Category: News
ግርማይ ገብረስላሴ፣ ዓርቢ 4 ነሓሰ ኣብ ዝኽፈት ሻምፕዮን ኣትለቲክስ ዓለም 2017 ኣይክሳተፍን’ዩ
Radio Erena: 01 August 2017 ካብ 4 ክሳብ 13 ነሓሰ ኣብ ለንደን ኣብ ዝእንገድ ሻምፕዮን ኣትለቲክስ ዓለም 2017፣ ሻምፕዮን ውድድር ማራቶን ዓለም 2015 ዝኾነ ኤርትራዊ ኦሊምፒካዊ ኣትሌት ግርማይ ገብረስላሴ ኣይክሳተፍ [...]
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝበዝሑ ኤርትራውያን ዝከብዎም 25 ሽሕ ቆልዑ ብዘይኣላዩ ናብ ኢጣልያ ከምዝኣተው ተሓቢሩ
Radio Erena: 01 August 2017 ኣብ ዝሓለፈ ዓመት 25 ሽሕ ቆልዑ ብዘይኣላዩ ማእከላይ ባሕሪ ሰጊሮም ናብ ኢጣልያ ከምዝኣተዉ መርበብ ሓበሬታ ሕቡራት ሃገራት (ኣይሪን) ገሊጹ። ብመሰረት እቲ ኣብ ኣይሪን ዝቀረበ ጸብጻብ ካብቶ [...]
ሃገራዊ ባንክ ስዊስ፣ ኣብ ኤርትራ ዕደና ምስ ዘካይድ ዘሎ ኩባንያ ኔቭሰን ናይ ኣስታት 1.2 ሚልዮን ዶላር ብርኪ ከምዝውንን ይግለጽ
Radio Erena: 31 July 2017 ሃገራዊ ባንክ ስዊስ፣ ኣብ ኤርትራ ዕደና ምስ ዘካይድ ዘሎ ኩባንያ ኔቭሰን ናይ ኣስታት 1.2 ሚልዮን ዶላር ብርኪ ከምዘለዎ ተገሊጹ። SP ዝተባህለ ኣብ ንግዲ ዓለም ዘተኩር መርበብ ሓበሬታ ብዘቕረ [...]
ፕረዚደንት ፈረንሳ፣ ጉዳይ ፖለቲካዊ ዑቕባ ስደተኛታት ንምጽራይ ኣብ ሊብያ ማእከል ክኽፈት ምውሳኑ ይንቀፍ
Radio Erena: 31 July 2017 ፈረንሳ፣ ፖለቲካዊ ዑቕባ ክወሃቦም ንዝኽእል ዜጋታት ሃገራት ኣፍሪቃ ንምጽራይ ኣብ ሊብያ ማእከል ስደተኛታት ክትከፍት ከምእትኽእል ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን ገሊጹ። ንሱ ነዚ ዝገለጸ፣ ብ [...]
ስዑዲ ዓረብ ዝሰጎጎቶም ሰለስተ ሱዳናውያን ጋዜጠኛታትን ተጣበቕትን ኣብ ካርቱም ተኣሲሮም
Radio Erena: 31 July 2017 ስዑዲ ዓረብ ዝሓለፈ ቅነ ዝሰጎጎቶም ሰለስተ ሱዳናውያን ጋዜጠኛታትን ተጣበቕትን፣ ኣብ ምስጢራዊ ቤት ማእሰርቲ ካርቱም ተቐይዶም ምህላዎም ኣምነስት ኢንተርናሽናል ኣቃሊዑ። እቶም ካብ 21 ታሕሳስ ና [...]
ካብ ኤርትራ ከምዝተበገሰት ዝተነግረላ ሓንቲ ናይ ውግእ መርከብ ብሓይልታት ሑቲ ተጠቒዓ
Radio Erena: 30 July 2017 ዋንነታ ናይ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዝኾነት፣ ካብ ኤርትራ ከምዝተበገሰት ዝተነግረላ ሓንቲ ናይ ውግእ መርከብ ብሓይልታት ሑቲ ናይ የመን መጥቃዕቲ ከምዝወረዳ ተገሊጹ። ኣሶሼት [...]

ኣብ ኢትዮጵያ ቁጽሪ ናይቶም ብብልሽውና ተኸሲሶም ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝኣትዉ ዘለዉ ሰበስልጣናት ናብ 42 ክብ ኢሉ
Radio Erena: 30 July 2017 ኣብ ኢትዮጵያ ቁጽሪ ናይቶም ብብልሽውና ተኸሲሶም ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝኣትዉ ዘለዉ ሰበስልጣናት ናብ 42 ክብ ከምዝበለ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ሺን ሁዋ ካብ [...]

ብኣምነስቲ ዝቐረበ ክሲ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ደ.ሱዳን፣ ብኣዘዝቲ ሰራዊት’ታ ሃገር ተነጺጉ
Radio Erena: 30 July 2017 ሰራዊት ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ብፍላይ ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮ ዓመጽ ይፍጽም ኣሎ ተባሂሉ ብኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ዝቐረበ ክሲ፣ ሰበስልጣን ሰራዊት’ታ ሃገር ናይ ኣሉታ መልሲ [...]

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እስራኤል፣ ንኣታዊታት ሓተትቲ ዑቕባ ብዝምልከት ተጋቢኡ
Radio Erena: 28 July 2017 ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እስራኤል ኣብ ጉዳይ'ቲ ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን ሓተቲ ዑቕባ 20 ሚእታዊት ካብ ኣታዊታቶም ብግዴታ ተቖሪጹ ኣብ ባንክ ክተሓዝ ዝብል ሕጊ ብዝምልከት ብሮቡዕ 26 ሓ [...]

ኢጣልያ መራኽባ ናብ ክሊ ማያት ሊብያ ክትልእኽ ሕቶ ቀሪቡ
Radio Erena: 28 July 2017 ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ንዝነጥፉ ዘለው ውልቀ ሰባት ይኩኑ ጉጅለታት ንምህዳን፣ ኢጣልያ ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ናብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ክትልእኽ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ናይቲ ብሕቡራት [...]