Author: amanuel
ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ትግራይ ጠቕሊሉ ከምዘይወጸ ምንጭታት ኤረና ኣረጋጊጾም
Radio Erena: 27 January 2023
ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ትግራይ ጠቕሊሉ ከምዘይወጸ፣ ራድዮ ኤረና ዝተወከሰቶም ምንጭታት ካብ ኤርትራ ኣረጋጊጾም።
ኣብዚ እዋን'ዚ፣ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ከምዝወጸ፣ ብደረቐን [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ዋዕላ ሩስያን ሃገራት ኣፍሪቃን ክሳተፍ ዕድመ ቀሪቡሉ
Radio Erena: 26 January 2023
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ኣብ ሓምለ 2023 ኣብ ዝካየድ ዋዕላ ሩስያን ሃገራት ኣፍሪቃን ክሳተፍ ወግዓዊ ዕድመ ቀሪብሉ።
ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲን፣ ንፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብቲ ዋ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብቀዳማይ ሚኒስተር ዝተሾሙ ሰበ ስልጣን፣ ንነዊሕ ዘይቅጽልሉ ምኽንያት ኣብ ፓርላማ ኣዘራሪቡ
Radio Erena: 26 January 2023
ኣብ ኢትዮጵያ፣ በብእዋኑ ዝሽየሙ ዘለዉ፣ ሚኒስተራት ዝርከብዎም ላዕለዎት ሰበ ስልጣን፣ ብርግኣት ንነዊሕ ክቕጽሉ ዘይክልሉ ዘለዉ ምኽንያት፣ ኣብ ፓርላማ እታ ብመልክዕ ሕቶ ንመንግስቲ ቀሪቡ [...]
ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ሩስያን ኣመሪካን ናብ ሃገራት ኣፍሪቃ ይጓየዩ
Radio Erena: 26 January 2023
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ ሰርጌ ላቭሮቭ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ሩስያ፣ ደቡብ ኣፍሪቃ ናብ እትርከበን ሃገራት እቲ ዞባ ዑደት የካይድ ኣሎ።
እቲ ሚኒስተር፣ ብ23 ጥሪ ናብ [...]
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጋቦን፣ ኣብ ኣኼባ ካቢኔ ብዘጋጠሞ ወቕዒ ልቢ ሞይቱ
Radio Erena: 26 January 2023
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጋቦን፣ ሚኪኤል ሙሳ ኣዳሞ፣ ኣብ ኣኼባ ካቢኔ ሚኒስተራት ብዘጋጠሞ ወቕዒ ልቢ ከምዝሞተ ቴሌቪዥን እታ ሃገር ገሊጻ።
እቲ 62 ዓመት ዝዕድምኡ ሚኒስተር፣ ኣብ ብ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይድ
Radio Erena: 26 January 2023
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ሱዳን ወግዓዊ ምብጻሕ የካይድ ምህላዉ፣ ኣገልግሎት ዜና ሱና ሓቢሩ።
እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ብሓሙስ 26 ጥሪ ናብ ካርቱም ድሕሪ [...]
ሶማል፣ ድሕሪ 30 ዓመታት ንመጀመርያ እዋና ናይ ገዛእ ርእሳ ባጤራ ዳግም ከተሕትም’ያ
Radio Erena: 25 January 2023
ምስ ምውዳቕ ስርዓት ሲያድ ባረ ኣብ 1991፣ ቀስ እናበለ ካብ ዕዳጋ ዝተኣልየ ባጤራ ሶማል፣ ዳግም ንምጅማሩ መደብ ከምዘሎ ተገሊጹ።
ምክትል ኣማሓዳሪ ሃገራዊ ባንክ ሶማል ምስ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ዋሕዲ ባጤራ፣ ባንክታት ልቓሕ ምሃብ ደው ከብላ ተገዲደን
Radio Erena: 25 January 2023
ኣብ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ብሰንኪ ዘሎ ዋሕዲ ባጤራ፣ ባንክታት ልቓሕ ምሃብ ደው ከብላ ከምዝተገደዳ ዘ ሪፖርተር ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሩ።
ጠንቂ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ዘሎ ዋሕዲ [...]
ኤርትራ፣ ካብ ሽያጥ ኩባንያ ዕደና ዳናካሊ 45 ሚልዮን ዶላር ግብሪ ክትረክብ’ያ
Radio Erena: 25 January 2023
ኣብ ኤርትራ፣ ዳህሳስን ኩዕታን ፓታሽ ዘካይድ ዘሎ ናይ ኣውስትራልያ ኩባንያ ዳናካሊ፣ 50% ናይቲ ናይ ዕደና ፕሮጀክት፣ ኣብ ምህናጽ ጽርግያን ድልድላትን ንዝነጥፍ፣ ሲሽዋን ዝተባህለ [...]
ኡጋንዳ፣ ምስ ቻይና ዝኸተመቶ፣ ናይ ልዕሊ 2 ቢልዮን ዶላር፣ ውዕል ምህናጽ መንገዲ ባቡር ሰሪዛ
Radio Erena: 24 January 2023
ኡጋንዳ፣ ካብ 2015 ኣትሒዛ ምስ ቻይና ዝኸተመቶ ውዕል ምህናጽ ካብ ከተማ ካምፓላ ክሳብ ዶብ ኬንያ ዝዝርጋሕ መንገዲ ባቡር ከምዝሰረዘት ተሓቢሩ።
መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ነቲ ኣስታ [...]