Author: amanuel

1 170 171 172 173 174 574 1720 / 5736
‘ኤርትራ፣ ነዚ ዝሓለፈ 20 ዓመታት ክትእሰርን ክትፍታሕን ዝጸንሐ ኣማኒት ክርስትያን ጴንጠቆስጣል ተፈቲሓ፣ ካልኦት 30 ተኣሲሮም’

‘ኤርትራ፣ ነዚ ዝሓለፈ 20 ዓመታት ክትእሰርን ክትፍታሕን ዝጸንሐ ኣማኒት ክርስትያን ጴንጠቆስጣል ተፈቲሓ፣ ካልኦት 30 ተኣሲሮም’

Radio Erena: 03 April 2023 መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ከተማ ከረን ኣብ ናይ ገዛ ጸሎት ዝነበሩ 30 ኣመንቲ ክርስትና ጴንጠቖስጣል ከምዝኣሰረ፣ ረሊዝ ኢንተርናሽናል ገሊጹ። እቲ ንመሰል እምነት ክርስትና ዝጣበቕ፣ [...]
ናይ ቻይና ሲሹዋን፣ 50% ዕደና ዳናካሊ ገዚኡ

ናይ ቻይና ሲሹዋን፣ 50% ዕደና ዳናካሊ ገዚኡ

Radio Erena: 02 April 2023 ኣብ ኤርትራ ኣብ ዕደና ተዋፊሩ ዘሎ ኣውስትራልያዊ ትካል ዳናካሊ፤ 50% ካብ ብርክታቱ ናብ ቻይናዊ ትካል ሲሹዋን ሸይጡ። ዳናካሊ ን13 ዓመታት ምስቲ ብመንግስቲ ኤርትራ ዝውነን ትካል ኤ [...]
ብቕትለት ሓደ ኤርትራዊ ዝተኸሰሱ፣ 3 ኤርትራውያን ጥርጡራት፣ ገበነኛታት ምዃኖም ቤት ፍርዲ ኣፍሊጡ

ብቕትለት ሓደ ኤርትራዊ ዝተኸሰሱ፣ 3 ኤርትራውያን ጥርጡራት፣ ገበነኛታት ምዃኖም ቤት ፍርዲ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 02 April 2023 ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ፤ ብቕትለት ሓደ ኤርትራዊ መንእሰይ ተኸሲሶም ዝጸንሑ ሰለስተ ኤርትራውያን፤ ገበነኛታት ኮይኖም ከምዝረኸቦም ቤት ፍርዲ'ታ ሃገር ኣፍሊጡ። ወዲ 20 ዓመት በረኸት ሰለሙ [...]
ኣብ መንጎ ኣዘዝቲ ሰራዊት ሱዳን ዝነበረ ናይ መትከል ፍልልይ ተጋፊሑ

ኣብ መንጎ ኣዘዝቲ ሰራዊት ሱዳን ዝነበረ ናይ መትከል ፍልልይ ተጋፊሑ

Radio Erena: 02 April 2023 ኣብ ሱዳን፤ ኣብ መንጎ ወተሃደራዊ ጉጀለን ሲቪካውያን ማሕበራትን፤መሰጋገሪ መንግስቲ ናይ ምቛም ምፍርራም ስምምዕ፤ ናብ ዕለት 6 ሚያዝያ ከምዝተሰጋገረ፤ ማዕከናት ዜና'ታ ሃገር ገሊጸን። [...]
ሰራዊት ሶማል፣ 70 ከተማታትን ሓውስቲ ከተማታትን ካብ ኣልሸባብ ሓራ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ

ሰራዊት ሶማል፣ 70 ከተማታትን ሓውስቲ ከተማታትን ካብ ኣልሸባብ ሓራ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 31 March 2023 ሰራዊት ሶማል፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ኣብ ዘካየዶ ሰፊሕ መጥቃዕታት፣ ኣስታት 70 ከተማታትን ሓውሲ ከተማታትን ካብ ኣልሸባብ ሓራ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። ሚኒስትሪ ዜና እታ ሃገር፣ ብ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ዘቕረበሉ ናይ ሰላም ጸውዒት ከምዘየለ ኦነግ ገሊጹ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ዘቕረበሉ ናይ ሰላም ጸውዒት ከምዘየለ ኦነግ ገሊጹ

Radio Erena: 31 March 2023 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ዘቕረበሉ ናይ ሰላም ጻውዒት ከምዘየለ፣ ግንባር ሓርነት ኦሮሞ ገሊጹ። እቲ ግንባር፣ ብ29 መጋቢት ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ እቲ መንግስቲ ናይ ሰላም ጻውዒት ጻዕ [...]
ኤርትራ፣ ብድሮን ቴክኖሎጂ ዝስልጥኑ ኣባላት ሰራዊት ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ልኢኻ

ኤርትራ፣ ብድሮን ቴክኖሎጂ ዝስልጥኑ ኣባላት ሰራዊት ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ልኢኻ

Radio Erena: 31 March 2023 ኤርትራ፣ ብድሮን ቴክኖሎጂ ዝስልጥኑ ኣባላት ሰራዊት ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ከምዝልኣኸት ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም። እቶም ኣብ መፋርቕ ወርሒ ጥሪ 2023፣ ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓ [...]
‘ክሲ ገበን ወትሃደራዉን ሲቪላውን መራሕቲ ህወሓት ተቛሪጹ።’

‘ክሲ ገበን ወትሃደራዉን ሲቪላውን መራሕቲ ህወሓት ተቛሪጹ።’

Radio Erena: 30 March 2023 ብገበን ናይ ዝተጠርጠሩ ወትሃደራውያን ሲቪላውን መራሕቲ ህወሓት ክሲ ከምዝተቛረጸ ሚኒስትሪ ፍትሒ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ሚኒስትሪ ፍትሒ ኢትይጵያ፣ ብሓሙስ 30 መጋቢት፡ ኣብ ዘውጽኦ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ብቻይና ናብ ዝምራሕ፣ ኣብ ጸጥታ ዘተኮረ ምትእኽኻብ’ ክትጽንበር ወሲና

ስዑዲ ዓረብ፣ ብቻይና ናብ ዝምራሕ፣ ኣብ ጸጥታ ዘተኮረ ምትእኽኻብ’ ክትጽንበር ወሲና

Radio Erena: 30 March 2023 ስዑዲ ዓረብ፣ ናብቲ ብቻይና ዝቖመን ዝምራሕን፣ ኣብ ጸጥታ ዘተኮረ ደምበ ሃገራት ክትጽንበር ከምዝወሰነት ተሓቢሩ። ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ናብቲ 'ማሕበር ምትሕግጋዝ ሻንጋይ' ዝፍለ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሰሜን ሸዋ፣ ልዕሊ 100 ሰባት ከምዝተጨወዩ ተሓቢሩ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሰሜን ሸዋ፣ ልዕሊ 100 ሰባት ከምዝተጨወዩ ተሓቢሩ

Radio Erena: 30 March 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮምያ፣ ዞባ ሰሜን ሸዋ፣ ኣብ እትርከብ ከባቢ ደራ፣ ልዕሊ 100 ሰባት ተጨውዮም ከምዝለው፣ ንስድራቤታቶም ብምውካስ ዘ ሪፖርተር ሓቢሩ። እቶም ዕጡቓት ኦነግ [...]
1 170 171 172 173 174 574 1720 / 5736