1 672 673 674 675 676 994 6740 / 9931
ስዑዲ ዓረብ ዝሰጎጎቶም ሰለስተ ሱዳናውያን ጋዜጠኛታትን ተጣበቕትን ኣብ ካርቱም ተኣሲሮም

ስዑዲ ዓረብ ዝሰጎጎቶም ሰለስተ ሱዳናውያን ጋዜጠኛታትን ተጣበቕትን ኣብ ካርቱም ተኣሲሮም

Radio Erena: 31 July 2017 ስዑዲ ዓረብ ዝሓለፈ ቅነ ዝሰጎጎቶም ሰለስተ ሱዳናውያን ጋዜጠኛታትን ተጣበቕትን፣ ኣብ ምስጢራዊ ቤት ማእሰርቲ ካርቱም ተቐይዶም ምህላዎም ኣምነስት ኢንተርናሽናል ኣቃሊዑ። እቶም ካብ 21 ታሕሳስ ና [...]
ካብ ኤርትራ ከምዝተበገሰት ዝተነግረላ ሓንቲ ናይ ውግእ መርከብ ብሓይልታት ሑቲ ተጠቒዓ

ካብ ኤርትራ ከምዝተበገሰት ዝተነግረላ ሓንቲ ናይ ውግእ መርከብ ብሓይልታት ሑቲ ተጠቒዓ

Radio Erena: 30 July 2017        ዋንነታ ናይ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዝኾነት፣ ካብ ኤርትራ ከምዝተበገሰት ዝተነግረላ ሓንቲ ናይ ውግእ መርከብ ብሓይልታት ሑቲ ናይ የመን መጥቃዕቲ ከምዝወረዳ ተገሊጹ።          ኣሶሼት [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ቁጽሪ ናይቶም ብብልሽውና ተኸሲሶም ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝኣትዉ ዘለዉ ሰበስልጣናት ናብ 42 ክብ ኢሉ

ኣብ ኢትዮጵያ ቁጽሪ ናይቶም ብብልሽውና ተኸሲሶም ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝኣትዉ ዘለዉ ሰበስልጣናት ናብ 42 ክብ ኢሉ

Radio Erena: 30 July 2017          ኣብ ኢትዮጵያ ቁጽሪ ናይቶም ብብልሽውና ተኸሲሶም ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝኣትዉ ዘለዉ ሰበስልጣናት ናብ 42 ክብ ከምዝበለ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።          ሺን ሁዋ ካብ [...]
ብኣምነስቲ ዝቐረበ ክሲ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ደ.ሱዳን፣ ብኣዘዝቲ ሰራዊት’ታ ሃገር ተነጺጉ

ብኣምነስቲ ዝቐረበ ክሲ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ደ.ሱዳን፣ ብኣዘዝቲ ሰራዊት’ታ ሃገር ተነጺጉ

 Radio Erena: 30 July 2017   ሰራዊት ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ብፍላይ ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮ ዓመጽ ይፍጽም ኣሎ ተባሂሉ ብኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ዝቐረበ ክሲ፣ ሰበስልጣን ሰራዊት’ታ ሃገር ናይ ኣሉታ መልሲ [...]
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እስራኤል፣ ንኣታዊታት ሓተትቲ ዑቕባ ብዝምልከት ተጋቢኡ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እስራኤል፣ ንኣታዊታት ሓተትቲ ዑቕባ ብዝምልከት ተጋቢኡ

Radio Erena: 28 July 2017        ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እስራኤል ኣብ ጉዳይ'ቲ ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን ሓተቲ ዑቕባ 20 ሚእታዊት ካብ ኣታዊታቶም ብግዴታ ተቖሪጹ ኣብ ባንክ ክተሓዝ ዝብል ሕጊ ብዝምልከት ብሮቡዕ 26 ሓ [...]
ኢጣልያ መራኽባ ናብ ክሊ ማያት ሊብያ ክትልእኽ ሕቶ ቀሪቡ

ኢጣልያ መራኽባ ናብ ክሊ ማያት ሊብያ ክትልእኽ ሕቶ ቀሪቡ

Radio Erena: 28 July 2017      ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ንዝነጥፉ ዘለው ውልቀ ሰባት ይኩኑ ጉጅለታት ንምህዳን፣ ኢጣልያ ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ናብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ክትልእኽ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ናይቲ ብሕቡራት [...]
ኢጣልያ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ኣብ ሞያዊ ስልጠና ንምውፋሮም ኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ኣበርኪታ

ኢጣልያ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ኣብ ሞያዊ ስልጠና ንምውፋሮም ኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ኣበርኪታ

Radio Erena: 27 July 2017 ኢጣልያ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናይ ስራሕ ዕድል ክረኽቡ ዘኽእሎም ሞያዊ ስልጠና ዝውዕል ኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ኣበርኪታ። እቲ ብወኪል ኢጣልያ ንልምዓትን ምት [...]
ኢትዮጵያ፣ ‘ብብልሽውና ዝተጠርጠሩ’ዮም’ ዝተባህሉ ሰበ ስልጣንን ነጋዶን ይእሰሩ

ኢትዮጵያ፣ ‘ብብልሽውና ዝተጠርጠሩ’ዮም’ ዝተባህሉ ሰበ ስልጣንን ነጋዶን ይእሰሩ

Radio Erena: 27 July 2017 ኢትዮጵያ፣ ብብልሽውና ዝተጠርጠሩ'ዮም ዝተባህሉ ልዕሊ 30 ሰበ ስልጣን መንግስትን ነጋዶን ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተዉ ተገሊጹ። ንወሃቢ ቃል መንግስቲ ኢትዮጵያ ዶክተር ነገሪ ሌንጮ ብምጥቃስ ማዕከናት ዜ [...]
ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድን ኣመሪካን ብሓባር ኣብ ዘካየድኦ ስርሒት፣ ሓደ ካብ ሓለፍቲ ኣልሸባብ ተታሒዙ

ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድን ኣመሪካን ብሓባር ኣብ ዘካየድኦ ስርሒት፣ ሓደ ካብ ሓለፍቲ ኣልሸባብ ተታሒዙ

Radio Erena: 27 July 2017 ሓይልታት ጸጥታ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ ብኣመሪካውያን ኣማኸርቲ ተሓጊዞም ኣብ ዘካየድዎ ስርሒት፣ ሓደ ካብ ሓለፍቲ ኣልሸባብ ከምዝሓዙ ተሓቢሩ። ሓደ ካብ መራሕቲ ኣልሸባብ ምዃኑ ዝተነግረሉ ዓብደ [...]
ሕቡራት ሃገራት ፕሮግራም ልምዓት  (UNDP) ሓዳስ ወኪሉ ኣብ ኤርትራ መዚዙ

ሕቡራት ሃገራት ፕሮግራም ልምዓት (UNDP) ሓዳስ ወኪሉ ኣብ ኤርትራ መዚዙ

Radio Erena: 26 July 2017 ካሜሮናዊት ሱዛን ንጎንጊ፣ ወኪል ሕቡራት ሃገራት ፕሮግራም ልምዓት (UNDP) ኣብ ኤርትራ ኮይና ተመዚዛ። እዛ ዳይረክተር ሕቡራት ሃገራት ማዕከን ቆልዑ ( UNICEF )ኣብ ጋናን ዞባ ምዕራብ ኣፍ [...]
1 672 673 674 675 676 994 6740 / 9931