Category: News

1 69 70 71 72 73 968 710 / 9677
ኬንያን ኢትዮጵያን ንክልተኣዊ ምትሕብባር ዝዓለመ ስምምዕ ፈሪመን

ኬንያን ኢትዮጵያን ንክልተኣዊ ምትሕብባር ዝዓለመ ስምምዕ ፈሪመን

RADIO ERENA:- Friday , 01 March 2024 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ኬንያ ናይ ክልተ መዓልቲ ምብጻሕ ድሕሪ ምፍጻሙ ክልቲኤን ሃገራት፣ ኣብ ባህላዊ ልምዓት፣ ቱሪዝምን እንስሳ ዘገዳምን፣ ሰማያ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA:- Sunday, 03 March 2024 Radio Erena · ሰንበት 03 መጋቢት 2024   [...]
ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ፡ ንልዕሊ 50% ኣብ ሰደድ ዝነጥፋ ትካላት ብሪጣንያ ብኣሉታ ከምዝጸለወን ተሓቢሩ

ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ፡ ንልዕሊ 50% ኣብ ሰደድ ዝነጥፋ ትካላት ብሪጣንያ ብኣሉታ ከምዝጸለወን ተሓቢሩ

RADIO ERENA:- Thursday , 29 February 2024 ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ፡ ንልዕሊ 50% ኣብ ሰደድ ዝነጥፋ ትካላት ብሪጣንያ ብኣሉታ ከምዝጸለወን ንጸብጻብ ቤት ምኽሪ ንግዲ እታ ሃገር ብምጥቃስ ሮይተርስ ሓቢሩ። ቤት [...]
ኣብ ክልል ኣምሓራ፡ ኣብ ሓያሎ ዞባታት ግጭት ዳግም ተጎሃሂሩ ከምዘሎ ተገሊጹ

ኣብ ክልል ኣምሓራ፡ ኣብ ሓያሎ ዞባታት ግጭት ዳግም ተጎሃሂሩ ከምዘሎ ተገሊጹ

RADIO ERENA:- Thursday , 29 February 2024 ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ፡ ዞባታት ጎጃም፡ ወሎ፡ ሽዋን ጎንደርን፡ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ዕጡቓት ኣምሓራን ዳግም ተጓሃሂሩ ዘሎ ግጭት፡ ካብን ናብን ሓያሎ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፡ ክልል ኣምሓራ፡ መዓስከር ኣለምዋጭ ኣስታት 22 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተዓቚቦም ይርከቡ

ኣብ ኢትዮጵያ፡ ክልል ኣምሓራ፡ መዓስከር ኣለምዋጭ ኣስታት 22 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተዓቚቦም ይርከቡ

RADIO ERENA:- Thursday , 29 February 2024 ኣብ ኢትዮጵያ፡ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝተደኮነ መዓስከር ኣለምዋጭ፡ ኣስታት 22 ሽሕ ኤርትራውያን ተዓቚቦም ከምዘለዉ፡ ወኪል ላዕለዋይ ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት- UN [...]
ማእከላይ ባሕሪ፣ ኤርትራውያን ዝርክብዎም 34 ሓተቲ ዑቕባ ዝሓዘት ጃልባ ጥሒላ

ማእከላይ ባሕሪ፣ ኤርትራውያን ዝርክብዎም 34 ሓተቲ ዑቕባ ዝሓዘት ጃልባ ጥሒላ

RADIO ERENA:- Wednesday , 28 February 2024 ብዓርቢ 23 ለካቲት ካብ ማልታ ንደቡብ 6.5 ኪ.ሜ ርሒቑ ኣብ ዝርከብ ሸነኽ ማእከላይ ባሕሪ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባ ዝጸዓነት ጃልባ ከምዝጠሓለት [...]
ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን ድሕርቲ ናብ ዩክሬን ሰራዊት ምልኣኽ ኣድላዪ ክኸውን ከምዝኽእል ምግላጹ፡ ካብ ኔቶን ሕብረት ኤውሮጳን ተቓውሞ ገጢምዎ

ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን ድሕርቲ ናብ ዩክሬን ሰራዊት ምልኣኽ ኣድላዪ ክኸውን ከምዝኽእል ምግላጹ፡ ካብ ኔቶን ሕብረት ኤውሮጳን ተቓውሞ ገጢምዎ

RADIO ERENA:- Wednesday , 28 February 2024 ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን ድሕርቲ ናብ ዩክሬን ሰራዊት ምልኣኽ ኣድላዪ ክኸውን ከምዝኽእል ምግላጹ፡ ካብ ኔቶን ሕብረት ኤውሮጳን ነቐፌታ ገጢምዎ። [...]
ሶማልን ብሪጣንያን ኣብ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ዘትየን

ሶማልን ብሪጣንያን ኣብ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ዘትየን

RADIO ERENA:- Wednesday , 28 February 2024 ብጸሓፊ ሓይልታት ምክልኻል፡ ጄምስ ሂፐይ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ብሪጣንያ ኣብ ሶማል ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ላለዋይ በዓል ስልጣን ዝመር [...]
መራሕቲ ሱዳንን ሊብያን፡ ኣብ ህሉው ኩነታት ዘትዮም

መራሕቲ ሱዳንን ሊብያን፡ ኣብ ህሉው ኩነታት ዘትዮም

RADIO ERENA:- Tuesday , 27 February 2024 ኣቦ መንበር ሉአላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፡ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን፡ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሃገሩን ተራ ሊብያን ብዝምልከት ንምዝርራብ ናብ ትሪፖሊ ኣምሪሑ። እቲ [...]
ግብጽን ኤርትራን፡ ንኢትዮጵያን ሶማልን ኣብ ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳይ ዋንነት ባሕሪ ተመያይጠን

ግብጽን ኤርትራን፡ ንኢትዮጵያን ሶማልን ኣብ ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳይ ዋንነት ባሕሪ ተመያይጠን

RADIO ERENA:- Tuesday , 27 February 2024 መራሕቲ ግብጽን ኤርትራን፡ ንኢትዮጵያን ሶማልን ኣብ ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳይ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ ከምዝተመያየጡ፡ መርበባት ዜና ካብ ካይሮ ሓቢረን። መራሕተን እዘን ሃገራ [...]
1 69 70 71 72 73 968 710 / 9677