Category: News

1 935 936 937 938 939 968 9370 / 9672
ወከልቲ ተቓወምትን መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይዝትዩ፣ ንከተማ ቦር ተቖጻጺሮም ዘለዉ ተቓወምቲ ድማ ናብ ጁባ ክግስግሱ ምዃኖም ይግልጹ

ወከልቲ ተቓወምትን መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይዝትዩ፣ ንከተማ ቦር ተቖጻጺሮም ዘለዉ ተቓወምቲ ድማ ናብ ጁባ ክግስግሱ ምዃኖም ይግልጹ

Radio Erena: January 3, 2014 ወከልቲ ተቓወምትን መንግስትን ደቡብ ሱዳን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርርብ ንስምምዕ ሰላም ኣብ ዘካይድሉ ዘለዉ እዋን፣ ዕጡቓት ተቓወምቲ ናብ ከተማ ጁባ ክግስግሱ ምዃኖም ይገልጽ ኣለዉ። ሰራዊት መን [...]
ፖሊስ እስራኤል፣ ኣብ ዘካየድዎ ግፋ 400 ስደተኛታት ኣብ ቀይዲ የእትዮም

ፖሊስ እስራኤል፣ ኣብ ዘካየድዎ ግፋ 400 ስደተኛታት ኣብ ቀይዲ የእትዮም

Radio Erena: January 2, 2014 ፖሊስ እስራኤል ኣብዘን ዝሓለፋ ክልተ መዓልታት ብዘካየድዎ ግፋ፣ ኣስታት 400 ስደተኛታት ኣብ ቀይዲ ከምዘእተዉ ወኪል ሬድዮ ኤረና ካብ ቴልኣቪቭ ኣፍሊጡ። መንግስቲ እስራኤል፣ ንስደተኛታት ና [...]

Italian navy rescues boat with 223 mostly African migrants

Radio Erena: January 2, 2014   Italy's navy has rescued 233 mostly African immigrants from a boat in trouble off the coast of the Mediterranean island [...]

ዓመተ 2014፣ ዓመተ ለውጢ ንኽትከውን ኤርትራውያን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ጻዕርታቶም ከሓይሉ ምዃኖም ተመባጺዖም

Radio Erena: January 1, 2014   ዓመተ 2014: ዓመተ ለውጢ ክትከውን ጻዕርታቶም ከሐይሉ ምዃኖም ዝተፈላለዩ ጉጅለታት ኤርትራውያን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ገሊጾም። 2013 ከም ፍጻሜ ፍሮቶ ዝኣመሰለ ኣብ ታሪኽ እዚ 21 [...]
መመንጨዊ ጸዓት ሕርጊጎ ኣብ ዓመተ 2014 ብሓገዝ ኮርፖሬሽን ሻንጋይ ብ66% ክዓቢ’ዩ ተባሂሉ

መመንጨዊ ጸዓት ሕርጊጎ ኣብ ዓመተ 2014 ብሓገዝ ኮርፖሬሽን ሻንጋይ ብ66% ክዓቢ’ዩ ተባሂሉ

Radio Erena: January 1, 2014 መንግስቲ ኤርትራ፣ ነቲ ኣብ ሕርጊጎ ዝርከብ መመንጨዊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ብ66 % ንምዕባዩ ምስ ምስ ሓደ ናይ ቻይና ኩባንያ ተሰማሚዑ ይሰርሓሉ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቲ ብሓ [...]

ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ካብ ከተማታት ቦርን ባንትዩን ናብ ጁባ ዝገዓዙ ኤርትራውያን፣ ኣብ ጁባ ዝርከቡ ኤርትራውያን ወገናቶም ዝገበረሎም ሓገዝ ኣመስጊኖም

Radio Erena: January 1, 2014   ኣብ ደቡብ ሱዳን ከተማታት ቦርን ባንቱን ተዓጊቶም ዝጸንሑ ቆልዓ ሰበይቲ ዝርከብዎም ልዕሊ 200 ኤርትራውያን፣ ብሓገዝ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ናብ ጁባ ድሕሪ ምግዓዞም፣ ኣብ ጁባ ዝጸንሑ ኤር [...]

ኣብ ማይ ዓይኒን ዓዲ ሓሩሽን ብኤርትራውያን ስደተኛታት ዝተኻየደ ተቓውሞ ወዲብኩም ተባሂሎም ኣብ ቀይዲ ዝርከቡ 11 ኤርትራውያን፣ ጉዳዮም ናብ ቤት ፍርዲ ክቐርብ’ዩ

Radio Erena: December 31, 2013   ኣብ ኢትዮጵያ መዓስከራት ማይ ዓይንን ዓዲ ሓሩሽን ብኤርትራውያን ስደተኛታት ንዝተኻየደ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ወዲብኩም ተባሂሎም ኣብ ቀይዲ ዝጸንሑ 11 ኤርትራውያን ናብ ቤት ፍርዲ ክቐርቡ [...]
ኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ፣ ሓደ ፓይሎት ዝርከቦም ሓያሎ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ኣሲሮም

ኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ፣ ሓደ ፓይሎት ዝርከቦም ሓያሎ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ኣሲሮም

Radio Erena: 30 December 2013  ኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ፣ ሓደ ፓይሎት ዝርከቦም ሓያሎ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ኣብ ቀይዲ ከምዘእተዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቶም ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ከካብ ገዝኦም ዝ [...]

ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣብ በኒቱ ተዓጊቶም ዝጸንሑ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብሓገዝ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብሄሊክፕተራት ናብ ከተማ ጁባ ግዒዞም

Radio Erena: December 30, 2013   ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣብ ዩኒቲ ስቴት ኣብ በንቱ ኣብ ቀጽሪ ቤት ጽሕፈት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ተዓቝቦም ዝጽጸንሑ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብሓገዝ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብሄሊክፕተራት ና [...]
ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ናትናኤል ብርሃነ፣ ብሉጽ ስፖርታዊ ኣህጉር ኣፍሪቃ ኮይኑ ንኽዕወት፣ ኤርትራውያን ኣፍቀርቲ ስፖርት ኣብ መርበብ ሓበሬታ africantopsports.com ድጽኹም ክትህቡ መዘኻኸሪ ቀሪቡ

ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ናትናኤል ብርሃነ፣ ብሉጽ ስፖርታዊ ኣህጉር ኣፍሪቃ ኮይኑ ንኽዕወት፣ ኤርትራውያን ኣፍቀርቲ ስፖርት ኣብ መርበብ ሓበሬታ africantopsports.com ድጽኹም ክትህቡ መዘኻኸሪ ቀሪቡ

Radio Erena: December 30, 2013   ኤርትራዊ ተቐዳዳምይ ብሽክለታ ናትናኤል ብርሃነ፣ ንብሉጽ ስፖርትዊ ኣህጉር ኣፍሪቃ 2013 ተሓጽዮም ካብ ዘለዉ 10 ኣፍሪቃውያን ሓደ ኮይኑ ምህላዉ መርበብ ሓበሬታ africantopspor [...]
1 935 936 937 938 939 968 9370 / 9672