Category: News

ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፣ ጥሪት ይገፉ
Radio Erena: 21 July 2019
ኣብ ከተማ ኣስመራ ናይ ሰብን ጥሪትን ከቢድ ግፋ ክካየድ ከምዝቐነየ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።
ንጥሪት ብዝምልከት፣ ካብ ገጠራት ኤርትራ መጺኦም ኣብ ከተማ ኣስመራ ክሸጡ ኣብ ዝፈተኑሉ [...]

ዕጡቓት ውድባት ሱዳን፣ ንዝተፈረመ ስምምዕ ሰላም ከምዘይቅበልዎ ኣፍሊጦም
Radio Erena: 21 July 2019
ልፍንቲ መስሪቶም ዘለዉ ዕጡቓት ውድባት ሱዳን፣ ነቲ ኣብ መንጎ ሓይሊ ንናጽነትን ወተሃደራዊ ጉጅለን ዝተፈረመ ስምምዕ ሰላም ከምዘይቅበልዎ ኣፍሊጦም።
እቲ ብዑመር ኣልዲገይር ዝምራሕ ልፍንቲ [...]

መንግስቲ ኤርትራ ናጽነት ሃይማኖት ከኽብር፣ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ጸዊዓ
Radio Erena: 21 July 2019
መንግስቲ ኤርትራ ናጽነት ሃይማኖት ከኽብር፣ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ጸዊዓ።
ምኽትል ፕረዚደንት ኣመሪካ ማይክ ፐንስ ብሓሙስ 18 ሓምለ ኣብ ዋዕላ ‘ናጽነት ሃይማኖት’ ተረኺቡ ኣብ ዘስመ [...]

ኢትዮጵያ፣ ህዝቢ ሲዳማ ሓድሽ ክልል ንምቛም ተቓውሞታት ኣብ ምውዳብ ይርከብ
Radio Erena: 19 July 2019
ህዝቢ ሲዳማ ናይ ኢትዮጵያ፣ ናይ ገዛእ ርእሱ ክልል ንምቛም ክገብሮ ዝጸንሐ ቃልሲ ንምቕጻሉ ተዳልዩ ከምዘሎ ካብታ ሃገር ዝመሓላለፍ ዘሎ ሓበሬታታት ኣነጺሩ።
እቲ ህዝቢ ዘልዓሉ ሕቶ [...]

ኣመሪካ፣ 500 ወትሃደራት ናብ ስዑዲ ዓረብ ከተዋፍር’ያ
Radio Erena: 19 July 2019
ኣመሪካ ምስ ኢራን ኣብ እትሰሓሓበሉ ዘላ እዋን፣ 500 ወትሃደራት ናብ ስዑዲ ዓረብ ከተዋፍር ምዃና ንክፍሊ ምክልኻል እታ ሃገር ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና ሓቢረን።
እቶም ወትሃደራት፣ [...]

ብህግደፍ ዝድገፉ ኣቡናት ኣብ ልዕሊ ብጹእ ዎ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ሓድሽ ጸለመ የካይዱ
Radio Erena: 18 July 2019
ብሃይማኖታዊ ጉዳያት ህግደፍ ዝምርሑ ኣቡናት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ ፓትርያርክ፣ ብጹእ ዎ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ሓድሽ ጸለመ ኣብ ምክያድ ተጸሚዶም ይርከ [...]

ስዑዲ ዓረብ፣ ምስሓብ ሰራዊት ሕቡራት ኢማራት ካብ የመን የሻቕላ
Radio Erena: 18 July 2019
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ሰራዊታ ካብቲ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝርከብ ስትራቴጃዊ ከባቢታት ክትስሕብ ምውሳና፣ ንስዑዲ ዓረብ ከምዘሻቐላ ፖለቲካውያን ተንተንቲ ገሊጾም።
ወትሃደራውያን ሰበ ስልጣን የመ [...]

ግብጺ፣ ሬሳ ኤርትራዊት መንእሰይ ብጌጋ ናብ ሊብያ ልኢኻ
Radio Erena: 17 July 2019
ግብጺ፣ ንሬሳ ሓንቲ ኤርትራዊት መንእሰይ፣ ብጌጋ ናብ ሊብያ ከምዘፋነወት ማዕከናት ዜና ሊብያ ሓቢረን።
ሬሳ ናይታ ስማ ዘይተጠቕሰት፣ ጓል 18 ዓመት ኤርትራዊት፣ ናብ ኤርትራ ክልኣኽ [...]

ሱዳን፣ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምቛም ዝቐረበ እማመ ተኸቲሙ
Radio Erena: 17 July 2019
ኣብ ሱዳን፣ ካብ ሰራዊትን ፖለቲካውያን ውድባትን ዝተዋጽአ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምቛም ዝቐረበ እማመ ተኸቲሙ።
እቲ ብኢትዮጵያን ሕብረት ኣፍሪቃን ክድፍኣሉ ዝጸንሐ እማመ፣ ስልጣን ሒዙ [...]

ኣስመራ፣ ብኩፖን ዝዕድል ዝነበረ ክልተ ባኒ ናብ ሓደ ወሪዱ
Radio Erena: 17 July 2019
ኣስመራ፣ ምስ ምኽፋት ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ዋጋኡ ተረጋጊኡ ዝጸንሐ ባኒ እናተሳእነ ይመጽእ ኣሎ።
መንግስቲ፣ ብኩፖን ንሓደ ሰብ ክልተ ባኒ ክዕደል እኳ እንተጸንሐ፣ ኣብዚ እዋ [...]