Author: amanuel
ኡጋንዳ፣ 34 ጀነራላት ብጥሮታ ክትርፍት’ያ
Radio Erena: 17 May 2022
መንግስቲ ኡጋንዳ፣ 34 ጀነራላት ብጥሮታ ከፋኑ ምዃኑ ንመግለጺ ሚኒስትሪ ምክልኻል እታ ሃገር ብምጥቃስ መርበብ ዜና ደይሊ ሞኒተር ሓቢሩ።
ክልተ ምሉእ ናይ ጀነራል፣ ሰለስተ ናይ ልዩተ [...]
ሰሜን ኮርያ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ምስፍሕፍሑ ብሰንኪ ዘይሓላፍነታውያን ሰበ ስልጣን ‘ዮም ክብል መራሒኣ ገሊጹ
Radio Erena: 17 May 2022
ምስ ኤርትራ ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ እትሕሰም ዘላን፣ ነቲ ለበዳ ብምስጢር ሒዛቶ ዝጸንሐትን ሰሜን ኮርያ፣ ኣጋጢሙዋ ዘሎ ምስፍሕፋሕ ብሰንኪ ዘይሓላፍነታውያን ሰበ ስልጣን ምዃኑ፣ መራሒኣ [...]
ፕረዚደንት ጆ ባይደን፣ ኣብ እዋን ትራምፕ ካብ ሶማል ዝተሳሕቡ ሰራዊት ኣመሪካ ናብታ ሃገር ክምለሱ ኣዚዙ
Radio Erena: 17 May 2022
ፕረዚደንት ጆ ባይደን፣ ሰራዊት ኣመሪካ ናብ ሶማል ክዋፈር ትእዛዝ ከምዘመሓላለፈ ማዕከናት ዜና ኣመሪካ ሓቢረን።
ጆ ባይደን፣ ሰራዊት ኣመሪካ ናብ ሶማል ክምለስ ከምዝኣዘዘ ዝግለጽ ዘሎ [...]
ቱርኪ፣ ሽዱሽተ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 27 ሓተቲ ዑቕባን 4 ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ደቂሰብን ብፖሊስ ተታሒዞም
Radio Erena: 16 May 2022
ፖሊስ ቱርኪ፣ ሽዱሽተ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 27 ሓተቲ ዑቕባን ኣርባዕተ ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲን ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተዉ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
እቶም ሓተቲ ዑቕባ፣ ናብ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ትግራይ ዝርከብ ሰራዊት ወጻኢ ሃገራት ክስሕብ ደጊሙ ጸዊዑ
Radio Erena: 16 May 2022
ኣብ ትግራይ ዝርከብ ሰራዊት ወጻኢ ሃገር ክስሕብ ሕብረት ኤውሮጳ ደጊሙ ከምዝጸውዐ፣ ወኪል ናይቲ ሕብረት ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሮላንድ ኮብያ ኣፍሊጡ።
ንሱ ብ14 ግንቢት፣ ብትዊተር [...]
ሶማል፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ተመሪጹ
Radio Erena: 15 May 2022
328 ኣባላት ፓርላማ ሶማል፣ ሎሚ ሰንበት 15 ግንቦት ኣብ ዘካየድዎ ሰለስተ ዙር ዘካተተ ምርጫ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት መሪጾም።
ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመታት ፕረዚደንት ዝነበረ፣ ሓሰን ሸኽ ማሕ [...]
ናይ ቀዳም 14 ግንቦት 2022 ፈነወ ራድዮ ኤረና
Radio Erena: 14 May 2022
Radio Erena · ቀዳም 14 ግንቦት 2022
[...]
ሶማል፣ ድሕሪ ሳልስቲ ኣብ ዝካየድ ምርጫ፣ ሓንቲ ጓለነስተይቲ እትርከቦም 39 ሕጹያት ፕረዚደንት ንውድድር ክቐርቡ’ዮም
Radio Erena: 12 May 2022
ሰንበት 15 ግንቦት ኣብ ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሶማል፣ ኣብ ታሪኽ እታ ሃገር ዝበዝሐ ምዃኑ ዝተነግረሉ ቁጽሪ ሕጹያት ተወዳደሪ ከምዝተመዝገቡ መርበባት ዜና ካብ ሞቛድሹ ሓቢረን።
[...]
ኢትዮጵያ፣ ወሰኸ ዋጋታት ነዳዲ ተወሳኺ ናይ መነባብሮ ቅልውላው ክፈጥር ምጅማሩ ተገሊጹ
Radio Erena: 12 May 2022
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ብዘሕለፎ ኣዋጅ፣ ኣብ መሽጣ ነዳዲ ካብ 10- 15% ወሰኽ ምግባሩ፣ ነቲ ድሮ ብኵናትን ደርቂን ተሃስዮ ዝርከብ መነባብሮ ህዝቢ ብዝበኣሰ ክሕምሶ ምዃኑ [...]
ንፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ሕዳር ስኽራን ወይ hangover ኔርዎ ክትብል ዝገለጸት መደበር ቴሌቪዥን ኬንያ፣ ይቕሬታ ሓቲታ
Radio Erena: 12 May 2022
ፕርዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ሳልሳኪር ሚያርዲት፣ ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ፕረዚደንት ኬንያ ነበር፣ ቃል ዘየስመዐ፣ ሕዳር ስኽራን ስለዝነበሮ ወይ hangover ስለዝነበሮ'ዩ ዝብል ጸብጻብ ዘቕ [...]