Category: News

1 930 931 932 933 934 956 9320 / 9553

መንገዲ ኣየር ኤርትራ ደው ክብል’ዩ

መንገዲ ኣየር ኤርትራ ካብ ዝመጽእ ዘሎ ወርሒ በረራታቱ ደው ከብል ምዃኑ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቲ መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ካብ ትማሊ 13 ሕዳር ኣትሒዙ ንሓያሎ ኣባላቱ ካብ ስራሕ ከፋኑ እንከሎ፣ ነቶም ዝተረፉ ድማ ክሳብ 23 ሕ [...]

ነፊሪት ሒዞም ኣብ ስዑዲ ዝዓለቡ ሓደ ሜጀር፣ ሓደ ካፕቴንን ሓደ ተለንትን መኮንናት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ፖለቲካዊ ዑቕባ ንምሕታት መስርሕ ይካየደሎም ምህላዉ ተገሊጹ

ነፋሪት ሒዞም ትማሊ ሰዓት ሓደ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ጂዛን መዓርፎ ነፈርቲ ንጉስ ዓብደላ ዝዓለቡ ሰለስተ መኮንናት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ፖለቲካዊ ዑቕባ ንምሕታት መስርሕ ክካየደሎም ምዃኑ ማዕከን ዜና ጂዛን ኒውስ ሓቢሩ።   እታ ነፋሪት፣ [...]

Breaking news:- ሰለስተ ሰባት ዝጸዓነት ሓንቲ ነፋሪት ሓይሊ ኤርትራ ኣብ ስዑዲ ዑቕባ ከምዝሓተተት ይግለጽ ኣሎ

ሰለስተ ሰባት ዝጸዓነት ሓንቲ ነፋሪት ሓይሊ ኤርትራ ኣብ ስዑዲ ዑቕባ ከምዝሓተተት ይግለጽ ኣሎ።   መንነት ናይቶም ዑቕባ ንምሕታት ኣብ ስዑዲ ኣትዮም ዘለዉ ሰለስተ ሰባት ዛጊት ክንጸር ኣይከኣለን። ፖለቲካዊ ዑቕባ ክሓቱ ዝደለዩ መንነ [...]

ሸይላ ኪታሩት ኣብ ማልታን ቱኒዝያን ተዓቝቦም ምስ ዘለዉ ኤርትራውያን ክትዘራረብ’ያ

ንሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክትርምርምር ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘት ሸይላ ኪታሩት ኣብ ቱኒዝያን ማልታን ተዓቝቦም ምስ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ክትዘራረብ ምዃኑ ተሓቢሩ።   ሸይላ ኪታሩት፣ ድሕሪ’ቲ ናብ ባይቶ ሰብኣዊ መሰ [...]

“ኣብ ኣስመራ ግፋ ኣየካየድናን” ደምህት

ኣብ ኤርትራ ዝመደበሩ ተቓዋሚ ሓይሊ ኢትዮጵያ፣ ደሞክራስያዊ ምንቕስቓስ ህዝቢ ትግራይ፣ ደምህት ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝተኻየደ ግፋ ሰራዊትና ኢድ ኣይነበሮን ክብል ክሒድዎ።   ሬድዮ ኤረና ብዛዕባ’ቲ ኩነታት ንምጽራይ ም [...]

ስዑዲ ዓረብ ብ5 ሕዳር ኣብ ዝጀመረቶ ጽዑቕ ግፋ፣ ኣሽሓት ናይ ወጻኢ ዜጋታት ኣብ ቀይዲ የእትያ፣ ሻቕሎት ኤርትራውያን ድማ መመሊሱ ሰማይ ይዓርግ

ስዑዲ ዓረብ ዘይሕጋውያን’ዮ ንዝበለቶም ስደተኛታት ንምጥራዝ ትማሊ ኣብ ዝጀመረቶ ግፋ ዜጋታት ሓያሎ ሃገራት ዝርከብዎም ኣስታት ሓሙሽተ ሽሕ ሰባት ኣብ ቀይዲ ከምዘእተውወ ተገሊጹ።   ኣብቲ ብ5 ሕዳር ዝፈለመ ግፋ፣ ኣብ ጀዳ ጥራይ ኣስ [...]

ኣብ ሽወደን ዝምቕማጣ ኤርትራዊት ቬነሳ በረሀ ዘዳለወታ ዋን ደይ ስዩም ዘርእስታ ሓጻር ደኩመንታሪ ፊልም ንሽልማት በቒዓ

ኣብ ሽወደን ዝምቕማጣ ኤርትራዊት ቬነሳ በረሀ ዘዳለወታ 'ዋን ደይ ስዩም' ዘርእስታ ሕዳር ደኩመንታሪ ፊልም ኣብታ ሃገር ብማሕበር ኣሕተምቲ ፓብሊሲስት ክሉበን ንዝወሃብ ንሽልማት በቒዓ።   ኣብ ሽወደን ዝተወልደት ጓል 17 ዓመት ቬነሳ [...]

ኣብቲ ምስ ብሪጣንያ ዘዳው ካሌ ናይ ፈረንሳ ኣብ ጎደናታት ዝሓድሩ ዘለዉ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት በስገዳድ ክእለዩ ከንቲባ እታ ከተማ ሓቲታ

ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ወደባዊ ከተማ ካሌ ኣብ ጎደናታት ዝሓደሩ ዘለዉ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣማኢት ስደተኛታት ናይ ምጽራግ መስርሕ ክካየድ ከንቲባ እታ ከተማ ምጽውዓ ካብ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ተሩር ተቓውሞ ገጢሙዋ [...]

3 ሕዳር፣ መዓልቲ ሓዘን ግዳያት ላምፐዱሳ ብደረጃ ኣህጉር ተዘኪራ ውዒላ

ሰንበት 3 ሕዳር፣ መዓልቲ ሓዘን ግዳያት ላምፐዱሳ ብደረጃ ኣህጉራ ተዘኪራ ውዒላ። እታ ዕለት ብሕብረት ኣፍሪቅ መዓልቲ ሓዘን ግዳያት ላምፔዱሳ ክትከውን ከምዝተወሰነ ዝፍለጥ ኮይኑ፣ መራሕቲ ኩለን ሃገራት ኣፍሪቃ ዘኪሮማ ክውዕሉ’ውን መዘኻኸ [...]

ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ምጥራዝ ዘይሕጋውያን’ዮም ዝበለቶም ናይ ወጻኢ ዜጋታት ኣብ ግብሪ ንምውዓሉ ኣብ እትሸባሸበሉ ዘላ እዋን፣ ኣምኢት ኤርትራውያን ኣብ ሻቕሎት ይርከቡ

ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ 5 ሕዳር ኣትሒዙ፣ ምጥራዝ ዘይሕጋውያን ዝበሎም ናይ ወጻኢ ዜጋታታ ኣብ ግብሪ ከውዕሎ ምዃኑ ብወግዒ ኣብ ዝገለጸሎ፣ ኣሽሓት ኤርትራውያን ኣብ ከቢድ ሻቕሎት ከምዘሎ ናብ ሬድዮ ኤረና ኣብ ዝልኣኽዎ ሓበሬታ ገሊጾም [...]
1 930 931 932 933 934 956 9320 / 9553