Author: amanuel

1 199 200 201 202 203 576 2010 / 5759
ፕረዚደንት ደሴታት ኮሞሮስ፣ ናይ ዝመጽእ ዓመት ኣቦ ወንበርነት ሕብረት ኣፍሪቃ ክርከብ እዩ

ፕረዚደንት ደሴታት ኮሞሮስ፣ ናይ ዝመጽእ ዓመት ኣቦ ወንበርነት ሕብረት ኣፍሪቃ ክርከብ እዩ

Radio Erena: 26 December 2022 ፕረዚደንት ደሴታት ኮሞሮስ፣ ናይ ዝመጽእ ዓመት ኣቦ ወንበርነት ሕብረት ኣፍሪቃ ክርከብ እዩ። ነቲ ናይ ኣቦ ወንበርነት ስልጣን ንምውድዳር ሕጹያት ኮይኖም ቀሪቦም ዝነበሩ መራሕ [...]
ኣብ ዞባ ዳርፉር ናይ ሱዳን ኣብ መንጎ ቀቢላታት ብዝተወለዐ ግጭት፣ 11 ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ዞባ ዳርፉር ናይ ሱዳን ኣብ መንጎ ቀቢላታት ብዝተወለዐ ግጭት፣ 11 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 26 December 2022 ኣብ ዞባ ዳርፉር ናይ ሱዳን ኣብ መንጎ ቀቢላታት ብዝተወለዐ ግጭት፣ ብዉሑዱ 11 ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ወግዓዊ ማዕከን ዜና መንግስቲ ሱዳን ኣፍሊጡ። ኣገልግሎት ዜና ሱና፣ ነቲ [...]
ስምምዕ ኣልጀርስ ተግባራዊ ክኸውን፣ ቅልውላው ኢትዮጵያ ንምፍታሕ ዓቢ ተራ ኣለዎ ክብል ሕብረት ኤውሮጳ ገሊጹ

ስምምዕ ኣልጀርስ ተግባራዊ ክኸውን፣ ቅልውላው ኢትዮጵያ ንምፍታሕ ዓቢ ተራ ኣለዎ ክብል ሕብረት ኤውሮጳ ገሊጹ

Radio Erena: 26 December 2022 ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ኣልጀርስ ዝተፈረመ ስምምዕ ሰላም፣ ተግባራዊ ክኸውን፣ ነዚ ናይ ሕጂ ቅልውላው ኢትዮጵያ ንምፍታሕ ዓቢ ተራ ኣለዎ ክብል ሕብረት ኤውሮጳ ገሊጹ። [...]
ፈ.መ. ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን፣ ኣብ ናይሮቢ ንዝበጽሑዎ ስምምዕ ሕብረት ኤውሮጳ ሞጒሱ

ፈ.መ. ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን፣ ኣብ ናይሮቢ ንዝበጽሑዎ ስምምዕ ሕብረት ኤውሮጳ ሞጒሱ

Radio Erena: 25 December 2022 ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን፣ ናይ ተዓዛብነትን ሽምግልናን መሰል ንሕብረት ኣፍሪቃ ክህቡ ምስምሞዖም፣ ብሓጎስ ከምዝተቐበሎ ሕብረት ኤውሮጳ ገሊጹ። እቲ ሕብረት ብ [...]
ግብጺ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝርከባ ክልተ ደሴታት፣ ናብ ስዑዲ ዓረብ ከይተረክብ፣ ምድንጓይ ትፈጥር

ግብጺ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝርከባ ክልተ ደሴታት፣ ናብ ስዑዲ ዓረብ ከይተረክብ፣ ምድንጓይ ትፈጥር

Radio Erena: 25 December 2022 ግብጺ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽራ ዝጸንሓ ክልተ ደሴታት፣ ናብ ስዑዲ ዓረብ ከይተረክብ፣ ምድንጓይ ትፈጥር ኣላ ዝብል ክሲ ቀሪቡዋ። እተን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝርከባ ደሴታት፣ ኣብ ትሕቲ ወተሃደ [...]
መንግስቲ ሶማል ኣብ ልዕሊ ሜድያታት ጽጽያ (ሰንሰርሺፕ) ጀሚሩ

መንግስቲ ሶማል ኣብ ልዕሊ ሜድያታት ጽጽያ (ሰንሰርሺፕ) ጀሚሩ

Radio Erena: 25 December 2022 መንግስቲ ሶማል፣ ሜድያታት ሃገሩ ትሕዝቶታተን ናብ ህዝቢ ቅድሚ ምዝርገሐን፣ ንመንግስቲ ከፍልጣ ኣለወን ክብል ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ። ጋዜጠኛታት’ታ ሃገር ንናይ ወጻኢ ማዕከናት ዜና ኣብ [...]
ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲ FRUD ዝጸንሑ ወተሃደራት ጂቡቲ ናጻ ኣውጺኡ

ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲ FRUD ዝጸንሑ ወተሃደራት ጂቡቲ ናጻ ኣውጺኡ

Radio Erena: 23 December 2022 ኣብ ትሕቲ ዕጡቓት ተቓወምቲ ሓይልታት ጂቡቲ ዝጸንሑ ወተሃደራት፣ ብሰራዊት ኢትዮጵያ ናጻ ከምዝወጹ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣብ [...]
የመንን ሱዳንን ወተሃደራዊ ምትሕግጋዝ ክገብራ ተሳማሚዐን

የመንን ሱዳንን ወተሃደራዊ ምትሕግጋዝ ክገብራ ተሳማሚዐን

Radio Erena: 23 December 2022 ሱዳንን የመንን ወተሃደራዊ ምትሕግጋዝ ክገብራ ዝሕግዘን ኣፈናዊ መዘክር ፈሪመን። ብሌተናል ጀነራል ሞሕሰን ኣል-ዳየሪ ዝተመርሐ ወተሃደራዊ ልኡኽ የመን፣ ኣብ ሱዳን ናይ ሓሙሽተ [...]
መርማሪት ጉጅለ ሕ.ሃ. ኣብ ኢትዮጵያ፣ ዕድመ ስልጣና ተናዊሑ

መርማሪት ጉጅለ ሕ.ሃ. ኣብ ኢትዮጵያ፣ ዕድመ ስልጣና ተናዊሑ

Radio Erena: 23 December 2022 ቆንስል ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተፈጸመ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት እትምርምር ጉጅለ፣ መራሒኣ መሓመድ ቻንደ ኦትማን ክኸውን መዚዙዎ። ቆንስል ሰ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ደቂንስትዮ ኣብ እዋን ናይ ትምህርቲ ፈተና ዓባያ ክሽፈና ከምዘይትፈቅድ ገሊጻ

ስዑዲ ዓረብ፣ ደቂንስትዮ ኣብ እዋን ናይ ትምህርቲ ፈተና ዓባያ ክሽፈና ከምዘይትፈቅድ ገሊጻ

Radio Erena: 22 December 2022 ስዑዲ ዓረብ፣ ደቂንስትዮ ኣብ እዋን ናይ ትምህርቲ ፈተና ዓባያ ምሽፋን ከምዘይክእላ፣ ንኮሚሽን ግምገማ ትምህርቲን ሞያዊ ስልጠናን ብምጥቃስ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። [...]
1 199 200 201 202 203 576 2010 / 5759