Category: News

ካርቱም፣ ግዳያት ናዕቢ ፍትሒ ክረኽቡ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ
Radio Erena: 01 July 2020
ኣብ ሱዳን፣ ስርዓት ኣልበሽር ንምእላውን ድሕሪኡ ናብ ስልጣን ንዝደየበ ወትሃደራዊ ሓይልን ንምቅዋም ኣብዝ ተኻየደ ህዝባዊ ናዕቢ ዝተቐትሉ ዜጋታት ፍትሒ ክረኽቡዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይ [...]

ኢትዮጵያ፣ “ሓወልቲ ሚኒሊክ ክፈርስ ኣለዎ ዝብል መርገጺ ከምዝጸንሖ ዝንገረሉ” ህቡብ ድምጻዊ ኦሮሞ ተቐቲሉ
Radio Erena: 30 June 2020
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ ዓመታት፣ ሓድሽ መንግስቲ ናብ ስልጣን ይምጻእ ደኣ'ምበር፣ ጸጥታን ድሕነትን እታ ሃገር ምሉእ ብምሉእ ከውሕስ ኣይከኣለን።
ዝሓለፈ ዓመት፣ ጠቕላሊ [...]

ኣየርላንድ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኣስታት 150 ኤርትራውያን ከተጣይስ’ያ
Radio Erena: 30 June 2020
ኣየርላንድ፣ ኣብዚ ዝቕጽል ክልተ ዓመታት፣ ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም ልዕሊ 3 ሽሕ ስደተኛታት ናይ ምጥያስ መስርሕ ክትጅምር ምዃና ኣይርሽ ታይምስ ገሊጹ።
እቲ ማዕከን ዜና፣ ንሰበ [...]

ሱዳን፣ ናብ ሊብያ ዝተበገሱ “ዑሱባት’ዮም” ዝበለቶም 122 ዜጋታታ ኣሲራ
Radio Erena: 30 June 2020
መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ ሊብያ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውግእ ንምስታፍ ዝተበገሱ'ዮም ዝበሎም 122 ዜጋታቱ ከምዝኣሰረ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ካብ ዝተታሕዙ ሰባ [...]

ማላዊ፣ ኮረና ቫይረስ ከይዓገታ ኣብ ዘካየደቶ ምርጫ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ናብ ስልጣን ደይቡ
Radio Erena: 30 June 2020
ኢትዮጵያ እትርከበን ሃገራት፣ ብጉልባብ ኮረና ቫይረስ ምርጫ ናይ ምስራዝ ስጉምታት ክወስዳ እንከለዋ፣ ከም ማሊን ብሩንዲን ዝኣመሰላ ግና ብኣንጻሩ ስሩዕ ምርጫታታት ከተኣናግዳ ክኢለን።
[...]

ኣመሪካ፣ ኤርትራ እትርከበን 10 ሃገራት፣ ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂሰብ ከምዝተዋፈራ ወቒሳ
Radio Erena: 29 June 2020
ኤርትራ እትርከበን 10 ሃገራት፣ ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ድቂሰብ ከምዝተዋፈራ ምምሕዳር ትራም ወቒሱ።
ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ብ25 ሰነ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ዘይሕጋዊ ምስግጋ [...]

ሶማል፣ ምርጫ ክካየድ ከምዘይክእል ኮሚሽን ምርጫ እታ ሃገር ገሊጹ
Radio Erena: 29 June 2020
ሶማል፣ ኣብ መወዳእታ ናይዚ ዓመት እዚ ክካየድ ተመዲቡ ዝነበረ ምርጫ፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ክካየድ ከምዘይክእል ኮሚሽን ምርጫ እታ ሃገር ገሊጹ።
ኣደ መንበር ኮሚሽን ምርጫ፣ [...]

ሱዳን፣ ካብ ሃገራት ኤውሮጳን ኣመሪካን 1.8 ቢልዮን ዶላር መብጽዓ ተኣትዩላ
Radio Erena: 29 June 2020
ሱዳን፣ ናብ ደሞክራስያዊ መስርሕ ንምስግጋር ኣብ እትሓልፎ ዘላ መንገዲ ንምሕጋዝ ሃገራት ኤውሮጳን ኣመሪካን ናይ ኣስታት 1.8 ቢልዮን ዶላር መብጽዓ ከምዝኣተዋላ ተገሊጹ።
እቲ መብጽ [...]

ኤርትራውያን ካብ መዳጎኒ መዓስከራት ሊብያ የምልጡ
Radio Erena: 28 June 2020
ኣብ ሊብያ፣ ካብ መዳጎኒ መዓስከራት ናይ ዘምልጡ ዘለዉ ስደተኛታት ቁጽሪ እናወሰኸ ይመጽእ ከምዘሎ ኣካል ውድብ ሕቡራት ኣብ ሰብኣዊ ጉዳያት ገሊጹ።
ብመሰረት ጸብጻብ’ቲ ውድብ፣ ኣብዚ ዝሓለ [...]

ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ በይናዊ ምርጫ ንኸካይድ ዘቕረቦ ጠለብ ተነጺጉ
Radio Erena: 28 June 2020
ሃገራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ፣ ነቲ ካብ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ በይናዊ ምርጫ ንኸካይድ ዝቐረበ ጠለብ ከምዝነጸጎ ኣፍሊጡ።
ኣብ ዝሓለፉ መዓልታት እቲ ናይ ምርጫ ቦርድ፣ ሓፈሻዊ ምርጫ ኢ [...]