Author: amanuel
ኣብ ከተማ ቆቦ፣ ሚሊሻታት ኣምሓራ – ፋኖን ሰራዊት መንግስቲን ተታዅሶም
Radio Erena: 11 April 2023
ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ከባቢ ከተማ ቆቦ፣ ኣብ መንጎ ሚሊሻታት ፋኖን ሰራዊት መንግስቲን ናይ ቶኽሲ ምልውዋጥ ከምዝተኻየደ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ሓቢሮም።
ኣብቲ ብ10 ሚ [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ሞቛድሹ ጠበንጃ ዝሓዙ ሰባት ከይንቀሳቐሱ ኣዚዙ
Radio Erena: 11 April 2023
ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ኣብ ከተማ ሞቛድሹ፣ ጠበንጃ ዝሓዙ ሰባት ከይንቀሳቐሱ ዝኽልክል ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ።
እቲ ፕረዚደንት፣ ብ07 ሚያዝያ፣ ኣብ ዘሕለፎ ትእዛዝ፣ [...]
ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ብሕቡእ ናይ ኮቪድ 19 ክታበት ተኸቲቡ ክትብል ዝገለጸት ጋዜጣ ልዕሊ 80 ሽሕ ዶላር ክትክሕስ ተፈሪዳ
Radio Erena: 11 April 2023
ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ዩዌሪ ሙሰቨኒ፣ ብሕቡእ ናይ ክቪድ 19 ክታበት ተኸቲቡ ክትብል ዘቃልሐት ጋዜጣ ደይሊ ሞኒተር፣ 300 ሚልዮን ሺሊንግ እታ ሃገር ወይ ልዕሊ 80 ሽሕ ዶላር ክትክሕስ [...]
ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ኣምሓራን ተኸሲቱ ብዘሎ ወጥሪ፣ ኣብ ጎንደርን ከባቢኣን ናይ ህጹጽ እዋን ተኣዊጁ
Radio Erena: 10 April 2023
ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ኣምሓራን ተኸሲቱ ብዘሎ ወጥሪ፣ ኣብ ከተማ ጎንደርን ከባቢኣን ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ከምዝተመሓላለፈ ተሓቢሩ።
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንህሉው [...]
ክልል ኣምሓራ፣ ንኣዋጅ ምፍታሕ ዕጥቒ ፍሉይ ሓይሊ ብምቅዋም፣ ካብን ናብን ኣዲስ ኣበባን ባህርዳርን ዘራኽብ መንገዲ ተዓጽዩ
Radio Erena: 10 April 2023
ኣብ ኢትዮጵያ፣ መንግስቲ ንዘሕለፎ ኣዋጅ ምፍታሕ ዕጥቒ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኣምሓራ ብምቅዋም፣ ካብን ናብን ኣዲስ ኣበባን ባህርዳርን ዘራኽብ መንገዲ ከምዝተዓጽወ መርበባት ዜና እታ ሃገር [...]
ዋዕላ ምብራቕ ሱዳን ይካየድ ኣሎ
Radio Erena: 10 April 2023
ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ንዘሎ ኩነታት ዝግምግምን ናብ ሓፈሻዊ ምርድዳእ ዘብጽሕን ዋዕላ ይካየድ ኣሎ።
እቲ ብ09 ሚያዝያ ኣብ ካርቱም ዝጀመረ ዋዕላ ምብራቕ ሱዳን፣ ክሳብ ረቡዕ 12 ሚያዝያ [...]
ሶማል ምስ ሩስያ ከይትውግን ዝዓለመ ዑደት ላዕለዋይ ልኡኽ ፊንላንድ ናብ ሞቛድሾ ተኻይዱ
Radio Erena: 10 April 2023
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ ፔካ ሃቪስቶ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ፊንላንድ፣ ናብ ሶማል ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ።
እቲ ላዕለዋይ ልኡኽ፣ ብ07 ሚያዝያ ናብ ሞቛድሾ ኣብ [...]
ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፤ ኣብ ከባቢ ደቀምሓረ፤ ብ50 ሚልዮን ዶላር፤ ጸሓያዊ መመንጨዊ ጸዓት፤ ክሃንጽ እዩ
Radio Erena: 09 April 2023
ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፤ ኣብ ተተካኢ ጸዓት ዝውዕል፤ ንኤርትራ ናይ 50 ሚልዮን ዶላር ባጀት ኣጽዲቑ።
እቲ ባንክ ብ6 ሚያዝያ ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፤ እቲ ኣብ ከባቢ ደቀምሓረ ዝህነ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፤ ኩሎም ዕጡቓት ሓይልታትን ዞባዊ ምልሻታትን፤ ብፈደራላዊ ሰራዊት ክትክኡ ንዘሕለፎ ውሳኔ፤ ተቓውሞታት ይገጥሞ
Radio Erena: 09 April 2023
ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፤ ኩሎም ዕጡቓት ሓይልታትን ዞባዊ ምልሻታትን፤ ብፈደራላዊ ሰራዊት ክትክኡ ንዘሕለፎ ውሳኔ፤ ተቓውሞታት ይገጥሞ ከምዘሎ፤ ማዕከናት ዜና'ታ ሃገር ገሊጸን።
[...]
ኣልቡርሃን፤ ሰበ ስልጣን’ታ ሃገር ኣብ ስምምዕ ክበጽሑ እንተዘይክኢሎም፤ ስልጣኖም ከረክቡ ጸዊዑ
Radio Erena: 09 April 2023
ኣቦ ወንበር ላዕለዋይ ቆንስል ሱዳን ዓብደል ፋታሕ ኣልቡርሃን፤ ሰበ ስልጣን'ታ ሃገር ኣብ ስምምዕ ክበጽሑ እንተዘይክኢሎም፤ ስልጣኖም ከረክቡ ጸዊዑ።
ንሱ፤ ፍጡር ናይ ጾመ ሮሞዳን ንምኽባ [...]