Author: amanuel
ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ብዘካየደቶ ናይ ኣጋር ሰራዊት ስርሒት፣ ሓደ ካብ መራሕቲ ዳዒሽ ከምዝቐተለት ገሊጻ
Radio Erena: 30 January 2023
ፍሉያት ሓይልታት ኣመሪካ፣ ኣብ ሰሜናዊ ሶማል ብዘካየድዎ ስርሒት፣ ቢላል ኣል ሱዳኒ ዝተባህለ ሓደ ካብ መራሕቲ ዳዒሽ ከምዝቐተሉ ተገሊጹ።
ኣብቲ ብትእዛዝ ፕረዚደንት ጆ ባይደን [...]
ኣብ መንጎ ዕጡቓት ኣምሓራን ኦሮሞን ንሓያሎ መዓልታት ዝቐጸለ ግጭት ናይ ዝተቐትሉ ብዝሒ ሰባት ኣስታት 100 በጺሑ
Radio Erena: 30 January 2023
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራን ሰሜን ሸዋን ኣብ ዝርከብ ከባቢታት ኣብ መንጎ ዕጡቓት ኣምሓራን ኦሮሞን ብዝተኻየደ ግጭት ኣስታት 100 ሰባት ከምዝተቐትሉ መረበባት ዜና ሓቢረን። [...]
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ፣ ናብ ቦትስዋና ንምብጻሕ ዝነበሮ መደብ ብምስራዝ፣ ብሃንደበት ናብ ኤርትራ ከምዘምርሐ ተሓቢሩ
Radio Erena: 30 January 2023
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ፣ ሰርጌ ላቭሮቭ፣ ናብ ኤርትራ ዘላገሰ፣ ናብ ቦትስዋና ንምብጻሕ ዝነበሮ መደብ ምስ ተሰረዘ ምዃኑ ተሓቢሩ።
ናይ ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደቱ ብደቡብ ኣፍሪ [...]
ወለዲ ናይቶም ኣብ ኤርትራ ዝተዓለሙ ሶማላውያን፣ ምስ ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ርክብ ኣካዪዶም
Radio Erena: 29 January 2023
ወለዲ ናይቶም ኣብ ኤርትራ ወተሃደራዊ ስልጠና ዝወሰዱ ሶማላውያን፣ ምስ ፕረዚደንት እታ ሃገር ርክብ ኣካዪዶም።
ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ንወከልቲ’ቶም ወለዲ ኣብ ዘዛራረበሉ፣ እቶም [...]
ህዝባዊ መጎዓዝያ ምድሪ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ከተማታት ትግራይ ክጅምር’ዩ
Radio Erena: 29 January 2023
ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ህዝባዊ መጎዓዝያ ምድሪ ናብ ከተማታት ትግራይ ክጅምር ምዃኑ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትሪ መጎዓዝያ’ታ ሃገር ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ መጎዓዝያ ምድሪ ንክጅመር ዘድልዩ ቅ [...]
ሱዳንን ጫድን ንዶባዊ ጸጥታአን ብዝምልከት ይዝትያ
Radio Erena: 29 January 2023
ወተሃደራዊ መራሒ ሱዳን ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃንን ምኽትሉ ጀነራል ሓምዳን ዳግሎን በብውልቆም ምስ መራሒ ጫድ ርክብ ከካዪዱ ምዃኖም ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።
ኣብቲ ንጸጥታ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሓያሎ ዓድታት፣ ኣብ መንጎ ዕጡቓት ኣምሓራን ኦሮሞን ግጭታ ይካየድ ኣሎ
Radio Erena: 27 January 2023
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ዓድታት ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ መንጎ ዕጡቓት ኦሮሞን ኣምሓራን ግጭታት ይካየድ ከምዘሎ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ኣቃሊሐን።
ኣሶሽተድ ፕረስ ብዘቕረቦ [...]
ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ትግራይ ጠቕሊሉ ከምዘይወጸ ምንጭታት ኤረና ኣረጋጊጾም
Radio Erena: 27 January 2023
ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ትግራይ ጠቕሊሉ ከምዘይወጸ፣ ራድዮ ኤረና ዝተወከሰቶም ምንጭታት ካብ ኤርትራ ኣረጋጊጾም።
ኣብዚ እዋን'ዚ፣ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ከምዝወጸ፣ ብደረቐን [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ዋዕላ ሩስያን ሃገራት ኣፍሪቃን ክሳተፍ ዕድመ ቀሪቡሉ
Radio Erena: 26 January 2023
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ኣብ ሓምለ 2023 ኣብ ዝካየድ ዋዕላ ሩስያን ሃገራት ኣፍሪቃን ክሳተፍ ወግዓዊ ዕድመ ቀሪብሉ።
ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲን፣ ንፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብቲ ዋ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብቀዳማይ ሚኒስተር ዝተሾሙ ሰበ ስልጣን፣ ንነዊሕ ዘይቅጽልሉ ምኽንያት ኣብ ፓርላማ ኣዘራሪቡ
Radio Erena: 26 January 2023
ኣብ ኢትዮጵያ፣ በብእዋኑ ዝሽየሙ ዘለዉ፣ ሚኒስተራት ዝርከብዎም ላዕለዎት ሰበ ስልጣን፣ ብርግኣት ንነዊሕ ክቕጽሉ ዘይክልሉ ዘለዉ ምኽንያት፣ ኣብ ፓርላማ እታ ብመልክዕ ሕቶ ንመንግስቲ ቀሪቡ [...]