Category: News

ኢትዮጵያ፣ 45 ሰበ ስልጣን ክልል ቤኒሻኒጉል ጉምዝ ካብ መዝነቶም ተሰጕጎም
Radio Erena: 29 September 2020
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ኣብ ዝተፈላለየ ጽፍሕታት ክሰርሑ ዝጸንሑ 45 ሰበ ስልጣን፣ ብ28 መስከረም ካብ መዝነቶም ከምዝተሰጎጉ ተፈሊጡ።
ምስጓግ ናይቶም ሰበ [...]

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣሲራቶም እትርከብ ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ንምምላስ ምስ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ትዝቲ
Radio Erena: 29 September 2020
ስዑዲ ዓረብ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ፣ ዶብ የመን ሰጊሮም ናብታ ሃገር ዝኣትዉ ይኹኑ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓዶም ወይ ኢቓማ ዝወደቆም እሞ ብፖሊስ ተታሒዞም ዝተኣስሩ ኤርትራውያን ናይ ምም [...]

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ የመን፣ ደሴት ሰኮትራ፣ ሚሊሻታት ምውፋር ትቕጽሎ ምህላዋ ተቓሊዑ
Radio Erena: 29 September 2020
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ የመን ደሴት ሰኮትራ፣ ምሊሻታት ምውፋር ትቕጽሎ ከምዘላ፣ መርበባት ዜና ሓቢረን።
ኣብዚ ቀረባ እዋን፣ ኣስታት 100 ዝኾኑ ሚሊሻ፣ ብመርከብ ተጻዒ [...]

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል-ጉምዝ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 15 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 29 September 2020
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል-ጉምዝ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ብውሕዱ 15 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተሓቢሩ።
ናይቲ ኣብ መተከል፣ ከባቢ ናጉር፣ ኣብ እትርከ [...]

ፈረንሳ፣ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ካሌ ዝተኣኻኸቡ ሓተቲ ዑቕባ ንሓድሕዶም ብዘካየድዎ ግጭት ሓያሎ ቆሲሎም
Radio Erena: 28 September 2020
ኣብ ሰሜናዊ ፈረንሳ ዝርከብ ምምሕዳር ካሌ፣ ኤርትራውያን ንዝከርብዎም ኣስታት 1200 ሓተቲ ዑቕባ፣ ናይ መግቢ ሓገዝ ዝህባ ትካላት ግብረ ሰናይ፣ ደው ከብልኦ ንዘውጽኦ መምርሒ ተ [...]

ኣብ የመን ተዓጊቶም ዝጸንሑ ኣስታት 2 ሽሕ ስደተኛታት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ናብ ጂቡቲ ተመሊሶም
Radio Erena: 28 September 2020
ኣብ የመን ተዓጊቶም ዝጸንሑ ኣስታት 2 ሽሕ ስደተኛታት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ ጂቡቲ ከምዝተመልሱ ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት (IOM) ኣፍሊጡ።
እቶም ዝሓለፈ ሰሙን ናብ [...]

ኣመሪካ፣ ኤርትራ ካብ እትርከበን 38 ሃገራት ኣፍሪቃ ንዝመጹ ተማሃሮ ዝወሃብ ቪዛ ካብ 2 ዓመት ክሓልፍ ከምዘይብሉ ወሲና
Radio Erena: 28 September 2020
ምምሕዳር ትራምፕ፣ ኤርትራ ካብ እትርከበን 38 ሃገራት ኣፍሪቃ ንዝመጹ ተማሃሮ ዝወሃብ ቪዛ ካብ 2 ዓመት ክሓለፍ ከምዘይብሉ ወሲኑ።
እቲ ምምሕዳር፣ በዚ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ዘ [...]

ኣብ ትሕቲ ይኣክል ዝተጠርነፋ ከተማታት ሕ.መ.ኣ. ብዕለት 25- 26 መስከረም 2020 ጉባኤ ኣካዪደን
Radio Erena: 27 September 2020
ኣብ ትሕቲ ይኣክል ዝተጠርነፋ ከተማታት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ብመገዲ ወከልተን ብዕለት 25 26 መስከረም 2020 ጉባኤ ኣካዪደን።
እቲ ኣብ ትሕቲ " ውሁድ ስራሕ ፣ ውሑስ መጻኢ [...]

ሕብረት ኤውሮጳ ንኤርትራ ካብ ዝለገሶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ገለ ክፋሉ ደው ከብሎ ከምዝወሰነ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 27 September 2020
ሕብረት ኤውሮጳ ንኤርትራ ካብ ዝለገሶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ገለ ክፋሉ ደው ከብሎ ከምዝወሰነ ኣፍሊጡ።
ኣምስተርዳም ዝመደበሩ ትካል ንሰብኣዊ መሰላት ንኤርትራውያን ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ [...]

መንግስቲ ሱዳን ንሓሙሽተ ስነጥበባውያን ብዛዕባ ደሞክራሲ ደሪፍኩም ብምባል ቀዪዱ
Radio Erena: 27 September 2020
መንግስቲ ሱዳን ንሓሙሽተ ስነጥበባውያን፣ ብዛዕባ ደሞክራሲ ጎስጒስኩም ብምባል ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምእታዉ፣ ህዩማን ራይትስ ዎች ከሲሱ።
እቶም ስነጥበባውያን ካብ ጎረባብትኹም ‘ተረቢሽና’ [...]