ኣብ መስመር ጥንቁልሓስ ብዘጋጠመ ናይ ኣውቶቡስ ሓደጋ፣ ናብ ሳዋ ዝወርዱ ዝነበሩ 10ታት ተማሃሮ ሞይቶም

ኣብ መስመር ጥንቁልሓስ ብዘጋጠመ ናይ ኣውቶቡስ ሓደጋ፣ ናብ ሳዋ ዝወርዱ ዝነበሩ 10ታት ተማሃሮ ሞይቶም

Radio Erena: 06 August, 2014

Bus accident

ብሰኑይ 4 ነሓሰ፣ ካብ ከረን ናብ ዞባ ጋሽ ባርካ ኣብ ዘውርድ መሰመር ጥንቑልሓስ ብዘጋጠመ ናይ ኣውቶቡስ ናይ ምግምጣል ሓደጋ፣ ናብ ሳዋ ዝወርዱ ዝነበሩ 10ታት ኤርትራውያን መንእሰያት ከምዝሞቱ ካብ ኣስመራ ዝበጽሓና ዜና ይሕብር።

እታ ኣውቶቡስ ካብ ዓዲ ዃላ ዝተበግሱ 44 ሰባት ጽዒና ከምዝነበረት ዝሓበሩ እቶም ምንጭታት ፣ ቁጽሮም ብልክዕ ዘይተፈልጠ መንእሰያት ድማ ከቢድን ፎኪስን መጉዳእቲ በጺሕዎ ኣብ ሆስፒታል ከረንን ግላስን ተዓቝቦም ኣለዉ።

============================================

 

COMMENTS

WORDPRESS: 0