Category: News

1 526 527 528 529 530 980 5280 / 9791
ኣል ሑቲ ኣብ ልዕሊ መዓርፎ ነፈርቲ ስዑዲ ዓረብ ደብዳብ ኣካዪዱ

ኣል ሑቲ ኣብ ልዕሊ መዓርፎ ነፈርቲ ስዑዲ ዓረብ ደብዳብ ኣካዪዱ

Radio Erena: 19 June 2019 ኣል ሑቲ ናይ የመን ኣብ ልዕሊ መዓርፎ ነፈርቲ ስዑዲ ዓረብ ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ደብዳብ ኣካዪዱ። እቲ ኣብ ደቡባዊ ክፋል ስዑዲ ዝርከብ ኣብሃ ዝተባህለ መዓርፎ ነፈርቲ፣ ከፊላዊ [...]
መንግስቲ ኤርትራ ብካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ዝውነና ትካላት ጥዕና ክህገራ ወሲኑ

መንግስቲ ኤርትራ ብካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ዝውነና ትካላት ጥዕና ክህገራ ወሲኑ

Radio Erena: 18 June 2019 መንግስቲ ኤርትራ ብካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኤርትራ ክመሓደራ ዝጸንሓ ክሊኒካት ክህግረን ምውሳኑ፣ ኣብ ሓያሎ ኤርትራውያን ቁጠዐ ፈጢሩ። እተን ብካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ክመሓደራ ዝ [...]
ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ጉዳይ ሱዳን ዝተፈላለየ መርገጺ ምውሳደን ሻቕሎት ይፈጥር

ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ጉዳይ ሱዳን ዝተፈላለየ መርገጺ ምውሳደን ሻቕሎት ይፈጥር

Radio Erena: 18 June 2019 ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ጉዳይ ሱዳን ዘለወን መርገጺ ብምፍልላዩ፣ ነቲ ከም ሓድሽ ጀሚሩ ዘሎ ዝምድነአን ከይትንክፎ ስግኣት ከምዘሎ ተገሊጹ። ኤውሮጳውያን ዲፕሎማሰኛታት ነዚ ስክፍታ’ [...]
ፕረዚደንት ግብጺ ነበር መሓመድ ሞርሲ ሞይቱ

ፕረዚደንት ግብጺ ነበር መሓመድ ሞርሲ ሞይቱ

Radio Erena: 18 June 2019 ፕረዚደንት ግብጺ ነበር መሓመድ ሞርሲ፣ ኣብ ቤት ፍርዲ ድሕሪ ምቕራቡ ብሕማም ህይወቱ ከምዝሓለፈት ካብ ካይሮ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። ሑስኒ ሙባረክ ብህዝባዊ ናዕቢ ድሕሪ ምዕላዉ [...]
ንሕብረት ኣፍሪቃ ዳግመ ምትዕርራይ ንምግባር ዝቖመት ጉጅለ፣ ብቀዳም 15 ሰነ ኣብ ኪጋሊ ኣኼባ ኣካዪዳ

ንሕብረት ኣፍሪቃ ዳግመ ምትዕርራይ ንምግባር ዝቖመት ጉጅለ፣ ብቀዳም 15 ሰነ ኣብ ኪጋሊ ኣኼባ ኣካዪዳ

Radio Erena: 17 June 2019 ንሕብረት ኣፍሪቃ ዳግመ ምትዕርራይ ንምግባር ዝቖመት ጉጅለ፣ ብቀዳም 15 ሰነ ኣብ ኪጋሊ ኣኼባ ኣካዪዳ። ፕረዚደንት ፖል ካጋመ ብዘቕረበላ ዕድመ መሰረት ኣብ ኪጋሊ ዝተኣከበት እታ ጉጅለ፣ [...]
ኣብ ኤርትራ ተመሃሮ ክለዓዓሉ ጎስጒስኩም ተባሂሎም ሽዱሽተ መማህራን አብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም

ኣብ ኤርትራ ተመሃሮ ክለዓዓሉ ጎስጒስኩም ተባሂሎም ሽዱሽተ መማህራን አብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም

Radio Erena: 17 June 2019 ኣብ ኤርትራ ተመሃሮ ላዕለዋይ ደረጃ ምልዕዓል ከካዪዱ ጎስጒስኩም ዝተባህሉ መማህራን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ይኣትዉ ከምዘለዉ፣ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ገለ መማህራን ካብ ቤት ትምህርቲ ቀ [...]
ኣልበሽር፣ ኣብ ቅድሚ ኣኽባር ሕጊ ቀሪቡ

ኣልበሽር፣ ኣብ ቅድሚ ኣኽባር ሕጊ ቀሪቡ

Radio Erena: 16 June 2019 ፕረዚደንት ሱዳን ነበር ሓሰን ዑመር ኣልበሽር፣ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ድሕሪ ምእታዉ ንመጀመሪያ ግዜ ኣብ ቅድሚ ኣኽባር ሕጊ ቀሪቡ። ኣልበሽር፣ ብሰንበት 16 ሰነ ኮበር ካብ ዝተባህለ ቤት ማእሰ [...]
ኣብ ኣስመራ ክሽየጥ ዝጸንሐ ዕሹግ ማይ ተኸልኪሉ

ኣብ ኣስመራ ክሽየጥ ዝጸንሐ ዕሹግ ማይ ተኸልኪሉ

Radio Erena: 16 June 2019 መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ከተማ ኣስመራ ክሽየጥ ዝጸንሐ ዕሹግ ማይ፣ ደው ከምዘበሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እተን ዕሹግ ማይ መስሪሐን ከካፋፍላ ዝጸንሓ ትካላት ምህርተን ደው ከብላ ት [...]
‘ዘተ ሰላም ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ኣይተሳማማዕናን’ ምንቅስቓስ ንናጽነትን ንለውጥን

‘ዘተ ሰላም ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ኣይተሳማማዕናን’ ምንቅስቓስ ንናጽነትን ንለውጥን

Radio Erena: 16 June 2019 ምንቅስቓስ ንናጽነትን ለውጥን ሱዳን፣ ዘተ ሰላም እታ ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ተሳማሚዖም ዝተባህለ ሓቅነት ከምዘይብሉ ኣፍሊጡ። እቲ ንህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን ዝመርሕ ዘሎ ሓይሊ፣ ኢትዮጵያ [...]
ኬንያ፣ 11 ኣባላት ፖሊስ ተቐቲሎም

ኬንያ፣ 11 ኣባላት ፖሊስ ተቐቲሎም

Radio Erena: 16 June 2019 ኣብ ዶብ ኬንያን ሶማልን ኮለላ ኣብ ልዕሊ ዘካዪድ ዝነበረ ቃፍላይ ፖሊስ ኬንያ ብዝወረዶ ናይ ነታጒ ሓደጋ፣ ብዉሑዱ ዓሰርተ ሓደ ኣባላት ፖሊስ ከምዝተቐትሉ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ [...]
1 526 527 528 529 530 980 5280 / 9791