Category: News

ተቓውሞ ህዝቢ ሱዳን፣ ኣንጻር ወትሃደራዊ ምሕደራ እናሓየለ መጺኡ
Radio Erena: 02 May 2019
ህዝቢ ሱዳን፣ ኣንጻር ወትሃደራዊ ምሕደራ ዘካይዶ ዘሎ ተቓውሞ እናሓየለ ይመጽእ ከምዝሎ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ካብ ካርቱም ሓቢረን።
ኣብዘን ዝሓለፋ ሰለስተ መዓልታት፣ ዋሕዚ ሰለፈ [...]

1 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት፣ ብደረጃ ዓለም ይዝከር
Radio Erena: 01 May 2019
ባሕቲ ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ብደረጃ ዓለም ይዝከር ኣሎ።
ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት፣ ኣብ ከም በዓል ኤርትራ፣ ኩባን ሰሜን ኮርያ ዝኣመሰላ ሃገራት ብሰልፍን ካልእ [...]

ግብጺ ዝመደበሩ ማሕበር፣ ኣብ ኤርትራ ዝተኽሎ ዘሎ 4 ሜጋዋት ዘመንጩ ጸሓያዊ ጸዓት ኣብዚ ሰለስተ ኣዋርሕ ክዛዝሞ ምዃኑ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 01 May 2019
ማሕበር ዓረብ ንኢንዱስትርያዊ ምዕባለ፣ ኣብ ኤርትራ፣ ዝተኽሎ ዘሎ፣ 4 ሜጋዋት ዘመንጩ ጸሓያዊ ጸዓት፣ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ክዛዝሞ ምዃኑ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣብ ግብጺ ዝመደበሩ ማሕበር፣ ነ [...]

ኣብ ሊብያ ዝጸንሑ 50 ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ከምዝተመልሱ ሚኒስተር ዜና ገሊጹ
Radio Erena: 01 May 2019
ኣብ ሊብያ፣ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ተቐርቒሮም ዝጸንሑ 50 ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ከምዝተመልሱ ሚኒስተር ዜና ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ብትዊተር ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽ [...]

ሱዳን፣ ሲቪላዊ ስርዓት ንምምስራት፣ ኣብ መንጎ መሰጋገሪ ወትሃደራዊ ባይቶን ተቓወምቲ ፖለቲካውያን ውድባትን ናይ ዘተ መድረኻት ይካየድ
Radio Erena: 30 April 2019
ሱዳን፣ ሲቪላዊ ስርዓት ንምምስራት፣ ኣብ መንጎ መሰጋገሪ ወትሃደራዊ ባይቶን ተቓወምቲ ፖለቲካውያን ውድባትን ናይ ዘተ መድረኻት ይካየድ ኣሎ።
ትማሊ ሰኑይ 29 ሚያዝያ ኣብ ዝተኻየደ [...]

ቻይና ኣብ ጅቡቲ ዘለዋ መደባት ከተዕቢ ምዃና ትገልጽ
Radio Erena: 30 April 2019
ጅቡቲን ቻይናን ኣብ መንጎአን ዘሎ ኩሉ ዓይነት ርክባት ብዝያዳ ንምዕባዩ ዘኽእለን ስምምዓት ከምዝኸተማ ተገሊጹ።
ቻይና ኣብ ጅቡቲ ዘለዋ መደባት ከተዕቢ ከምእትደሊ ኣፍሊጣ።
እ [...]

ቱርኪን ቀጠርን ሓባራዊ ልምምድ ነፈርቲ ኵናት ኣካይደን
Radio Erena: 30 April 2019
ቱርኪን ቀጠርን ሓባራዊ ልምምድ ነፈርቲ ኵናት ከምዘካየዳ ኣገልግሎት ዜና ቱርኪ ሓቢሩ።
ኣብቲ ሓይልታት ኣየር ቀጠርን ቱርኪን ዘካየድዎ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ፣ ሓይሊ ኣየር ኣመ [...]

ኤርትራ፣ ኣብ ከባቢ ባድመ ዝነበረ ሰራዊት ተሳሒቡ ብሓደስቲ ተተኪኡ
Radio Erena: 29 April 2019
ንሓያሎ ዓመታት ኣብ ከባቢ ባድመ ዓስኪረን ዝነበራ ኣሃዱታት ሰራዊት ኤርትራ ተሳሒበን።
እተን ኣሃዱታት ድሕሪ ምስሓበን፣ ኣብዘን ዝሓለፈ ክልተ ዓመታት፣ ካብ ታዕሊም ብዝወጹ ሓደስቲ [...]

ቱርኪ፣ ኣብ ሱዳን፣ ወደብ ስዋኪን ዝጀመረቶ መፕሮጀክታት ከምዘይተቋረጸ ገሊጻ
Radio Erena: 29 April 2019
ቱርኪ፣ ኣብ እዋን ስርዓት ኣል በሽር፣ ኣብ ሱዳን፣ ወደብ ስዋኪን ዝጀመረቶ ፕሮጀክታት ከምዘይተቋረጸ ኣፍሊጣ።
እታ ሃገር ነዚ ተፍልጥ ዘላ፣ ንበሺር ብዕልዋ ዝኣለየ መሰጋገሪ ወትሃ [...]

ምንቅስቓስ ‘ይኣክል’ ብሰሚናራትን ኣስተምህሮታትን ይቕጽል
Radio Erena: 28 April 2019
ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ‘ይኣክል’ ብምባል ዝጀመሩዎ ምንቅስቓስ ብሰፊሑ ይቕጽሉዎ ከምዘለዉ፣ ከካብ ቦትኡ ዝተረኽበ ሓበሬታ ኣመልኪቱ።
እዚ ካብ ዝተፈላለያ ሃ [...]