Author: amanuel
‘ሶማል፣ ኣብዚ ዓመት’ዚ ካብ ኣልሸባብ ሓራ ክትከውን’ያ።’ ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ
Radio Erena: 05 January 2023
ሶማል፣ ንዓመተ 2024 ካብ ኣልሸባብ ሓራ ኮይና ክትቅበላ'ያ ክብል ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ገሊጹ።
መርበብ ዜና ጋረወ፣ ብ03 ጥሪ ብዘቕረቦ ጸብጻብ መሰረት፣ እቲ ፕረዚደ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ማእከላይ ሪፖብሊክ ኣፍሪቃ ዝተሃንደሰ ዕልዋ ከምዘፍሸለት ገሊጻ
Radio Erena: 04 January 2023
ሱዳን፣ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ማእከላይ ሪፖብሊክ ኣፍሪቃ ዝተሃንደሰ ዕልዋ ከምዘፍሸለት፣ ምክትል ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳንን ኣዛዚ ተወርዋሪ እዚ፣ ጀነራል ሓምዳን ዶጋሎ ገሊጹ።
እ [...]
ድሕሪ ስምምዕ ፕሪቶርያ፣ ልዕሊ 100 ሽሕ ሜትሪክ ቶን ረዲኤት ዝጸዓና 2779 ዓበይቲ መካይን ናብ ትግራይ ከምዝኣተዋ ተገሊጹ
Radio Erena: 04 January 2023
ድሕሪ'ቲ ኣብ 2 ሕዳር 2022፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ከተማ ፕሪቶርያ ዝተብጽሐ ስምምዕ ምቁራጽ ቶዅሲን ዘተ ንሰላምን መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን፣ ረዲኤት ዝጸዓና፣ 2779 ዓበይቲ [...]
ካብ ገማግም ባሕሪ ፈረንሳ፣ በይኖም ናብ ብሪጣንያ ዝሰገሩ ሰለስተ ኤርትራውያን ቆልዑ ምስ ኣዲኦም ክራኸቡ ጻውዒት ቀሪቡ
Radio Erena: 04 January 2023
ካብ ገማግም ባሕሪ ፈረንሳ፣ ብናይ ጎማ ጃልባ ናብ ብሪጣንያ ዝሰገሩ ሰለስተ ኤርትራውያን ቆልዑ፣ ምስ ኣዲኦም ክራኸቡ፣ ክፍሊ ዘቤታዊ ጉዳያት እታ ሃገር ክፈቅድን መስርሕ ክጅምርን ጻ [...]
ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ኣብ ዝተኻየደ ተቓውሞ ልዕሊ 20 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena:03 January 2023
ኣብ ሶማሊላንድ፣ ኣንጻር መንግስቲ ናይታ ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ ብውሕዱ 20 ሰባት ከምዝተቐትሉ ንሓካይም ብምጥቃስ ሮይተርስ ሓቢሩ።
እቶም ተቓወምቲ፣ መ [...]
‘ርእሰ ውሳኔ ምብራቅ ሱዳን እንተተነጺጉ፣ ኵናት ከነልዕሊ ኢና።’ መራሒ ላዕለዋይ ባይቶ ቤጃ
Radio Erena:03 January 2023
መንግስቲ ሱዳን፣ ንሕቶ ርእሰ ውሳኔ ምብራቕ ሱዳን እንተነጺጉ፣ ኣብቲ ዞባ ኵናት ክእውጁ ምዃኖም መራሒ ላዕለዋይ ባይቶ ቤጃ፣ መሓመድ ኣል ኣሚን ተሪክ ኣጠንቂቑ።
እቲ ካብ ቀቢላ [...]
‘ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ትግራይ ሓሊፉ ኣብ ክልላት ኦሮሚያን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ይንቀሳቐስ ኣሎ።’ ኦሮሞ ፈደራሊስት ኮንግረረስ
Radio Erena: 02 January 2023
ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ትግራይ ሓሊፉ ኣብ ክልላት ኦሮሚያን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ይንቀሳቐስ ምህላዉ፣ ፖለቲካዊ ሰልፊ ኦሮሞ ፈደራሊስት ኮንግረረስ (ኦፌኮ) ናብ መንግስቲ ጥርዓን ኣቕሪቡ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ተጎሃሂሩ ናብ ዘሎ ግጭት ኮንጎ 750 ወትሃደራት ልኢኻ
Radio Erena: 02 January 2023
ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ደሞክራሲያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ ንዝንቀሳቐሱ፣ ብመጋቢት 23 ወይ March 23 (M23) ዝፍለጡ ዕጡቓት ንምጥቃዕ፣ ብሰራዊት ኮንጎ፣ ኬንያ፣ ኡጋንዳን ብሩንዲን ንዝ [...]
ካናዳ፣ ብቕትለት ኤርትራዊ ዝህደን ዘሎ ኤርትራዊ መንእሰይ፣ ኣቐዲሙ ብሽጉጥ ተሰንዩ ብዝፈጸሞ ናይ ስርቂ ገበን ብዋሕስ ተፈቲሑ፣ ቆጸራ ቤት ፍርዲ ይጽበ ምንባሩ ተሓቢሩ
Radio Erena: 02 January 2023
ኣብ ካናዳ፣ ከባቢ ካልጋሪ፣ ፎረስት ላውን ኣብ ዝተባህለ ቦታ ኣብ ዝርከብ ባርን ቤት መግብን፣ ብቕትለት ኤርትራዊ መንእሰይ ዝህደን ዘሎ ዮሴፍ ሓጎስ፣ ኣቐዲሙ ሽጉጥ ዓጢቑ ኣብ ስርቂ [...]
ኤርትራን ኢትዮጵያን ግብጺን፣ ዝበዝሑ ጋዜጠኛታት ዝኣሰራ ሃገራት ኣፍሪቃ ኮይነን
Radio Erena: 02 January 2023
ኣብዛ ዝተዛዘመት ዓመት፣ ኣብ ኣፍሪቃ ብጠቕላላ 56 ጋዜጠኛታት ኣብ ማእሰርቲ ከምዘሕለፍዎ ተገሊጹ።
ጋዜጠኛታት ብዘይዶብ፣ ዝሓለፈ ሰሙን ብዘቕረቦ ጸብጻብ መሰረት፣ ክሳብ ባሕቲ [...]