Category: News

1 394 395 396 397 398 978 3960 / 9773
ኢትዮጵያ፣ ከምቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ዝገለጾ 6.1% ዕብየት ቁጠባ ዘይኮነ 1.9% ጥራይ ከምእተመዝግብ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ከምቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ዝገለጾ 6.1% ዕብየት ቁጠባ ዘይኮነ 1.9% ጥራይ ከምእተመዝግብ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ገሊጹ

Radio Erena: 27 October 2020 ቁጠባዊ ዕብየት ኣብ ትሕቲ ሰሃራ ኣብ ዝርከባ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ካብቲ ቅድሚ ኮረና ቫይረስ ተገሚቱ ዝነበረ ብማእከላይ ገምጋም ብ3% ከንቖልቕል ከምዝኽእል ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ገ [...]
ፕረዚደንት ሶማል ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣካይዱ

ፕረዚደንት ሶማል ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣካይዱ

Radio Erena: 27 October 2020 ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ፣ ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ከምዘካየደ ምንጭታት ዜና ካብ ሞቛድሾ ሓቢረን። እቲ ፕረዚደንት፣ ምስ ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተርን [...]
ፈረንሳ፣ ሓደስቲ ወትሃደራውያን ድሩዓት መካይን ንፈተነ ናብ ኣፍሪቃ ተዋፍር

ፈረንሳ፣ ሓደስቲ ወትሃደራውያን ድሩዓት መካይን ንፈተነ ናብ ኣፍሪቃ ተዋፍር

Radio Erena: 26 October 2020 መንግስቲ ፈረንሳ፣ ዝተራቐቐ ኣጽዋር ዝዓጠቓ፣ "ግሪፎን" ዝተባህላ ሓደስቲ ወትሃደራውያን ድሩዓት መካይን፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ ቅነ ንፈተነ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪቃ ከምዘዋፈረ [...]
ግብጺ፣ ኣብ 10 መዓልታት 49 ሰባት ብሞት ቀጺዓ

ግብጺ፣ ኣብ 10 መዓልታት 49 ሰባት ብሞት ቀጺዓ

Radio Erena: 26 October 2020 መንግስቲ ግብጺ፣ ኣብ 10 መዓልታት 49 ሰባት ብሞት ከምዝቐጽዐት፣ ሁማን ራይትስ ዎች ወቒሱ። እቲ ኣህጉራዊ ተጣባቒ ትካል ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ካብ 3 ክሳብ [...]
ሱዳን፣ ካብ እስራኤል ንዝስጎጉ ሓተቲ ዑቕባ ንኽትቅበል ኣብ ስምምዕ በጺሓ ተባሂሉ

ሱዳን፣ ካብ እስራኤል ንዝስጎጉ ሓተቲ ዑቕባ ንኽትቅበል ኣብ ስምምዕ በጺሓ ተባሂሉ

Radio Erena: 25 October 2020 ሱዳንን እስራኤልን፣ ብመንጎኝነት ፕረዚደንት ትራምፕ፣ ወግዓዎ ዝምድና ከምዝመስረታ ድሕሪ ምግላጹ፣ ሓደ ካብቲ ብቀዳምነት ኣብ ስምምዕ ክበጽሓሉ ዝኽእላ ነጥብታት፣ ጉዳይ እቶም ኣብ እ [...]
ኣብ ኤርትራ ዕደናዊ ንጥፈታት ዘካዪድ ዘሎ ኩባንያ ዳናካሊ ንሽልማት ተሓጽዩ

ኣብ ኤርትራ ዕደናዊ ንጥፈታት ዘካዪድ ዘሎ ኩባንያ ዳናካሊ ንሽልማት ተሓጽዩ

Radio Erena: 25 October 2020 ኣፍሪካ ማዕድንን ጸዓትን ዝተባህለ ኣውስትራልያዊ ጉጅለ፣ ኣብ ኤርትራ ዕደናዊ ንጥፈታት ንዘካዪድ ዘሎ ኩባንያ ዳናካሊ ንሽልማት ሓጽዩዎ። እቲ ጉጅለ፣ ናይ 2020 ዓመተ ምህረት፣ ጸለው [...]
ኣምባሳደር ደቡብ ሱዳን ኣብ ኤርትራ ብሃንደበታዊ ሕማም ሞይቱ

ኣምባሳደር ደቡብ ሱዳን ኣብ ኤርትራ ብሃንደበታዊ ሕማም ሞይቱ

Radio Erena: 25 October 2020 ኣምባሳደር ደቡብ ሱዳን ኣብ ኤርትራ፣ ብሃንደበት ሓሚሙ ድሕሪ ምውዳቑ፣ ብኡ ንብኡ ከምዝሞተ ማዕከናት ዜና ኬንያ ሓቢረን። ኣምባሳደር ማይክል ንያንግ፣ ስድራቤቱ ክበጽሕ ንኬንያ ኣብ ዝ [...]
ኢትዮጵያ ካብ ኤምባሲ ሕ.መ.ኣ. መብርሂ ትሓትት

ኢትዮጵያ ካብ ኤምባሲ ሕ.መ.ኣ. መብርሂ ትሓትት

Radio Erena: 25 October 2020 ኢትዮጵያ ብዛዕባ’ቲ ፕረዚደንት ትራምፕ ንዲጋ ተሓድሶ ብዝምልከት ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ዝሃቦ ቃል ወግዓዊ መብርሂ ሓቲታ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣብ ኣዲስ [...]
“ግብጺ፣ ኢትዮጵያ ንእትሃንጾ ዘላ ዲጋ ከተዕንዎ ትኽእል’ያ።” ፕረዚደንት ትራምፕ

“ግብጺ፣ ኢትዮጵያ ንእትሃንጾ ዘላ ዲጋ ከተዕንዎ ትኽእል’ያ።” ፕረዚደንት ትራምፕ

Radio Erena: 21 October 2020 ግብጺ፣ ኢትዮጵያ ንእትሃንጾ ዘላ ዲጋ ከተዕንዎ ከምእትኽእል፣ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ገሊጹ። እቲ ፕረዚደንት ንምምስራት ዝምድና እስራኤልን ሱዳንን ብዝምልከት ምስ መራሕቲ [...]
ናይ ሎሚ ዓርቢ 23 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና

ናይ ሎሚ ዓርቢ 23 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና

Radio Erena: 23 October 2020 https://www.youtube.com/watch?v=nQwbZj-ZAm0&feature=emb_title   [...]
1 394 395 396 397 398 978 3960 / 9773