Category: News

ጀርመን፣ ሸሞንተ ኤርትራውያን፣ ኣብ ናይ ጽዕነት መኪና ተዓብዒቦም ተረኺቦም
Radio Erena: 15 October 2020
ኣብ ጀርመን፣ ከባቢ ከተማ ሄሊገንሮስ፣ ሸሞንተ ኤርትራውያን ኣብ ናይ ጽዕነት መኪና ተዓብዒቦም ከምዝተረኽቡ ፖሊስ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
እቶም ሓደ ቆልዓ ዝርከቦም፣ ኤርትራውያን ምዃኖም [...]

ቀ/ሚ ሱዳን፣ ጠንቂ ናዕቢ ዞባ ከሰላ ንዝኾነ ኣማሓዳሪ ካብ መዝነቱ ሰጕጉ
Radio Erena: 15 October 2020
ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ፣ ኣምሓዳሪ ዞባ ከሰላ ኮይኑ ንዝተመዘዘ ሳልሕ ዓማር ካብ ስልጣኑ ከምዝሰጎጎ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ነቲ ካብ [...]

ፕረዚደት ትራምፕ፣ ሰራዊት ኣመሪካ ካብ ሶማል ከውጽእ መዲቡ
Radio Erena: 15 October 2020
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፣ ኣብ ሶማል ተዋፊሩ ዝርከብ ሰራዊት ኣመሪካ ከውጽእ ምምዳቡ ተሓቢሩ።
ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና፣ ንወትሃደራዊ ምንጭት ብምጥቃስ ኣብ ዘቕርብኦ ዘለዋ ሓበሬታ፣ [...]

ናይ ሎሚ 14 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና፣-
Radio Erena 14 October 2020
https://www.youtube.com/watch?v=8ffHWalBG3A&feature=emb_title [...]

ክልል ትግራይ፣ ወራር ኣንበጣ ንምምካት ዝዓደጋ ሰብ ኣልቦ ነፋሪት፣ ናይ ጸጥታ መለክዒታት ከተማልእ ብዘይምኽኣላ ከምዝተታሕዘት መንግስቲ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 14 ጥቅምቲ 2020
ክልል ትግራይ፣ ወራር ኣንበጣ ንምምካት ካብ ወጻኢ ዝዓደጋ ሰብ ኣልቦ በራሪት ወይ ድሮን ናይ ድሕነት ወይ ጸጥታ መስፈሪታት ከተማልእ ብዘይምኽኣላ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝተዓግተት ሓላፊ ወ [...]

ራድዮ ኤረና፣ ብAfrica Media Development Foundation (AMDF) ዝወሃብ ናይ 2020 ናይ ትብዓት ጋዜጠኝነት ተዓዋታ
Radio Erena: 13 October 2020
ራድዮ ኤረና፣ ብAfrica Media Development Foundation (AMDF) ዝወሃብ ናይ 2020 ናይ ትብዓት ጋዜጠኝነት ተዓዋቲት ኮይና።
እዚ ኣብ ናይጀርያ ዝመደበሩ ዘ [...]

ን19 ዓመታት ኣብ ማእሰርቲ ዝርከብ ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኣስራት፣ ተባዕ ጋዜጠኛ 2020 ናይ ፔን ፒንተር ተባሂሉ
Radio Erena: 13 October 2020
ን19 ዓመታት ኣብ ማእሰርቲ ዝርከብ ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኣስራት፣ ተባዕ ጋዜጠኛ 2020 ናይ ፔን ፒንተር ብሪጣንያ ተረቑሑ።
ጸሓፊ፣ ገጣሚን ጋዜጠኛን ኣማኑኤል ኣስራት፣ [...]

ናይ ሎሚ ሰሉስ 13 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና፣-
Rado Erena: 13 October 2020
https://www.youtube.com/watch?v=9n0816FiJvo&feature=emb_title [...]

ኩዌት፣ ንፕረዚደንት ኣል ሲሲ ዝተቓወሙ ሰለስተ ግብጻውያን ናብ መንግስቲ ግብጺ ኣረኪባ
Radio Erena: 13 ጥቅምቲ 2020
ንግስነት ኩዌት፣ ንፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ዝተቓወሙ ሰለድተ ግብጻውያን፣ ናብ መንግስቲ ግብጺ ከምዘረከበቶም ምንጭታት ዜና ካብ ካይሮ ሓቢረን።
እቶም ግብጻውያን፣ ዝሓ [...]

ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ዘለዋ ሕማቕ ኣተሓሕዛ ወቒሱ
Radio Erena: 12 October 2020
ስዑዲ ዓረብ፣ ብምኽንያት ለበዳ ኮረና ቫይረስ ድሕሪ ዝኣወጀቶ ኣዋጅ ምዕጻው፣ ልዕሊ 16 ሽሕ ስደተኛታት ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ሓደ መኽዘን ጸፋጺፋ ሒዛቶም ከምዘላ ክቃላሕ ጸኒሑ'ዩ። [...]