Category: News

ፊፋ ሓድሽ ደረጃታት ዘርጊሑ፣ ኤርትራ ሕጂ’ውን ሓደ ደረጃ ንድሕሪት
Radio Erena: 12 June, 2014 ፊፋ ወርሓዊ ዘውጽኦ ደረጃታት ሃገራውያን ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ዓለም፡ ኣብ ድሮ ምጅማር ዋንጫ ዓለም'ውን ሓድሽ ደረጃታት ዘርጊሑ ኣሎ። ኤርትራ ሕጂ'ውን ሓደ ደረጃ ንድሕሪት ተመሊሳ። በቲ ዝወጸ ደ [...]

ኣምባሳደር ሱዳን ኣብ ኡጋንዳ፣ ኣብ ብሪጣንያ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቱ
Radio Erena: 12 June, 2014 ኣምባሳደር ሱዳን ኣብ ኡጋንዳ ዓድል ሑሰን ሸሪፍ፣ ፕረዚደንት ኣልበሽር ኣብ ልዕሊ ክልተ መራሕቲ ፖለቲካውያን ሰልፍታት ዝወሰዶ ናይ ምእሳር ስጉምቲ ብምቅዋም ኣብ ብሪጣንይ ዑቕባ ከምዝሓተተ ይግለ [...]

ኣብ ሶማል ነዳዲ ተረኺቡ፣ መርገም ዶ ምርቓ?
Radio Erena: 12 June, 2014 ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ኩባንያታት ምዕራብ ከካይድኦ ብዝጸንሓ ዳህሳስ፣ ነዳዲ ከምዝተረኽበ ተረጋጊጹ። እዚ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ሶማሊላንድ ተረኺቡ ዘሎ ዕ [...]

ኣብ ዓሰብን ከባቢኡን ዝርከቡ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኤርትራ ብመንገዲ የመን ዝኣቱ ጫት የዘውትሩ ኣለዉ
Radio Erena: 11 June, 2014 ኣብ ዓሰብን ከባቢኣን ዝርከቡ ኣዘዝቲ ሰራዊት ኤርትራ ብመንገዲ የመን ዝመጸ ጫት ኣብ ምዝውታር ከምዝርከቡ ሓደ ኣባል ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ነበር ኣቃሊዑ። ጫት ኣብ ኤርትራ ሕጋዊ ኣብ ርእሲ ዘይም [...]

ናትናኤል ብርሃነ ትማሊ ኣብ ፈረንሳ ደሚቑ ውዒሉ
Radio Erena: 11 June, 2014 ተቐዳዳማይ ክለብ ዩሮፕካር ናትናኤል ብርሃነ፡ ትማሊ 10 ሰነ 2014 ኣብ ዝቐጸለ 194 ኪሎ ሜተር ዝሸፈነ ውድድር ሳልሳይ መድረኽ ክራይተርዩም ዱ ዶፊነ፡ ውድድር ካብ ዝጅመር ኣትሒዙ ሳልሳይ ር [...]

ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ኣብ ኣህጉራዊ ቅድድማት ጎሊሖም ይርኣዩ
Radio Erena: 10 June, 2014 ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ክለብ ኤም.ቲ.ኤን ኩቤካ ዳንኤል ተኽለሃይማኖት፡ ብሰንበት ኣብ ዝተዛዘመ ኣህጉራዊ ውድድር ብሽክለታ ዙር ላክሰምበርግ፡ ኣብ ናይ መወዳእታ መድረኽ ሳልሳይ ወጺኡ። ኣብ’ቲ መእ [...]

ፕረዚደንት ሱዳን፣ ካልኣይ መራሒ ተቓዋሚ ሰልፊ ቀይዱ
Radio Erena: 10 June, 2014 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ንኻልእ መራሒ ተቓዋሚ ሰልፊ ምቕያዱ፣ ዝተወጠ ዘተ ሃገራዊ ዕርቒ ከምዝፈሸለ ዝእንፍት’ዩ ክብሉ ሱዳናውያን ፖለቲከኛታት ገሊጾም። እቲ ፕረዚደንት፣ ኣቐዲሙ [...]

ኢትዮጵያ ናብ ደቡብ ሱዳን ዝልኣኽ ሓይሊ ኢጋድ ክትመርሕ’ያ
Radio Erena: 10 June, 2014 ኢትዮጵያ ናብ ደቡብ ሱዳን ዝልኣኽ ዓቃብ ሰላም ንኢጋድ ብምምራሕ ሰራዊታ ከተዋፍር ምዃና ገሊጻ። ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳንን መራሒ ተቓዋምን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከካይድዎ ድሕሪ ዝጸንሑ ሓያሎ ስምዓት፣ [...]
Eritrea bishops in critical letter
Radio Erena: 9 June, 2014 Four Eritrean Catholic bishops have published a letter criticising life in the country - a rare move in one of the world's [...]
ጽሟቕ ትሕዝቶ መልእኽቲ ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ
Radio Erena: 9 June, 2014 ነዚ ንምግባር ዚደፍኣና ዘሎ ምድራዊ ወይ ሓላፊ ነገር ንምዕታር ወይ ክብርን ዝናን ተመኒና ወይ ድማ ንኻልእ ናብ ወገንና ንምስሓብ ዘይኮነስ ናይ ኣገልግሎት ባህጊ ጥራሕ’ዩ። ንሃገርና ክንርኢ ከሎና [...]