Author: amanuel

1 255 256 257 258 259 535 2570 / 5349

ERITREA: BUSINESSES THAT WERE CLOSED TO COMBAT COVID-19 BEGIN TO REOPEN

Radio Erena: 24 February 2021 Many commercial businesses that were forced to shut down in Eritrea in order to combat the spread of the Coronavirus [...]

PRISONERS BEING TRANSFERED FROM ETHIOPIA TO ERITREA’S DAHLAK ISLAND FOR DETENTION

Radio Erena: 19 January 2021 Tens of prisoners are being transferred to Eritrea to be detained in Dahlak Island, according to Radio Erena sources. [...]

ETHIOPIA BLOCKS THE RESETTLEMENT OF HUNDREDS OF ERITREANS DESTINED FOR RELOCATION TO A THIRD COUNTRY

Radio Erena: 06 January 2021 For many months now, the Government of Ethiopia continues to deny visa services to Eritrean nationals that were due to [...]

ASMARA: CRITCALLY-ILL PATIENTS MADE TO PIGGYBACK THEIR WAY TO HOSPITALS FOLLOWING A BAN ON HORSE-DRAWN CARRIAGES THAT HAD REPLACED PUBLIC TRANSPORT

  Radio Erena: 04 January 2021 Horse-drawn carriages and rickshaws have been banned in Asmara in a move that is said to have been enforced [...]
ሓይልታት ሑቲ፣ ‘ወትሃደራዊ  ቀረባት ዝጸዓነት መርከብ’ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ከምዝሓዙ ገሊጾም

ሓይልታት ሑቲ፣ ‘ወትሃደራዊ ቀረባት ዝጸዓነት መርከብ’ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ከምዝሓዙ ገሊጾም

Radio Erena: 06 January 2022 ሓይልታት ሑቲ፣ ወትሃደራዊ ቀረባት ዝጸዓነት'ያ ዝበልዋ፣ መርከብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ገማግም ማያት ቀይሕ ባሕሪ ናይ የመን ከምዝሓዙ ኣፍሊጦም። እታ መርከብ፣ ብዘይፍቓድ [...]
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ሓሙሽተ ዓመታት ሓሙሻይ ኣማሓዳሪ ሃገራዊ ባንክ ሰጕጉ

ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ሓሙሽተ ዓመታት ሓሙሻይ ኣማሓዳሪ ሃገራዊ ባንክ ሰጕጉ

Radio Erena: 06 January 2022 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ሳልቫኪር ሚያርዲት፣ ንኣማሓዳሪ ሃገራዊ ባንክ፣ ዲየን ቶግ ንጎር ካብ መዝነቱ ኣልዩዎ። እቲ ፕረዚደንት፣ ካብ 3 ጥሪ ኣትሒዙ፣ ነቲ ኣማሓዳሪ ካብ ስልጣኑ [...]
ሱዳን፣  መስመር ጋልባት-መተማ ክኽፈት ብኢትዮጵያ ንዝቐረበ እማመ ከምዝነጸገት ተገሊጹ

ሱዳን፣ መስመር ጋልባት-መተማ ክኽፈት ብኢትዮጵያ ንዝቐረበ እማመ ከምዝነጸገት ተገሊጹ

Radio Erena: 06 January 2022 ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ኣብቲ ተደጋጋሚ ግጭታት ዝካየደሉ ዘሎ ከባቢታት ዶብ፣ ኣብ ሓለዋ ዝዋፈር ሓባራዊ ሰራዊት ንምቛም ኣብ ዝብል ዛዕባ ከምዝተዘያ ተሓቢሩ። ኣብቲ ብረቡዕ 05 ጥ [...]
ኣመሪካ፣ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ናብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ክትምዝዝ’ያ

ኣመሪካ፣ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ናብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ክትምዝዝ’ያ

Radio Erena: 05 January 2022 ብምምሕዳር ባይደን፣ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኮይኑ፣ ዝተመዘዘ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፌልትማን፣ ድሕሪ ናይ ትሽዓተ ኣዋርሕ ስራሕ፣ መዝነቱ ክሓድግ ምዃኑ ሮይተርስ ሓቢሩ። [...]
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብዛዕባ ኵናት ትግራይ ንምዝታይ ጽባሕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ’ዩ

ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብዛዕባ ኵናት ትግራይ ንምዝታይ ጽባሕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ’ዩ

Radio Erena: 05 January 2021 ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፌልትማን፣ ብዛዕባ ኵናት ትግራይን ፖለቲካው መዕለቢ ክርከበሉ ኣብ ዘሎ ተኽእሎታትን ብዝምልከት ንምምይያጥ፣ ጽባሕ ሓሙስ 6 ጥሪ ናብ ኣዲስ ኣ [...]
ኡጋንዳ፣ ወዱ ንፕረዚደንት ጸሪፍካ ተባሂሉ ዝተኸሰሰ ህቡብ ደራሲ ተኣሲሩ

ኡጋንዳ፣ ወዱ ንፕረዚደንት ጸሪፍካ ተባሂሉ ዝተኸሰሰ ህቡብ ደራሲ ተኣሲሩ

Radio Erena: 05 January 2022 ወዱ ንፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ዩዌሪ ሙሴቬኒ ጸሪፍካ ተባሂሉ ዝተኸሰሰ፣ ህቡብ ደራሲ ኣብ ካምፓላ ከምዝተኣስረ ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን። እቲ ካካዌንዛ ሩኪራባሻይጃ ዝተባህ [...]
1 255 256 257 258 259 535 2570 / 5349