Author: amanuel
ጂቡቲን የመንን ኣብ ምልውጥ ሓበሬታን ጸጥታን ዞባአን ብሓባር ክሰርሓ ዘኽእልን ፕሮቶኮል ከቲመን
Radio Erena: 24 March 2022
መንግስታት ጂቡቲን የመንን፣ ኣብ ምልውዋጥ ሓበሬታን ጸጥታን ብሓባር ከስርሖም ዝኽእል ስምምዓትን ፕሮቶኮላትን ከቲመን።
እዚ ዝተኸተመ፣ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ ኣሕመድ ዓዋድ ቢን [...]
ኤርትራ፣ ምስ ጃምላዊ ዘቤታዊ እቶታ ብምንጽጻር፣ ኣብ ኣፍሪቃ እታ ዝበዝሐ ውሽጣዊ ዕዳ ዘለዋ ሃገር ምዃና ተገሊጹ
Radio Erena: 24 March 2022
ኤርትራ፣ ምስ ጃምላዊ ዘቤታዊ እቶታ – ወይ GDP ብምንጽጻር፣ ኣብ ኣፍሪቃ ዝበዝሐ ውሽጣዊ ዕዳ ዘለዋ ሃገረ ተባሂላ ኣብ ቅድሚት ከምእትስራዕ፣ ኣብ ፊናንስን ቁጠባን ብምትኳር ንዝተኻየ [...]
ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ሎሚ ኣብ ግብጺ ኣብ ዝተኸፍተ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ፣ ኣብ ኩሉ ውድድራት ብምዕዋት፣ 4 ወርቂ ማዳልያታት ሓፊሳ
Radio Erena: 23 March 2022
ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፡ ሎሚ 23 መጋቢት፣ ኣብ ግብጺ፣ ከተማ ሻርም ኣልሼኽ፡ ብውድድር ክሮኖሜትር ኣብ ዝተኸፍተ መበል 17 ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ፡ ተዳልዩ ንዝነበረ 4 ወ [...]
ቻይና፣ ንሶማል ወትሃደራዊ ሓገዝ ከምዝገበረት ተገሊጹ
Radio Erena: 23 March 2022
ቻይና፣ ንሶማል ወትሃደራዊ ድጋፍ ከምዝገበረት ሸበሌ ዝተባህለ መርበብ ዜና ሓቢሩ።
እቲ ቻይና፣ ንመንግስቲ ሶማል ዝሃቦ ወትሃደራዊ ሓገዛት፣ ወትሃደራዊ ናይ ጽዕነት መካይን፣ ድሩዓት [...]
ሰበ ስልጣን ግያዝዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝነበሩ፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጠሊሙና ክብሉ ከሲሶም
Radio Erena: 23 March 2022
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ንክልል ትግራይ ተቖጻጺርሉ ኣብ ዝነበረ ሓጺር እዋን፣ ብዝግያውነት ክመርሑ ዝሸሞም 82 ሰብ ስልጣን ምምሕዳር ናይቲ ክልል፣ ብመንግስቲ ተረሲዕና ክብሉ ክሲ ከም [...]
ኣስመራ፣ ክካየድ ብዝቐነየ ግፋ፣ ኣብ ቦርቦሬላ ዝተባህለ መዓስከር ተታሒዞም ዝነበሩ 10ታት መንእሰያት ሃዲሞም
Radio Erena: 22 March 2022
ኣብ ኣስመራን ከባቢኣን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጽዑቕ ግፋ ተታሒዞም፣ ኣብ ከባቢ ዓዲ ንፋስ ኣብ ዝርከብ፣ ወትሃደራዊ መዓስከር ቦርቦሬላ ተኣኪቦም ዝነበሩ 10ታት መንእሰያት፣ ብቀዳም 19 መጋ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሰበ ስልጣን ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንዝበሩ ተጋሩ ኣሲሩ
Radio Erena: 21 March 2022
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንክልል ትግራይ ተቖጻጺርሉ ኣብ ዝነበረ እዋን፣ ብግዝያውነት ሸይምዎም ንዝነበረ ሰበ ስልጣን ናይቲ ክልል ዝኾኑ ተጋሩ ከምዝኣሰሮም፣ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ [...]
ኤርትራ፣ ጽባሕ ኣብ ግብጺ ኣብ ዝጅምር መበል 17 ውድድር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ክትሳተፍ’ያ
Radio Erena: 21 March 2022
መበል 17 ውድድር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ (African Continental Cycling Championship) ካብ ጽባሕ 22 መጋቢት ክሳብ ዝመጽእ ሰንበት 27 መጋቢት ኣብ [...]
ቻይና፣ ዋዕላ ሰላም ቀርኒ ኣፍሪቃ ከተእንግድ ምዃና ገሊጻ
Radio Erena: 21 March 2022
ቻይና፣ ዋዕላ ሰላም ዞባ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ከተእንግድ ምዃና፣ ንፍሉይ ልኡኽ እታ ሃገር ኣብቲ ዞባ፣ ኣምባሳደር ዡ ቢንግ ብምጥቃስ፣ መርበብ ዜና ዘ ስታር ካብ ናይሮቢ ሓቢራ።
[...]
ሶማል፣ ንልዕሊ ሸውዓተ ግዜ ዝተሰጋገረ ምርጫ ን31 መጋቢት ክካየድ’ዩ
Radio Erena: 21 March 2022
ንመወዳእታ ግዜኡ፣ ኣብ 15 መጋቢት ክካየድ ተወሲኑ ዝነበረ ምርጫ ሶማል፣ እንደገና ብክልተ ሰሙን ተናዊሑ።
እቲ ምርጫ ዝተናውሐ፣ ክልተ ካብ ሓሙሽተ ዞባታት እታ ሃገር ወከልተን ክ [...]