Author: amanuel
መራሒ ሱዳን፣ ንሓሙሽተ ጀነራላት፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ጎረባብቲ ሃገራት ኣምባሳደር ክኾኑ መዲቡ
Radio Erena: 13 July 2022
ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን፣ ንሓሙሽተ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ጎረባብቲ ሃገራት ኣምባሳደር ክኾኑ ከምዝመደቦም ተፈ [...]
ሱዳን፣ ብዝሙት ዝተኸሰሰት ጓል 20 ዓመት መንእሰይ ብዳርባ እምኒ ክትቅተል ተፈሪዳ
Radio Erena: 13 July 2022
ዞባዊ ቤት ፍርዲ ሱዳን፣ ብዝሙት ተኸሲሳ ንዝመጸቶ ጓል 20 ዓመት መንእሰይ፣ ብዳርባ እምኒ ክትቅተል ምውሳኑ፣ ትካላት ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ወቒሰን።
እታ ማርያም ኣልሰይድ ቲራብ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ዕጡቓትን ግጭት ይካየድ ከምዘሎ ተገሊጹ
Radio Erena: 13 July 2022
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ዞባ ሰሜን ሸዋ፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ዕጡቓትን ግጭት ይካየድ ምህላዉ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
በቲ ኤፍራታን ግድምን ኣብ ዝተባህለ [...]
ፕረዚደንት ሶማል ምስ እስራኤል ዝምድና ምምስራት ኣብ ዝብል ዛዕባ ምስ ፓርላማ ክመክር ምዃኑ ተሓቢሩ
Radio Erena: 12 July 2022
ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ሶማል ምስ እስራኤል ዝምድና ኣብ ምምስራት ብዛዕባ ዘሎ ተኽእሎ ብምትኳር ምስ ፓርላማ ሃገሩ ክዛተ ምዃኑ ንኣፈኛኡ ብምጥቃስ ሄብሪው ሜድያ ሓቢራ።
እቲ [...]
ፊንላንድ፣ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ መዚዛ
Radio Erena: 12 July 2022
መንግስቲ ፊንላንድ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተኸሲቱ ንዘሎ ግጭታትን ሰብኣዊ ቅልውላዋትን ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ መዚዙ።
እቲ መንግስቲ፣ ሶማል ዝትውልዱ፣ ሱልዳን ሰይድ ኣሕመድ ንዝተባ [...]
ፓሪስ፣ ኤርትራውያን ንሓድሕዶምን ኣብ ዘካየድዎ ባእሲ ሓደ ተቐቲሉ
Radio Erena: 11 July 2022
ኣብ ሰሜናዊ ፓሪስ፣ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ብዝተላዕለ ባእሲ፣ ሓደ ክቕተል እንከሎ ካልእ ድማ ከምዝቖሰለ ፖሊስ ሓቢሩ።
ኣብቲ ናብ ቀዳም 9 ሓምለ ዘውግሐ ለይቲ ዝተላዕለ ባእሲ፣ ብ [...]
ብኤርትራዊ-ኣመሪካዊ ቀባኣይ ዝፈረዩ ኣሳእል ኣብ ፓሪስ ንምርኢት ክቐርቡ’ዮም
Radio Erena: 11 July 2022
ብኤርትራዊ ኣመሪካዊ፣ ፍቕረ ገብረየሱስ ዝፈረየ ናይ ቅብኣ ኣሳእል፣ ካብ 8 መስከረም ክሳብ 22 ጥቅምቲ፣ ኣብ ፓሪስ ንምርኢት ክቐርብ ምዃኑ ኣገልግሎት ፕረስ -PA ሓቢሩ።
ስነጥበባ [...]
ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ፣ ልዕሊ 3 ሽሕ ዶላር ገንዘብ ዝጸንሖም ኤርትራውያን ገያሾ መሰናኽላት ይገጥሞም ምህላዉ ተገሊጹ
Radio Erena: 11 July 2022
ብዝተፈላለየ ጉዳያት ናብ ኢትዮጵያ ክመላለሱ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ገያሾ፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣዲስ ኣበባ፣ ብጉዳይ ሒዞሞ ዝመጹ ብዝሒ ገንዘብ መሰናኽላት ከምዝገጠሞም ሓቢሮም።
ሓንቲ [...]
መርማሪት ጉጅለ ው.ሕ.ሃ. ኣብ ኤርትራ፤ ስርሓ ክትቅጽል፤ ዕድመ ስልጣና ብሓደ ዓመት ተናዊሑ
Radio Erena: 10 July 2022
ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ከተጽንዕ ዝቖመት መርማሪት ጉጅለ፤ ዕድመ ስልጣና ብሓደ ዓመት ተናዊሑ።
ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ብሸውዓተ ሓምለ ኣብ ዝወዓሎ ኣኼባ፤ ኣብ መንጎ'ቶም 9 ዘሕለ [...]
ብቀዳም በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ ኣብ ዝተኸብረሉ፤ ብኣሽሓት ዝቑጸር ህዝቢ ሱዳን፤ ናይ ኮፍ ብምባል ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዱ
Radio Erena: 10 July 2022
ትማሊ ቀዳም በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ ኣብ ዝተኸብረሉ፤ ብኣሽሓት ዝቑጸር ህዝቢ ሱዳን፤ ኣብ ኣገደስቲ ቦታታት መንግስቲ ኮፍ ብምባል ሰላማዊ ሰልፊ ከካይድ ውዒሉ።
እቲ ብዘይዕረፍቲ ዝካየድ ዘሎ ሰ [...]