Author: amanuel
ፓርላማ ኡጋንዳ፣ ሓደ ዓይነት ጾታ ዘለዎም መጻምድቲ ብሞት ክቕጽኡ እማመ ኣቕሪቡ
Radio Erena: 28 March 2023
ፓርላማ ኡጋንዳ፣ ሓደ ዓይነት ጾታ ዘለዎም መጻምድቲ ብሞት ክቕጽዑ ዝብል እማመ ከምዘቕረበ መርበባት ዜና ሓቢረን።
ፓርላማ ኡጋንዳ፣ ኣንጻር ሓደ ዓይነት ጾታ ዘለዎም መጻምድቲ፣ ዝሓ [...]
ኬንያ፣ ኣንጻር ፕረዚደንት ሩቶ ኣብ ዝተጓሃሃረ ተቓውሞ ብውሕዱ ሓደ ሰብ ተቐቲሉ
Radio Erena: 28 March 2023
ኣብ ኬንያ፣ ኣንጻር ፕረዚደንት ዊልያም ሩቶ ኣብ ንዝተወልዐ ህዝባዊ ተቓውሞ ንምብታን ፖሊስ ብዝተኮስዎ ዘንብዕ ጋዝን ጠያይትን ብውሕዱ ሓደ ሰብ ክቕተሉ እንከሎ ሓያሎ ቆሲሎም።
እቲ [...]
ኤርትራ፣ 10ታት ሶማላውያን ተዓቝቦሙላ ዝጸንሑ እንኮ መዓስከር ስድተኛታት ጠቕሊላ ተዓጽያ
Radio Erena: 28 March 2023
ኣብ ኤርትራ ኣብ እትርከብ፣ እንኮ መዓስከር ስደተኛታት እምኩሉ ዝጸንሑ 10ታት ሶማላውያን ስደተኛታት ናብ ዓዶም ተፋንዮም።
እታ ኣብ ከባቢ ወደባዊት ከተማ ባጽዕ እትርከብ መዓስክር [...]
ሶማል፣ ኣብ 2026 ዝካየድ ምርጫ፣ ብቀጥታ ብህዝቢ ምዃኑ ፕረዚደንት ሓሰን ገሊጹ
Radio Erena: 27 March 2023
ኣብ ሶማል፣ ኣብ ግንቦት 2026 ኣብ ዝካየድ ሃገራዊ ምርጫ፣ ህዝቢ ብቀጥታ ከምዝሳተፍ ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ምግላጹ ዘ ኢስት ኣፍሪካን ሓቢራ።
ኣብዚ እዋን'ዚ፣ ወከልቲ ዞ [...]
ሰራዊት ሱዳን፣ በቲ ዝቐውም መሰጋገሪ መንግስቲ ከምዝእዘዝ ጀነራል ኣልቡርሃን ኣረጋጊጹ
Radio Erena: 27 March 2023
ድሕሪ ምውዳቕ ስርዓት በሺር፣ ኣብ ሚያዝያ 2019፣ ነዚ ዝሓለፈ ኣርባዕተ ዓመታት ስልጣን ብሒቱ ብዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለ ዝእዘዝ ሰራዊት እታ ሃገር፣ ኣብ ትሕቲ መሰጋገሪ መንግስቲ ከምዝ [...]
ኤርትራውያን ነበርቲ ኡጋንዳ፣ ኣብ ከተማ ካምፓላ ወለንታዊ ናይ ጽሬት ወፈራ ኣካይዶም
Radio Erena: 27 March 2023
ኣብ ኡጋንዳ፣ ከባቢታት ከተማ ካምፓላ ዝነብሩ ኤርትራውያን፣ ወለንታዊ ናይ ጽሬት ወፈራ ከምዘካየዱ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
እቲ ኣብ ካንሳንጋ፣ ኣብ ዝርከብ ሓያሎ ከባቢታ [...]
ሶማል፣ ብዝሒ ሃገራዊ ሰራዊት ልዕሊ 30 ሽሕ ክበጽሕ ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ
Radio Erena: 24 March 2023
ሶማል፣ ብዝሒ ሃገራዊ ሰራዊት ልዕሊ 30 ሽሕ ክበጽሕ ኣብ መንጎ ፈደራላዊ መንግስቲን መራሕቲ ዞባታትን ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ።
ብመሰረት እቲ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ከምዝተበጽሐ ዝንገር ዘ [...]
ኤርትራን ኢትይጵያን ብኣመሪካ ንዝቐረበለን ክሲ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ነጺገን
Radio Erena: 24 March 2023
መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ንዝቐረበሎም ክሲ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ነጺጎም።
"ጸሓፍ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ መርትዖ ዘይብሉን ጸለሎ ዝቐብ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ንኣቶ ጌታቸው ረዳ ግዜያዊ ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ክኸውን ብወግዒ ሸይምዎ
Radio Erena: 23 March 2024
ብማእከላይ ባይቶ ህወሓት፣ ግዝያዊ ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ክኸውን ዝተረቝሐ ኣቶ ጌታቸው ረዳ፣ ብቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ብወግዒ ተሸይሙ።
ቤት ጽሕፈት እቲ ቀዳማይ ሚኒስተ [...]
ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ‘ህወሓት ሽበራዊ’ዩ’ ንዝብል ውሳኔ ኣልዒልዎ
Radio Erena: 22 March 2023
ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ምስ ምውላዕ ኵናት ተተሓሒዙ፣ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ሽበራዊ'ዩ ክብል፣ ቅድሚ ክልተ ዓመታት ንዘሕለፎ ውሳኔ፣ ሎሚ ረቡዕ 22 መጋቢት ኣልዒል [...]