Category: News

1 708 709 710 711 712 978 7100 / 9775
ሰራዊት ኣይቮሪኮስት ብሰንኪ ክፍሊት ኣድማ የካይድ

ሰራዊት ኣይቮሪኮስት ብሰንኪ ክፍሊት ኣድማ የካይድ

Radio Erena: 15 May 2017 ገለ ክፋል ሰራዊት ኣይቮሪኮስት፣ መንግስቲ ዝተመባጽዓሉ መጠን ገንዘብ ክኽፈሎ ብምጥላብ ኣድማ የካይድ ኣሎ። እቲ ኣድማ ዘካይድ ዘሎ ሰራዊት ኣይቮሪኮስት፣ ድሕሪ ርእሰ ከተማ ኣቢጃን፣ ብዕብየታ ኣብ [...]
የመን፣ ሕማም ሸሮኽ 115 ሰባት ቀቲሉ

የመን፣ ሕማም ሸሮኽ 115 ሰባት ቀቲሉ

Radio Erena: 15 May 2017 ኣብ የመን ንኻልኣይ እዋኑ ኣብ ዝተኸስተ ሕማም ሸሮኽ ብውሕዱ 115 ሰባት ከምዝቐተለ ንጸብጻብ ኣህጉራዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና ሓቢረን። በቲ ሕማም ዝተጠቕዑ ልዕሊ 8 ሽሕ ሰ [...]
ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣፍሪቃ፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ኮኒኑ

ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣፍሪቃ፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ኮኒኑ

Radio Erena: 12 May 2017 ካብ 8 ክሳብ 22 ግንቦት ኣብ ኒጀር፣ ከተማ ኒያመይ ዝጋባእ ዘሎ መበል 60 ስሩዕ ዋዕላ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣፍሪቃ፣ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ናጽነት ፕረስ ንዘለዎ ኣመለኻኽታ ኮኒኑ። እቲ ኮሚሽ [...]
ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ኣስመራ ዝተኸስተ ዋሕዲ ዝስተ ማይ፣ ህዝቢ ኣጨኒቑ

ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ኣስመራ ዝተኸስተ ዋሕዲ ዝስተ ማይ፣ ህዝቢ ኣጨኒቑ

Radio Erena: 12 May 2017 ኣብ ከተማ ኣስመራን ከባቢኣን ተራእዩ ዘሎ ዋሕዲ ዝስተ ማይ፣ ህዝቢ ኣጨኒቑ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ብሰንኪ'ዚ ኣዋርሕ ኣቑጺሩ ዘሎ ዋሕዲ ዝስተ ማይ፣ ህዝቢ ሰሙናዊ ሓንቲ ፊስቶ ማይ [...]
ፕረዚደንት ሙጋበ ኣብ ኣኼባታት ኣይድቅስን’ዩ ዓይኑ ዓሚቱ’ዩ ዘዕርፍ”  ወሃብ ቃል

ፕረዚደንት ሙጋበ ኣብ ኣኼባታት ኣይድቅስን’ዩ ዓይኑ ዓሚቱ’ዩ ዘዕርፍ” ወሃብ ቃል

Radio Erena: 12 May 2017 ዕድመ ደፊኡ ዝርከብ ፕረዚደንት ዚምባብዌ ሮበርት ሙጋበ ኣብ ኣኼባታት ብምድቃሱ፣ መዛረቢ ማዕከናት ዜና ኮይኑሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ "እቲ ፕረዚደንት ይድቅስ ዘይኮነ ዓይኑ ዓሚቱ'ዩ ዘዕርፍ" ክብል ኣፈ [...]
ኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ ዃላ፣ ጋዕቤን ኣብ ዝተባህለት ዓዲ ወዲ 85 ዓመት ኣቦ ዝርከብዎም ሓያሎ ዓበይቲ ዓዲ ኣሲሮም

ኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ ዃላ፣ ጋዕቤን ኣብ ዝተባህለት ዓዲ ወዲ 85 ዓመት ኣቦ ዝርከብዎም ሓያሎ ዓበይቲ ዓዲ ኣሲሮም

Radio Erena: 11 May 2017 ኣባላት ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲዃላ ኣብ እትርከብ ጋዕቤን ዝተባህለት ዓዲ፣ ኣቶ ገብረመስቀል እምባየ ዝተባህሉ 85 ዓመት ዝዕድሚኦም ኣቦ ዝርከብዎም ብውሕዱ [...]
ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ፣ ዓመታዊ ልዕሊ ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ናይ ወደብ ዓሰብ ክራይ ንመንግስቲ ኤርትራ ይኸፍላ ምህላወን ተሓቢሩ

ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ፣ ዓመታዊ ልዕሊ ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ናይ ወደብ ዓሰብ ክራይ ንመንግስቲ ኤርትራ ይኸፍላ ምህላወን ተሓቢሩ

Radio Erena: 11 May 2017 ንወደብ ዓሰብ ዝግልገላሉ ዘለዋ ሃገራት ዓረብ ዓመታዊ ካብ 500 ሚልዮን ክሳብ 1 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ገንዘብ ንመንግስቲ ኤርትራ ይኸፍላ ምህላወን ንናይ ኤውሮጳ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ብምጥቃስ [...]
ግብጺ፣ ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ ጽልዋ ንምፍጣር  እተካይዶ ዘላ ጻዕሪ ብምቕጻል፣ ናብ ጋና ኣተኩራ

ግብጺ፣ ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ ጽልዋ ንምፍጣር እተካይዶ ዘላ ጻዕሪ ብምቕጻል፣ ናብ ጋና ኣተኩራ

Radio Erena: 11 May 2017 ግብጺ ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ ጽልዋ ንምፍጣር እተካይዶ ዘላ ጻዕሪ ብምቕጻል፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ሳምሕ ሾክሪ ብሮቡዕ 10 ግንቦት ናብ ጋና ኣምሪሑ። እቲ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣብዚ [...]
ሰውራ ቀይሕ ነቢት

ሰውራ ቀይሕ ነቢት

Radio Erena: 10 May 2017      እምባደርሆ ኣብ ምድረ ሓማሴን፣ ዝባን ካርነሽም እትርከብ ንእሽቶ ዓዲ'ያ። ስለምንታይ እምባደርሆ ተሰይማ ቅድሚ'ዚ እዋን'ዚ ሓሲበ ኣይፍልጥን። ነገረ ስም ዓድታት ብኣጋጣሚ ወይ ከኣ ብሓደ ፍ [...]
ኤርትራን ግብጽን ኣብ ወትሃደራውን ጸጥታውን መዳይ ንምትሕግጋዝ ይዝትያ

ኤርትራን ግብጽን ኣብ ወትሃደራውን ጸጥታውን መዳይ ንምትሕግጋዝ ይዝትያ

Radio Erena: 10 May 2017 ኤርትራን ግብጽን ኣብ ወትሃደራውን ጸጥታውን መዳይ ክትሓጋገዛ ይዝትያ ምህላወን ወትሃደራውያን ምንጭታት ይጠቕሱ። ኣብ መንጎ'ዘን ክልተ ሃገራት ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ንኽህሉ ይዝትያ ምህላወን ዝግለጽ [...]
1 708 709 710 711 712 978 7100 / 9775