Category: News

ቀይሕ ባሕሪ፣ ን5 ዓመታት ኣብ ሰንፈላል እትርከብ ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ንክሊ ማያት የመን፣ ኤርትራ፣ ጂቡቲን ስዑዲ ዓረብን ከይትብክል መጠንቀቕታ ቀሪቡ
Radio Erena: 24 July 2020
ኣብ ገማግም የመን ን5ዓመታት ተንሳፍፍ ዘላ ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ንክሊ ማያት ኤርትራ፣ ጂቡቲን ስዑዲ ዓረብን ክትብክል ከምእትኽል ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ።
ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት [...]

ክልል ኣምሓራ፣ ብህወሓት ዝተላእኩ’ዮም ዝበሎም ዕጡቓት ከምዝሓዘ ይጠቅስ
Radio Erena: 24 July 2020
ኢትዮጵያ፣ ፈለስቲን ናይ ኣእምሮ ስንክልና ዘለዎምን ተመሲሎም ኣብ ክልል ኣምሓራ ናዕቢ ንምፍጣር ዝተላእኩ ሓይልታት'ዮም ዝተባህሉ 85 ሰባት ከምዝተኣስሩ ንኣማሓዳሪ ክልል ኣምሓራ ኣቶ ተ [...]

ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ኣብ ዘካየደቶ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ሸውዓተ ዕጡቓት ከምዝቐተለት ገሊጻ
Radio Erena: 24 July 2020
ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ኣብ ዘካየደቶ ናይ ነፈርቲ መጥቃዕቲ፣ ሸውዓተ ሽበራውያን ዕጡቓት ከምዝቐተለት፣ ብ22 ሓምለ ኣብ ዘውጽኣቶ መግለጺ ኣፍሊጣ።
እቲ ደብዳብ፣ ዕጡቓት፣ ኣብ ርእሰ ም [...]

ሚ/ጉ ወጻኢ ኢጣልያ፣ ብጉዳይ ምዕጻው ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ቤት ትምህርት ኢጣልያ፣ ናብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ደብዳቤ ምልኣኹ ተሓቢሩ
Radio Erena: 23 July 2020
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢጣልያ ልዊጂ ዲ ማዮ፣ ብጉዳይ ምዕጻው ኣብ ኣስመራ እትርከብ ቤት ትምህርቲ ኢጣልያ፣ ብዝምልከት ናብ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ደብዳቤ ከምዝልኣኸ ዲፕሎማስያውያን [...]

ኣብ የመን፣ ኣሽሓት ጠበናጁን ተተኮስተን ዝጸዓነት መርከብ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ከምዝተታሕዘት ተገሊጹ
Radio Erena: 23 July 2020
ኣብ ገማግም የመን፣ ኣሽሓት ጠበናጁን ተተኮስትን ዝጸዓነት መርከብ ከምዝተታሕዘን ሓለዋ ገማግም ባሕሪ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
መብዛሕቱ እቲ ጠበናጁ AK47 ዝዓይነቱ ካላሺንኮቭ ክኸውን እንከሎ [...]

ንጉስ ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ ሆስፒታል ኣኼባ ካቢኔ ሚኒስተራት ኣካይዱ
Radio Erena: 23 July 2020
ንጉስ ሳልማን ቢን ዓብደልዓዚዝ ኣል ስዑድ፣ ኣብ ሪያድ ካብ ዝርከብ ሆስፒታል ንጉስ ፈይሰል ኮይኑ፣ ኣኼባ ካቢኔ ሚኒስተራት ከምዘካየደ ተሓቢሩ።
እቲ ወዲ 84 ዓመት ንጉስ፣ መርመራ ረኽሲ [...]

እስራኤል፣ ብቅትለት ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ ዝተኸሰሱ ክልተ እስራኤላውያን ናጻ ተባሂሎም
Radio Erena: 22 July 2020
ኣብ እስራኤል፣ ብቅትለት ሃብቶም ዝተባህለ ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ፣ ተኸሲሶም ዝጸንሑ ክልተ እስራኤላውያን፣ ናጻ ተባሂሎም።
ቤት ፍርዲ እታ ሃገር፣ ነቶም ኣብ 2015፣ ኣብ ከተማ ባር [...]

ግብጺ፣ ሰራዊታ ናብ ሊብያ ከተዋፍር’ያ
Radio Erena: 22 July 2020
ግብጺ፣ ሰራዊታ ናብ ሊብያ ከተዋፍር'ያ።
እታ ሃገር፣ ነቲ ብጀነራል ሓፍታር ዝምራሕ ሓይሊ ንምድጋፍ ሰራዊታ ናብ ምዕራባዊ ሊብያ ክትልእኽ ምዃና ዝግለጽ ዘሎ፣ ፓርላማ እታ ሃገር ደገ [...]

ኤርትራን ሱዳንን፣ ኣብ ወትሃደራውያን ጸጥታውን መደያት ንምትሕግጋዝ ዘኽእለን ዘተ የካይዳ
Radio Erena: 21 July 2020
ኤርትራን ሱዳንን፣ ኣብ ወትሃደራውያን ጸጥታውን መዳያት ንምትሕግጋዝ ዘኽእለን ዘተ የካይዳ ከምዘለዋ ተሓቢሩ።
እዚ ዝተሓበረ፣ ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት፣ ጀነራል ፊሊጵፕስ ወልደዮ [...]

ጀኔቫ፡ ብስም ምምካት ለበዳ ኮረና ቫይረስ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ተጻዒኑ ዘሎ ናይ መነባብሮ ጸገማት ከብቅዕ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ
Radio Erena: 21 July 2020
ኣብ ኤርትራ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ዝወጸ ምንቅስቓስ ህዝቢ ዝድርት ኣዋጅ፣ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ከቢድ ናይ መነባብሮ ጸገማት ፈጢሩ ብምህላዉ፣ ህዝቢ ቅልጡፍ ፍታሕ ክረብክ ዝጽውዕ [...]