Category: News

ማላዊ፣ ኮረና ቫይረስ ከይዓገታ ኣብ ዘካየደቶ ምርጫ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ናብ ስልጣን ደይቡ
Radio Erena: 30 June 2020
ኢትዮጵያ እትርከበን ሃገራት፣ ብጉልባብ ኮረና ቫይረስ ምርጫ ናይ ምስራዝ ስጉምታት ክወስዳ እንከለዋ፣ ከም ማሊን ብሩንዲን ዝኣመሰላ ግና ብኣንጻሩ ስሩዕ ምርጫታታት ከተኣናግዳ ክኢለን።
[...]

ኣመሪካ፣ ኤርትራ እትርከበን 10 ሃገራት፣ ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂሰብ ከምዝተዋፈራ ወቒሳ
Radio Erena: 29 June 2020
ኤርትራ እትርከበን 10 ሃገራት፣ ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ድቂሰብ ከምዝተዋፈራ ምምሕዳር ትራም ወቒሱ።
ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ብ25 ሰነ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ዘይሕጋዊ ምስግጋ [...]

ሶማል፣ ምርጫ ክካየድ ከምዘይክእል ኮሚሽን ምርጫ እታ ሃገር ገሊጹ
Radio Erena: 29 June 2020
ሶማል፣ ኣብ መወዳእታ ናይዚ ዓመት እዚ ክካየድ ተመዲቡ ዝነበረ ምርጫ፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ክካየድ ከምዘይክእል ኮሚሽን ምርጫ እታ ሃገር ገሊጹ።
ኣደ መንበር ኮሚሽን ምርጫ፣ [...]

ሱዳን፣ ካብ ሃገራት ኤውሮጳን ኣመሪካን 1.8 ቢልዮን ዶላር መብጽዓ ተኣትዩላ
Radio Erena: 29 June 2020
ሱዳን፣ ናብ ደሞክራስያዊ መስርሕ ንምስግጋር ኣብ እትሓልፎ ዘላ መንገዲ ንምሕጋዝ ሃገራት ኤውሮጳን ኣመሪካን ናይ ኣስታት 1.8 ቢልዮን ዶላር መብጽዓ ከምዝኣተዋላ ተገሊጹ።
እቲ መብጽ [...]

ኤርትራውያን ካብ መዳጎኒ መዓስከራት ሊብያ የምልጡ
Radio Erena: 28 June 2020
ኣብ ሊብያ፣ ካብ መዳጎኒ መዓስከራት ናይ ዘምልጡ ዘለዉ ስደተኛታት ቁጽሪ እናወሰኸ ይመጽእ ከምዘሎ ኣካል ውድብ ሕቡራት ኣብ ሰብኣዊ ጉዳያት ገሊጹ።
ብመሰረት ጸብጻብ’ቲ ውድብ፣ ኣብዚ ዝሓለ [...]

ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ በይናዊ ምርጫ ንኸካይድ ዘቕረቦ ጠለብ ተነጺጉ
Radio Erena: 28 June 2020
ሃገራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ፣ ነቲ ካብ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ በይናዊ ምርጫ ንኸካይድ ዝቐረበ ጠለብ ከምዝነጸጎ ኣፍሊጡ።
ኣብ ዝሓለፉ መዓልታት እቲ ናይ ምርጫ ቦርድ፣ ሓፈሻዊ ምርጫ ኢ [...]

ተቛሪጹ ዝጸንሐ ዘተ ኣብ መንጎ ሱዳን፣ ግብጽን ኢትዮጵያን፣ ክቕጽል’ዩ
Radio Erena: 28 June 2020
ተቛሪጹ ዝጸንሐ ዘተ ኣብ መንጎ ሱዳን፣ ግብጽን ኢትዮጵያን፣ ክቕጽል ምዃኑ፣ ካብ ከተማ ካርቱም ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ።
መራሕቲ ሰለስቲኤን ሃገራት፣ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ከምኡ’ውን ፕረዚደ [...]

ኤርትራ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ንኣስታት 30 ዓመታት ለውጢ ዘይርኣየት እንኮ ሃገር
Radio Erena: 26 June 2020
ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ናጽነተን ካብ ዝተጎናጸፋሉ ዕለት ኣትሒዘን፣ እግሪ እግርን ስዒቡ ዝመጽእ ምልኪ'ዩ።
ምልኪ ዘይደሃኻ ኣፍሪቃዊት ሃገር ኣላ ክትብሃል ኣይትኽእልን።
ናጽነት ተኸቲ [...]

ዚምባብዌ፣ ዋጋታት ነዳዲ ብ150% ይውስኽ
Radio Erena: 26 June 2020
ብከቢድ ቁጠባዊ ቅልውላው ዝሕመስ ኣብ እትሕመስ ዘላ ዚምባብዌ፣ መንግስቲ ንዋጋታት ነዳዲ ናይ 150% ወሰኽ ክገብረሉ ምዃኑ ኣፍሊጡ።
መንግስቲ፣ ኣብቲ ብሮቡዕ 24 ሰነ ዘውጽኦ ኣዋጅ [...]

ኢትዮጵያ፣ 4.4 ሚልዮን ህጻናትን ኣዴታትን ረድኤት መኣዛዊ መግብታት ክወሃቦም ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ
Radio Erena: 26 June 2020
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ዓመት'ዚ፣ ብዋሕዲ መኣዛዊ መግብታት ንዝተጠቕዑ ኣስታት 4.4 ሚልዮን ሰባት ንምርዳእ ምስ ማዕከን ቆልዑ ሕቡራት ሃገራትን ውድብ መግብን ሕርሻን ስምምዕ ተኸቲሙ።
[...]