Category: News
ሱዳን: ኲናት ርእሰ-ከተማ ሕርሻ ‘ዋድ ማዳኒ’
Radio Erena: Monday, 18 December 2023
ሱዳናዊት ከተማ 'ዋድ ማዳኒ' ካብ ከተማ ካርቱም 136 ኪሎሜተር ናብ ደቡባዊ ምብራቕ ኣብ ገማግም ፈለግ ኒል ተደኩና ትርከብ::
ኣስታት ፍርቂ ምልዮን ተቐማጢ ዘለ [...]
ኬንያ: ዓቕሚ ሰባ ናብ ሰደድ ትልእኽ
Radio Erena: Monday, 18 December 2023
ፕረዚደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ዝሓለፈ ዓመት መራሒ ሃገሩ ኮይኑ ስልጣን ካብ ዝሕዝ ኣትሒዙ ቀንዲ ስርሑ ኬንያውያን ኣብ ውሽጢ ሃገር ይኹን ወጻኢ ሃገር ስራሕ ከምዝረኽቡ [...]
ማእከላይ ባሕሪ: 61 ስደተኛታት ጥሒሎም
Radio Erena: Monday, 18 December 2023
ስደተኛታት ሒዛ ካብ ዛዋራ - ሊብያ ናብ ኤውሮጴ ትጓዓዝ ዝነበረት ጃልባ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብምጥሓላ ህጻናትን ደቀንስትዮን ዝርከብዎም 61 ሰባት ሂወቶም ስኢኖም::
[...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
Radio Erena: Sunday, 17 December 2023
Radio Erena · ሰንበት 17 ታሕሳስ 2023
[...]
ኮቪድ 19 ዘጎናደቦ ዓለምለኻዊ ቱሪዝም እንደገና ይበራበር
Radio Erena: Friday, 15 December 2023
ብመሰረት ጸብጻብ ውድብ ቱሪዝም ዓለም፣ ካብ ጥሪ ክሳብ መስከረም 2023 ዝነበረ ግዜ፣ 975 ሚልዮን በጻሕቲ፣ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ምብጻሕ ኣካይዶም።
እ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ከባቢ ቀይሕ ባሕሪ 83 ሓደስቲ ብሕማም ኮሌራ ዝተጠርጠሩ ሰባት
Radio Erena: Friday, 15 December 2023
ምቁጽጻር ለበዳ ሚኒስትሪ ጥዕና ሱዳን፣ ኣብ ከባቢ ቀይሕ ባሕሪ 83 ሓደስቲ ብሕማም ኮሌራ ዝተጠርጠሩ ሰባት ከም ዝመዝገበ ኣፍሊጡ።
ኣብ ክልላት ገዳረፍን ገዚራን [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፡ ብደብዳብ ድሮን 10ታት ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: Thursday, 14 December 2023
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ዞባ ደቡባዊ ወሎ ኣብ ዘካየዶ ደብዳብ 10ታት ሰባት ከምዝተቐትሉ ይግለጽ ኣሎ።
እቲ መሳለምያን ቀይ ዋሻን ኣብ ዝተባህ [...]
ካሜሩን ወዲ 90 ዓመት ፕረዚደንት ስልጣኑ ናብ ወዱ ከሰጋግር
Radio Erena: Thursday, 14 December 2023
ኣብ ካሜሩን ን42 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ፣ ወዲ 90 ዓመት፣ ፕረዚደንት ፓል ቢያ፣ ዝመጽእ ዓመት ኣብ ዝካየድ ምርጫ፣ ፍራንክ ኢማኑዌል ቢያ ዝተባህለ ወዱ ክው [...]
ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ መራኽብ ናይ ምጥቃዕ ስርሒታት ቀጺሉ
Radio Erena: Thursday, 14 December 2023
ሑቲ ናይ የመን፣ ምስ እስራኤል ምትእስሳር ኣለወን ዝበለን መራኽብ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ናይ ምጥቃዕ ስርሒታት ይቕጽሎ ኣሎ።
ሑቲ፣ ኣብዘን ዝሓለፋ መዓልታት፣ ብውሕ [...]
መንግስቲ ሱዳን ነታ ሃገር ኣመልኪቱ ብኢጋድ ዝተበጽሐ ስምምዕ ነጺጉ
Radio Erena: Wednesday, 13 December 2023
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን፣ ድሕርቲ መራሕቲ ሃገራት ምትእኽኻብ ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪቃ - ኢጋድ ዝሓለፈ ቀዳም 9 ታሕሳስ ንኲናት ሱዳን ኣመልኪቶም ኣብ ጅቡቲ [...]