቲ መዝገብ ሓላፊ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ኣቶ ጌታቸው ኣሰፋ ተኸሲሶም ኣብ ማእሰርቲ ዝነበሩ 22 ሓለፍቲ ናይ ስለያ ትካል ነበር ብዋሕስ ክፍትሑ ተወሲኑ
Radio Erena: 28 January 2022
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኢትዮጵያ፣ ብዝተፈላለየ ገበናት ተኣሲሮም ዝጸንሑ፣ 22 ሓለፍቲ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን እታ ሃገር ነበር ብዋሕስ ክፍትሑ ከምዝወሰነ ማዕከናት ዜና ካብ ኣዲስ ኣ [...]