1 728 729 730 731 732 993 7300 / 9924
ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ኣስታት 239 ሰባት ጥሒሎም

ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ኣስታት 239 ሰባት ጥሒሎም

Radio Erena: 03 November 2016 ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ኣስታት 239 ስደተኛታት ጥሒሎም ከምዝሞቱ ኣፈኛ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። እቶም ሎሚ 03 ሕዳር ኣብ ገማግም ባሕሪ ዝጠሓሉ ስደተኛታት መብዛሕቶም ዜጋታት ሃገራት ም [...]
ፈረንሳ፣ ኣብ ካሌ ዝጸንሑ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ተግዕዝ

ፈረንሳ፣ ኣብ ካሌ ዝጸንሑ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ተግዕዝ

Radio Erena: 03 November 2016 ፈረንሳ፣ ኣብ ካሌ ዝጸንሑ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ከተግዕዝ ጀሚራ። እታ ሃገር ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ጀሚራ ኣስታት 5 ሽሕ ስደተኛታት ናብ ዝተፈላለየ ቦታ ከተግዕዝ እንከላ፣ ንትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ግ [...]
ኣመሪካ፣ ንፍሉይ ሓይሊ ፖሊስ ሶማል ኣብ ጅቡቲ ኣሰልጢና

ኣመሪካ፣ ንፍሉይ ሓይሊ ፖሊስ ሶማል ኣብ ጅቡቲ ኣሰልጢና

Radio Erena: 03 November 2016 ኣመሪካ፣ ንፍሉይ ሓይሊ ፖሊስ ሶማል ኣብ ጅቡቲ ኣሰልጢና። እዚ ኣብ ጅቡቲ ዝሰልጠነ ፍሉይ ሓይሊ ሶማል፣ ብ30 ጥቅምቲ ድሕሪ ምምራቑ፣ ኣብታ ሃገር ኣብ ምርግጋእን ምውሓስን ጸጥታ ክዋፈር ም [...]
ኣብ ካናዳ፣ ከተማ ዊኒዌግ፣ 700 ኤርትራውያን ተጣይሶም

ኣብ ካናዳ፣ ከተማ ዊኒዌግ፣ 700 ኤርትራውያን ተጣይሶም

Radio Erena: 02 November 2016 ኣብዚ ዓመት'ዚ፣ ኣብ ካናዳ፣ ከተማ ዊኒፔግ ዑቕባ ካብ ዝተዋህቦም 1000 ስደተኛታት፣ እቶም 700 ኤርትራውያን ምዃኖም ንክፍሊ ስደተኛታት እታ ሃገር ብምጥቃስ ማዕከን ዜና ካናዳ cbc ኣፍ [...]
ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ብምሁራት ዝተዓብለለ ሓድሽ ካቢነ ሚኒስተራት ኣቝሙ

ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ብምሁራት ዝተዓብለለ ሓድሽ ካቢነ ሚኒስተራት ኣቝሙ

Radio Erena: 02 November 2016 መንግስቲ ኢትዮጵያ ናይ ህጹጽ እዋን ድሕሪ ምእዋጁ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ ናይ ካቢነ ሚኒስተራት ምቅይያር ኣካይዱ። እዚ ከም ግብረ መልሲ ናይቲ ኣብታ ሃገር [...]
ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ሱዳን ዘንበረቶ እገዳ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ኣናዊሓቶ

ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ሱዳን ዘንበረቶ እገዳ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ኣናዊሓቶ

Radio Erena: 02 November 2016 ኣመሪካ ካብ 1997 ኣትሒዛ ኣብ ልዕሊ ሱዳን ኣጽኒዓቶ ዘላ እገና ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ከምዘናወሓቶ ኣፍሊጣ። ሰበ ስልጣን ዋሽንግተን ብዛዕባ ምንዋሕ እገዳ ሱዳን ኣመልኪቶም ኣብ ዘቕረብዎ ሓ [...]
መንግስቲ ወሰኽ ደሞዝ ሰራዊት ጌረ ይብል፣ ህድማ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ድማ ይንህር

መንግስቲ ወሰኽ ደሞዝ ሰራዊት ጌረ ይብል፣ ህድማ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ድማ ይንህር

Radio Erena: 01 November 2016 መንግስቲ ኤርትራ፣ ወሰኽ ደሞዝ ሰራዊት ከምዘተግበረ ኣብ ዝገልጸሉ ዘሎ እዋን፣ ኣማኢት ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ዶባት ሱዳንን ኢትዮጵያን እናሰገሩ ፖለቲካዊ ዑቕባ ምሕታት ይቕጽሉ። ኣብዘን [...]
ስዑዲ ዓረብን ቀጠርን ሓገዝ ሰራዊት ኣልጀርያ ይሓታ

ስዑዲ ዓረብን ቀጠርን ሓገዝ ሰራዊት ኣልጀርያ ይሓታ

Radio Erena: 01 November 2016 ኣልጀርያ ኣብቲ ብስዑዲ ዓረብ ተመሪሑ ኣንጻር ሑቲ ናይ የመን ዝካየድ ዘሎ ወትሃደራዊ መጥቃዕቲ ኢዳ ክትጽንብር ስዑዲን ቀጠርን ሓቲተን። ማዕከን ዜና ሚድልኢስት ኣይ ( Middle East E [...]
ህግደፍ፣ ብዛዕባ’ታ መቐለ ዝዓለበት ነፋሪትን ዑቕባ ዝሓተቱ ክልተ ኣብረርታን ዝተቃልሐ ዜና ‘ሓሶት’ዩ’ ዝብል ጎስጓስ የካይድ

ህግደፍ፣ ብዛዕባ’ታ መቐለ ዝዓለበት ነፋሪትን ዑቕባ ዝሓተቱ ክልተ ኣብረርታን ዝተቃልሐ ዜና ‘ሓሶት’ዩ’ ዝብል ጎስጓስ የካይድ

Radio Erena: 31 October 2016 ደገፍቲ ህግደፍ፣ ብዛዕባ'ታ ብ26 ጥቅምቲ ካብ ኣስመራ ተበጊሳ መቐለ ዝዓለበት ነፋሪትን ዑቕባ ዝሓተቱ ክልተ ኣብረርታን ዝተዘርግሐ ዜና 'ሓሶት'ዩ' ዝብል ጽዑቕ ጎስጓስ የካይዱ ኣለዉ። ሚኒስ [...]
ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጽነት ሃይማኖታት፣ ኤርትራ ንእትርከበን ሒደት ሃገራት ማእከል ብምግባር ተዘኪሩ

ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጽነት ሃይማኖታት፣ ኤርትራ ንእትርከበን ሒደት ሃገራት ማእከል ብምግባር ተዘኪሩ

Radio Erena: 31 October 2016 ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጽነት ሃይማኖታት ብደረጃ ዓለም ተዘኪሩ። ኣብቲ ብ27 ጥቅምቲ ተዘኪሩ ዝወዓለ ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጽነት ሃይማኖታት፣ ኤርትራ ብምግሃስ መሰል ሃይማኖታት ኣብ ቅድሚት ካብ ዝስ [...]
1 728 729 730 731 732 993 7300 / 9924