Author: amanuel
ደቡብ ሱዳን፣ ፖርት ሱዳንን ሞምባሳን ብምርሕራሕ ወደብ ጂቡቲ ክትጥቀም ከምእትደሊ ገሊጻ
Radio Erena: 20 September 2022
ኣገልግሎታት ወደብ ንምርካብ ተጸጊማ ከምዘላ እትግለጽ ደቡብ ሱዳን፣ ኣብዚ እዋን'ዚ ናብ ጂቡቲ ምቑማታ ሰበ ስልጣን እታ ሃገር ሓቢሮም።
ንምርጋፍን ምጽዓንን ዘገልልግል ኣስታ [...]
ኡጋንዳ፣ መስርሕ ዳግመ ምዝገባ ስደተኛታት ንሓያሎ ኤርትራውያን ስድራቤታት ኣከላቢቱ
Radio Erena: 20 September 2022
መንግስቲ ኡጋንዳን ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራትን፣ ዳግመ ምዝገባ ኣብታ ሃገር ናይ ዝነብሩ ስደተኛታት ክካየድ ብዘውጽእዎ መምርሒ መሰረት፣ ምዝገባ ኤርትራውያን ካብ [...]
ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ ሃገራት እቲ ዞባ ዑደት የካይድ
Radio Erena: 20 September 2022
ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣምባሳደር ዢ ቢንግ፣ ኣብ ሃገራት እቲ ዞባ ዑደት የካይድ ኣሎ።
ኣብ ለካቲት 2022 መዝነት ካብ ዝቕበል፣ ንካልኣይ እዋኑ ዘካይዶ ዘ [...]
ናይ ሰኑይ 19 መስከረም 2022 ፈነወና
Radio Erena: 19 September 2022
Radio Erena · ሰኑይ 19 መስከረም 2022
[...]
ሚኒስተር ምክልኻል ዝመርሖ ላዕለዋይ ወኪል ፈረንሳ ኣብ ጂቡቲ ምብጻሕ ኣካይዱ
Radio Erena: 19 September 2022
ብሚኒስተር ምክልኻል ሰባስትያን ለኮርኑ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወኪል መንግስቲ ፈረንሳ፣ ናብ ጂቡቲ በጺሑ።
እቲ ልኡኽ ብ15 መስከረም ናብታ ሃገር ኣብ ዝበጽሓሉ፣ ብዛዕባ ህልዉ ወ [...]
ተዘክሮታት ፍጻሜ ጸሊም ታሪኽ ኣብ ኤርትራ – 18 መስከረም 2001
Radio Erena: 18 September 2022
https://www.youtube.com/watch?v=ldIRC-C7WP4 [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ኤርትራ ተዓጊቶም ዘለዉ ውትሃደራት ሶማል ኣብ ምምላስ ክትተሓጋገዞም ፕረዚደንት ሓሰን ሓቲቱ
Radio Erena: 17 September 2022
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ኣብ ሶማል ዝጸንሐ ፖለቲካዊ ፍልልይ ክሳብ ዝፍታሕ፣ ካብ 2019 ኣትሒዞም ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ኣስታት 5 ሽሕ ሶማላውያን ወትሃደራት ናብ ዓዶም ከ [...]
ሓድሽ ፕረዚደንት ኬንያ፣ ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ስልጣኑ ንፕረዚደንት ሶማል ኣእንጊዱ
Radio Erena: 16 September 2022
ሓድሽ ፕረዚደንት ኬንያ፣ ዊሊያም ሩቶ፣ ናብ ቤት መንግስቲ ካብ ዝኣቱ ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ንፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ኣእንጊዱ።
ንሱ ብ13 መስከረም ስልጣን ብወ [...]
ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ምትሕብባር ጸጥታ ዘተኮረ ስምምዕ ከቲመን
Radio Erena: 16 September 2022
ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ምትሕብባር ጸጥታ ዘተኮረ ስምምዕ ከምዝኸተማ ተገሊጹ።
እቲ ብሰሉስ 13 መስከረም፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኸተመ ስምምዕ፣ ኣብ ምልዋጥ ሓበሬታ፣ ኢ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ጂቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ
Radio Erena: 15 September 2022
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ ጂቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምክያድ ብ14 መስከረም ናብታ ሃገር ኣትዩ።
ዕላማ ዑደት እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ናብ ጂቡቲ [...]