Category: News

ብሪጣንያ 15 ‘ኤርትራውያን ኢና’ ዝበሉ ስደተኛታት ቀይዳ
Radio Erena: 01 August, 2014 ፖሊስ ብሪጣንያ፣ ዶብ ፈረንሳ ሰጎሮም ዝኣተዉ 15 ኤርትራውያን ኣብ ቀይዲ የእትያ። እቶም ክልተ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑን 3 ደቂንስትዮን ዝርከብዎም 15 ኤርትራውያን ምዃኖም ዝገለጹ ስደተኛታት ኣ [...]

መርሃዊ ቅዱስ ኣብ ቮልታ ስጳኛ ክወዳደር ምዃኑ ተረጋጊጹ
Radio Erena: 31 July, 2014 ተቐዳዳማይ ደቡብ ኣፍሪቃዊት ክለብ ኤም.ቲ.ኤን. ኩቤካ ኤርትራዊ መርሃዊ ቅዱስ፡ ካብ 23 ነሓሰ ክሳብ 14 መስከረም 2014 ኣብ ዝካየድ፡ ኣህጉራዊ ውድድር ቅድድም ብሽክለታ ቮልታ ስጳኛ ክሳተፍ [...]

ተቓወምቲ ምብራቕ ሱዳን፣ ምስ መንግስቲ ሱዳን ኣብ ኣስመራ ዝኣተዉዎ ስምምዕ ኣይተተግበረን ብምባል ተቃውሞ የካይዱ
Radio Erena: 31 July, 2014 ተቓወምቲ ምብራቑ ሱዳን፣ ስምምዕ ኣስመራ 2006 ኣብ ግብሪ ኣይወዓለን ብዝብል ኣብ ፖርት ሱዳን ኣብ ዘካየድዎ ተቓውሞ፣ ንቤት ጽሕፈት ናይቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ሃገራዊ ባይቶ ሱዳን ወሪሮም [...]

ኣብ ሊብያ ብዝቕጽል ዘሎ ግጭት 8 ሱዳናውያን ተቐቲሎም
Radio Erena: 31 July, 2014 ኣብ ሊብያ ከተማ ጥራብሎስ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት፣ ሸሞንተ ሱዳናውያን ከምዝተቐትሉ ኤምባሲ ሱዳን ካብታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣብ ሊብያ፣ ብፍላይ ድማ ኣብ ጥራብሎስን ቤንቓዝን እቲ ግጭት እናሓየለ ስ [...]

ክልተ ኤርትራውያንን ኣርባዕተ ኢትዮጵያውንን ኣትሌታት ኣብ ኣመሪካ ዑቕባ ሓቲቶም ይብሃል ኣሎ
Radio Erena: 30 July, 2014 ክልተ ኤርትራውያንን ኣርባዕተ ኢትዮጵያውያንን ኣትሌታት ኣብ ኣመሪካ ዑቕባ ከምዝሓተቱ ይግለጽ ኣሎ። እተን ክልተ ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ኣትለታት ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዑቕባ ንምሕታት ከምዝተረፋ ክ [...]

‘ኤርትራ ዝተሓተ ሰብኣዊ ምዕባለ ዘለዋ ሃገር’ያ’ UNDP
Radio Erena: 30 July, 2014 ሸቶታት ሚልዮንዮም ተመዝግብ ከምዘላ እትገልጽ ኤርትራ ብሰብኣዊ ምዕባለ ኣብ ዝተሓተ ደረጃ ተሰሪዓ። ኤርትራ ኣብቲ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ፕሮግራም ንመጽናዕቲ ካብ ዝቐረባ 187 ሃገራት ኣብ መበ [...]

ፖሊስ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ካሌ ዝተኣኻኸቡ ኤርትራውያን ብሓይሊ በቲኖም
Radio Erena: 29 July, 2014 ካብ ፈረንሳ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ንምስጋር ኣብ ወደባዊት ከተማ ካሌ፣ ኣብ ጎደና ዝሓድሩ ዝነበሩ ኣስታት 300 ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያ፣ ብፖሊስ ፈረንሳ ብጎነጽ ክእለዩ ይግበር ከምዘሎ ሬድዮ ኤ [...]

ካናዳ እታ ዝበዝሐ ፍርያት ኤርትራ ዝኮነ ወርቂ እትሽምት ሃገር’ያ ተባሂሉ
Radio Erena: 29 July, 2014 ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ተሪር ናይ ቁጠባ እገዳ ንምትግባር ከምእትሰርሕ እትግለጽ ካናዳ፣ በንጻሩ እታ ዝበዝሐ ወርቂ ካብ ኤርትራ እትሽምት ሃገር ምዃና ዘ ኦብዘርቫቶሪ ኦፍ ኢኮኖሚ ዝተባህለ [...]

ከንቲባ ከተማ ሞቛድሾ ካብ ዝተኻየደሉ ፈተነ ቅትለት ንስክላ ኣምሊጡ
Radio Erena: 29 July, 2014 ከንቲባ ከተማ ሞቛድሾ ሓሰን ሙሓመድ ሑሰን ሙንጋብ ካብ ዝተጻወደሉ ናይ ነታጕ መጥቃዕቲ ንስክላ ኣምሊጡ። ነቲ ከንቲባ ጽዒና ዝነበረት መኪና በቲ መጥቃዕቲ ዕንወት ክወርዳ እንከሎ፣ እቲ ከንቲባ ግ [...]

ኣብ ዶብ ሊብያን ቻድን ኣስታት 70 ኤርትራውያን ተጨውዮም
Radio Erena: 28 July, 2018 ካብ ሱዳን ተበጊሶም ናብ ሊብያ ንምእታው ዝፈተኑ ኣብ ክልተ ፒክ ዝዓይነተን መካይን ዝመልኡ ኤርትራውያን፣ ኣብ ዶብ ሊብያ ተጨውዮም ናብ ቻድ ተወሲዶም ከምዘለዉ፣ ካብቲ ኩነታት ዘምለጡ ኤርትራውያ [...]