Author: amanuel

1 268 269 270 271 272 536 2700 / 5353
مجموعة الوان للآداب والفنون الارترية تعلن عن الفائزين بجائزة دبروم للإبداع الفني

مجموعة الوان للآداب والفنون الارترية تعلن عن الفائزين بجائزة دبروم للإبداع الفني

اذاعة إرينا الدولية: الاخبار الثلاثاء 23 نوفمبر 2021 أعلنت اللجنة المشرفة على جائزة دبروم للإبداع الفني عن نتائج دورتها الأولى لسنة 2021 وتكونت [...]
ሶማል፣ ብሰንኪ ደርቂ 2.3 ሚልዮን ህዝቢ ተጽባዪ ረዲኤት ኮይኑ

ሶማል፣ ብሰንኪ ደርቂ 2.3 ሚልዮን ህዝቢ ተጽባዪ ረዲኤት ኮይኑ

Radio Erena: 23 November 2021 ኣብ ሶማል፣ ብሰንኪ ደርቂ፣ ኣስታት 2.3 ሚልዮን ህዝቢ ንከቢድ ስእነት ማይን መግቢን ተቓሊዑ ከምዘሎ ሕቡራት ሃገራት ኣተሓሳሲቡ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ምስ መንግስቲ ሶማል ብ [...]
ጂቡቲ፣ ብሰንኪ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናትን 1.7 ቢልዮን ዶላር ከሲረ ኢላ

ጂቡቲ፣ ብሰንኪ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናትን 1.7 ቢልዮን ዶላር ከሲረ ኢላ

Radio Erena: 23 November 2021 ጂቡቲ፣ ብሰንኪ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ካብ ናብን ናብን ዝካየድ ዝነበረ ንግዳዊ ልውውጥ ብ20% ከምዘንቆልቆለ ገሊጻ። ሚኒስተር ፋይናንስ ጂቡቲ፣ ኤልያስ ሙሳ ድዋለ [...]
ኡጋንዳ፣ መጥቃዕቲ ዝሃንደሱ ጥርጡራት ንምህዳን ኣብ እተካይዶ ዘላ ስርሒታት፣ 7 ሰባት ተቐቲሎም

ኡጋንዳ፣ መጥቃዕቲ ዝሃንደሱ ጥርጡራት ንምህዳን ኣብ እተካይዶ ዘላ ስርሒታት፣ 7 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 23 November 2021 ሓይልታት ጸጥታ ኡጋንዳ፣ ኣብ ከተማ ካምፓላ ንዝተኻየደ ተደጋጋሚ መጥቃዕታት ንዝሃንደሱ ጥርጡራት ንምህዳን ኣብ እተካይዶ ዘላ ስርሒት፣ ብውሕዱ 7 ሰባት ከምዝተቐትሉ ኣፍሊጣ። [...]
ፈረንሳ፣ ዜጋታታ ካብ ኢትዮጵያ ክወጹን መዕርፎ ነፈርቲ ኣዲስ ኣበባ ከም መሰጋገሪ ወይ ትራንዚት ከይጥቀሙን ኣጠንቂቓ

ፈረንሳ፣ ዜጋታታ ካብ ኢትዮጵያ ክወጹን መዕርፎ ነፈርቲ ኣዲስ ኣበባ ከም መሰጋገሪ ወይ ትራንዚት ከይጥቀሙን ኣጠንቂቓ

Radio Erena: 21 November 2021 መንግስቲ ፈረንሳ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ዜጋጋቱ ክወጹ ተማሕጺኑ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ፈረንሳ፣ ህሉው ኩነታት ኢትዮጵያ ብምግምጋም፣ ብ21 ሕዳር ኣብ ዘውጽኦ ሓድሽ መምርሒ [...]
ጂቡቲ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ብዘተ ክፍታሕ ብፕረዚደንት ናይጀርያ ነበር ንዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ ከምእትድግፍ ኣፍሊጣ

ጂቡቲ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ብዘተ ክፍታሕ ብፕረዚደንት ናይጀርያ ነበር ንዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ ከምእትድግፍ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 21 November 2021 ጂቡቲ፣ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ብዘተ ንምፍትሑ ብፍሉይ ብልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ፕረዚደንት ናይጀርያ ነበር፣ [...]
‘ጀነራል ኣል ቡርሃን፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክ ናብ ስልጣኑ ክምለስ ተሰማሚዑ።’ ሰልፊ ዑማ

‘ጀነራል ኣል ቡርሃን፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክ ናብ ስልጣኑ ክምለስ ተሰማሚዑ።’ ሰልፊ ዑማ

Radio Erena: 21 November 2021 ሱዳን፣ ኣብ ናይ ገዛ ማሕቱር ዝርከብ ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክ ናብ ስልጣኑ ክምለስን ኩሎም እቶም ዝተኣስሩ ኣባላት ናይቲ ሲቪላዊ መሰጋገሪ መንግስቲ ክፍትሑን ኣብ ስምምዕ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኲናት ሓድሕድ ብሰላማዊ መንገዲ ዝፍትሓሉ ባብ እንዳጸበበ ይመጽእ፡ * ኣኼባ ባይቶ ጸ. ብዘይፍረ ተዛዚሙ

ኢትዮጵያ፣ ኲናት ሓድሕድ ብሰላማዊ መንገዲ ዝፍትሓሉ ባብ እንዳጸበበ ይመጽእ፡ * ኣኼባ ባይቶ ጸ. ብዘይፍረ ተዛዚሙ

Radio Erena: 21 November 2021 ባይቶ ጸጥታ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ውግእ ሓድሕድ ንምዕራፍን ዘተ ሰላም ክጅመርን ኣብ ዝብል ዛዕባ ንምዝታይ ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ፣ ብዘይ ፍረ ተዛዚሙ። 15 ሃገራት ዝሓቖፈ ባይቶ ጸ [...]
ሱዳን: ብወተሃደራዊ ዕልዋ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ጉጅለ፣ ካብ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝቐረበሉ ናይ ዘተ ሰላም ዕድመ ነጺጉ

ሱዳን: ብወተሃደራዊ ዕልዋ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ጉጅለ፣ ካብ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝቐረበሉ ናይ ዘተ ሰላም ዕድመ ነጺጉ

Radio Erena: 21 November 2021 ኣብ ሱዳን ብወተሃደራዊ ዕልዋ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ጉጅለ፣ ካብ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝቐረበሉ ናይ ዘተ ሰላም ዕድመ ነጺጉ። ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ንመሓመድ ኣል-ሓሰን ለባት ከም ወኪሉ ብምልኣኽ፣ ም [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኣመልኪተን ከመሓላልፋ ዝጸንሓ ኣርባዕተ ኣህጉራውያን ሜድያታት፣ መጠንቀቕታ ተዋሂቡወን

ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኣመልኪተን ከመሓላልፋ ዝጸንሓ ኣርባዕተ ኣህጉራውያን ሜድያታት፣ መጠንቀቕታ ተዋሂቡወን

Radio Erena: 21 November 2021 ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኣመልኪተን ካብታ ሃገር ጸብጻብ ከመሓላልፋ ዝጸንሓ ኣርባዕተ ኣህጉራውያን ሜድያታት፣ ካብ መንግስቲ’ታ ሃገር መጠንቀቕታ ተዋሂቡወን። በዓልስልጣን [...]
1 268 269 270 271 272 536 2700 / 5353