Category: News

1 56 57 58 59 60 968 580 / 9676
ባሕቲ ግንቦት፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት፣ ብደረጃ ዓለም ተዘኪራ

ባሕቲ ግንቦት፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት፣ ብደረጃ ዓለም ተዘኪራ

RADIO ERENA – Thursday, 02 May 2024 ባሕቲ ግንቦት፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት፣ ብደረጃ ዓለም ተዘኪራ። ኣብ መብዛሕትኡ ሃገራት፣ ተኸሲቱ ብዘሎ ቁጠባዊ ብድሆታት፣ ፈረንሳ ኣብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት፣ ሰ [...]
ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ብዝፍጸም ዘሎ መጥቃዕታት፣ ጻዕቂ ናይ ካርጎ መራኽብ ኣብ መትረብ ስዌጽ ብ66% ከምዝጎደለ ተሓቢሩ

ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ብዝፍጸም ዘሎ መጥቃዕታት፣ ጻዕቂ ናይ ካርጎ መራኽብ ኣብ መትረብ ስዌጽ ብ66% ከምዝጎደለ ተሓቢሩ

RADIO ERENA – Thursday, 02 May 2024 ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ብሰንኪ ዝፍጽሞ ዘሎ መጥቃዕታት፣ ኣብ መትረብ ስዌጽ ዘጋጥም ዝነበረ ጻዕቂ ናይ ካርጎ መራኽብ ብ66% ከምዝግደለ ንሰበ ስልጣን ሃገራዊ ቤት ጽሕፈት ም [...]
ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ፣ ብሰንኪ ግጭት 4.1 ሚልዮን ቆልዑ ትምህርቲ ኣቋሪጾም

ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ፣ ብሰንኪ ግጭት 4.1 ሚልዮን ቆልዑ ትምህርቲ ኣቋሪጾም

RADIO ERENA – Wednesday, 01 May 2024 ኣብ ክልል ኣምሓራ ልዕሊ 4.1 ሚልዮን ህጻናት ብሰንኪ ቀጻሊ ግጭትን ደርቂን ካልኦት ረቛሒታትን ካብ ትምህርቲ ኣቋሪጾም ከምዘለዉ ቤት ጽሕፈት ምውህሃድ ሰብኣዊ ጉዳያት [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ መስርሕ ቪዛ ኢትዮጵያውያን ከደናጒ ወሲኑ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ መስርሕ ቪዛ ኢትዮጵያውያን ከደናጒ ወሲኑ

RADIO ERENA – Wednesday, 01 May 2024 ሕብረት ኣውሮጳ ትማሊ ሰኑይ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ንኢትዮጵያውያን ዜጋታት ናብተን ኣባላት ሃገራት ናይቲ ሕብረት ክኣትዉ ዝወሃብ ቪዛ ደረት ክግበረሉ ምዃኑ ኣፍሊጡ። [...]
ብሪጣንያ፣ 6000 ሓተቲ ዑቕባ ክትጥርዝያ

ብሪጣንያ፣ 6000 ሓተቲ ዑቕባ ክትጥርዝያ

RADIO ERENA – Wednesday, 01 May 2024 ብሪጣንያ ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ዓመተ 2024 ኣስታት 6 ሽሕ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ሩዋንዳ ክትጥርዝ መደብ ከም ዘለዋ ሓደ ላዕለዋይ ሚኒስተር ትማሊ ሰሉስ 30 ሚያዝያ ገሊጹ። [...]
ሩስያን ሱዳንን ኣብ ጸጥታ ክተሕእጋገዛ ይዝትያ

ሩስያን ሱዳንን ኣብ ጸጥታ ክተሕእጋገዛ ይዝትያ

RADIO ERENA – Tuesday, 30 April 2024 ብምክትል ጉዳያት ወጻኢን ፍሉይ ልኡኽ ኣብ ማእከላይ ምብራቕን ኣፍሪቃን፣ ሚኻኤል ቦግዳኖቭ ዝምራሕ ላዕለዎይ ልኡኽ ሩስያ ኣብ ሱዳን ናይ ክልተ መዓልታት ወግዓዊ ናይ ስራሕ [...]
ካብ ጂቡቲ ናብ ስዑዲ ዓረብ ትጓዓዝ ዝነበረት ናይ ጽዕነት መርከብ መጥቃዕቲ ተኻይዱላ

ካብ ጂቡቲ ናብ ስዑዲ ዓረብ ትጓዓዝ ዝነበረት ናይ ጽዕነት መርከብ መጥቃዕቲ ተኻይዱላ

RADIO ERENA – Tuesday, 30 April 2024 ሑቲ፣ ካብ ጂቡቲ ናብ ስዑዲ ዓረብ ተመርሕ ንዝነበረት ናይ ጽዕነት መርከብ ብሰኑይ 29 ሚያዝያ ከምዘጥቅዐ ተገሊጹ። እታ ናይ ማልታ ባንዴራ ተንበልብል ዝነበረት መርከብ፣ ካብ [...]
4 ግንቦት ኣብ ዝጅምር ጂሮ ዲ ኢጣልያ፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ክስለፉ’ዮም

4 ግንቦት ኣብ ዝጅምር ጂሮ ዲ ኢጣልያ፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ክስለፉ’ዮም

RADIO ERENA – Tuesday, 30 April 2024 ቀዳም 4 ግንቦት ካብ ከተማ ቶሪኖ ተበጊሱ፡ ሰንበት 26 ግንቦት ኣብ ሮማ ኣብ ዝዛዘም ቅድድም ጂሮ ዲ ኢጣልያ 2024፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ክወዳደር'ዮም። ኣብ'ዚ ቅድድም፣ [...]
ኤርትራውያን ስደተኛታት ንውሳነ ባይቶ ኖርወይ ዝቃወም ሰልፊ ኣካይዶም

ኤርትራውያን ስደተኛታት ንውሳነ ባይቶ ኖርወይ ዝቃወም ሰልፊ ኣካይዶም

RADIO ERENA – Monday, 29 April 2024   ኣብ ሃገሮም ሰልፊ ምግባር ይኹን ሕቶ ከቕርቡ መሰል ዘይብሎም ደገፍቲ ምልኪ ዝኾኑ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተቐማጦ ኖርወይ ኣንጻር ውሳነ ባይቶ ሰልፊ ኣካይ [...]
ኤርትራዊት ስደተኛ: ኣብ ጫካ ዶብ ፖላንድ ሓሪሳ

ኤርትራዊት ስደተኛ: ኣብ ጫካ ዶብ ፖላንድ ሓሪሳ

RADIO ERENA – Monday, 29 April 2024 ዝሓለፈ ሰሙን ሓንቲ ስማ ዘይተጠቕሰ ኤርትራዊት ኣብ ጫካታት ዶብ ፖላንድን ቤላሩስን ከምዝተገላገለት ማዕከናት ዜና ዓለም ገለጸን:: እታ ኤሪትራዊት ነብሰ ጾር ካብ ቤ [...]
1 56 57 58 59 60 968 580 / 9676