Category: News

1 934 935 936 937 938 968 9360 / 9671
ኤርትራውያን ዝርከብዎም 10ታት ኣሽሓት ስደተኛታት ኣብ እስራኤል ዝጀመርዎ ሰለማዊ ሰልፊ ንራብዓይ መዓልቱ ቀጺሉ

ኤርትራውያን ዝርከብዎም 10ታት ኣሽሓት ስደተኛታት ኣብ እስራኤል ዝጀመርዎ ሰለማዊ ሰልፊ ንራብዓይ መዓልቱ ቀጺሉ

Radio Erena: January 10, 2014   ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ነቲ ዘካይድዎ ዘለዉ ሰለማዊ ሰልፊ ንምድጋፍ፣ ኣብ ሃገራት ኤውሮጳን ኣመሪካን ዝርከቡ ወገናቶም ኣብ ኤምባሲታት ኤስራኤል ተመሳሳሊ ሰለማዊ [...]
African Migrants Protest in Israel Enters 4th Day

African Migrants Protest in Israel Enters 4th Day

Radio Erena: January 9, 2014   In Israel, several thousand African migrants demonstrated Wednesday for a fourth day against a new law that allows auth [...]

ኣብ እስራኤል ዝጸንሑ 10ታት ኤርትራውያን ናብ ሽወደን ከምዝተጣየሱ መንግስቲ ‘ታ ሃገር ገሊጹ

Radio Erena: January 9, 2014   ኣብ እስራኤል ዝጸንሑ 10ታት ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሽወደን ከምዝተጣየሱ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ይገልጻ ኣለዋ። ዮርሳሌም ፖስት ኣቕሪብዎ ብዘሎ ጸብጻብ መሰረተ፣ እቶም ሓድሽ ህይወት [...]
ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ መብዛሕቶም ኤርትራውያን 124 ስደተኛታትት ካብ ናይ ናይ ምስግጋርን ምሻጥን መስርሕ ከምዘድሓኑ ተገሊጹ

ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ መብዛሕቶም ኤርትራውያን 124 ስደተኛታትት ካብ ናይ ናይ ምስግጋርን ምሻጥን መስርሕ ከምዘድሓኑ ተገሊጹ

Radio Erena: January 8, 2014   ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ኣብዚ ሳልስቲ’ዚ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ከተማ ካርቱም ኣብ ዘካየዶ ስርሒት፣ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 100 ሰባት ካብ ናይ ምስግጋርን ምሻጥን መስርሕ [...]
ሓይሊ ባሕሪ ኣውስትራልያ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ናብ ኢንዶነዥያ መሊሱ

ሓይሊ ባሕሪ ኣውስትራልያ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ናብ ኢንዶነዥያ መሊሱ

Radio Erena: January 8, 2014   ሓይሊ ባሕሪ ኣውስትራልያ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 45 ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት ዝጸዓነት ጃልባ ናብ ኢንዶነዥያ ከምዝመለሰ ማዕከናት ዜና እቲ ዞባ ኣቃሊሐን። መንግስቲ ኣውስትራልያ፣ [...]
ኣብ ጅቡቲ ተታሒዞም ዘለዉ ምሩዃት ኵናት ኤርትራን ስደተኛታታትን ህጹጽ ፍታሕ ክረኽቡ ምሕጽንታ ኣቕሪቦም

ኣብ ጅቡቲ ተታሒዞም ዘለዉ ምሩዃት ኵናት ኤርትራን ስደተኛታታትን ህጹጽ ፍታሕ ክረኽቡ ምሕጽንታ ኣቕሪቦም

Radio Erena: January 7, 2014   ኣብ ጅቡቲ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ነገድ ተታሒዞም ዝርከቡ ኤርትራውያን ምሩዃት ኵናት ፍታሕ ክረኽቡ ኤርትራውያን ወገናቶም ጻዕርታቶም ከሕይሊ ተላብዮም። እቶም ኣብ 2008 ኣብ መንጎ ኤርትራን ጅ [...]
ኣብ እስራኤል፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 40 ሽሕ ስደተኛታት ንውሳኔ መንግስቲ እታ ሃገር ብምቕዋም ንሳልስቲ ዝቐጽል ሰለማዊ ሰልፊ የካይዱ ኣለው

ኣብ እስራኤል፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 40 ሽሕ ስደተኛታት ንውሳኔ መንግስቲ እታ ሃገር ብምቕዋም ንሳልስቲ ዝቐጽል ሰለማዊ ሰልፊ የካይዱ ኣለው

Radio Erena: January 6, 2014   ኣብ እስራኤል፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 40 ሽሕ ስደተኛታት ንውሳኔ መንግስቲ እታ ሃገር ብምቕዋም ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ኣብ ጎደናታት ከተማታት ቴልኣቪቭን ኤላትን [...]
ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ናትናኤል ብርሃነ፣ ናይ 2013 ዝበለጸ ስፖርታዊ ኣህጉር ኣፍሪቃ ኮይኑ ተመሪጹ

ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ናትናኤል ብርሃነ፣ ናይ 2013 ዝበለጸ ስፖርታዊ ኣህጉር ኣፍሪቃ ኮይኑ ተመሪጹ

Radio Erena: January 6, 2014   ፕሮፈሽናል ተቐዳዳምይ ብሽክለታ ኤርትራዊ ናትናኤል ብርሃነ፣ ናይ 2013 ዝበለጸ ስፖርታዊ ናይ ኣህጉር ኣፍሪቃ ኮይኑ ከምዝተመርጸ ካብ africatopsports.com ዝተረኽበ ሓበሬታ ኣፍ [...]
ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 233 ስደተኛታት ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ኣድሒኑ

ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 233 ስደተኛታት ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ኣድሒኑ

Radio Erena: January 3, 2014 ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 233 ስደተኛታት ካብ ማእከል ባሕሪ ከምዘድሓነ ኣፍሊጡ። እቶም ሸውዓተ ደቂንስትዮ ዝርከብኦም ዜጋታት ኤርትራ፣ ናይጀርያ፣ ሶማል፣ ፓኪስታን፣ ዛምብ [...]
ወከልቲ ተቓወምትን መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይዝትዩ፣ ንከተማ ቦር ተቖጻጺሮም ዘለዉ ተቓወምቲ ድማ ናብ ጁባ ክግስግሱ ምዃኖም ይግልጹ

ወከልቲ ተቓወምትን መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይዝትዩ፣ ንከተማ ቦር ተቖጻጺሮም ዘለዉ ተቓወምቲ ድማ ናብ ጁባ ክግስግሱ ምዃኖም ይግልጹ

Radio Erena: January 3, 2014 ወከልቲ ተቓወምትን መንግስትን ደቡብ ሱዳን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርርብ ንስምምዕ ሰላም ኣብ ዘካይድሉ ዘለዉ እዋን፣ ዕጡቓት ተቓወምቲ ናብ ከተማ ጁባ ክግስግሱ ምዃኖም ይገልጽ ኣለዉ። ሰራዊት መን [...]
1 934 935 936 937 938 968 9360 / 9671